ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ንምክልኻል ምስ ስዑድ ዓረብ ከምትሰርሕ ገሊፃ mizan mekonen Mar 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ሞንጎ ኣዲስ ኣበባን ሪያድን ዝካየድ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ንምክልኻል ምስ ስዑድ ዓረብ ብምትሕብባር ከምትሰርሕ ገሊፃ፡፡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዑድ ዓረብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ መበል ካልኣይ ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝመፅኡ ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣሓት ፓርቲታት ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ Desta Feb 1, 2025 0 "ኢትዮጵያ ኩሉ ግዘ ዓንዲ ምብራቕ ኣፍሪካ ኢያ" ዋና ፀሓፊ ፓርቲ ፒፕልስ ራሊ ፎር ፕሮግረስ ጅቡቲ ኢልያስ ሙሳ ዳዋሌ "መንፈስ ሃርበኝነት ኢትዮጵያዊያን ቃልሲ ፀረ ባዕዳዊ ኣገዛዝኣን ስርዓት ኣፓርታይድን ንክቀፃፀል ገይሩ ኢዩ” ዋና ፀሓፊ ርክብ ወፃኢ ፓርቲ ዛኑ ፒኤፍ ዚምባቡዌ ሲምበርሼ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብልፅግና ዕላዊ ንምግባር ዝተተግበሩ ሪፎርምታት ሓቓፊነት የረጋግፁ ኣለዉ-ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) Desta Jan 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ብልፅግና ዕላዊ ንምግባር ብመንግስቲ ዝተወሰዱ ስጉምቲታት ማሕበራዊ ሓቓፊነት የረጋግፁ ኣለዉ ክብለዓ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ብሓላፊት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ንህንፀት ኢንዱስትሪ መገጣጠሚን መፍረይን ተሽከርከርቲ ዝኸውን እምነ ኩርናዕ ኣንቢሮም Desta Apr 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ሚያዝያ 11፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ንህንፀት ኢንዱስትሪ መገጣጠሚን መፍረይን ተሽከርከርቲ ዝኸውን እምነ ኩርናዕ ኣንቢሮም። ህንፀት እቲ ኢንዱስትሪ ንሃገርን ነቲ ትካልን ዝህቦ ረብሓ ልዑል ኢዩ ኢሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀ ስላሴ ምስ መተሓባበሪ ሰብኣዊ ጉዳያትን ህፁፅ እዋንን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዋሚ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀ ስላሴ ምስ መተሓባበሪ ሰብኣዊ ጉዳያትን ህፁፅ እዋንን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ማርክ ሎውኩክ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ሰብኣዊ ሓገዝ ተበፃሒ ኣብ ዝኾነሉ ኣግባብ ዘድሃበ ከምዝነበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድብ ህዳሰ ኣብ ወርሒ ሰነ ቀዳማይ ዜር ሓይሊ ምፍልፋል ክጅምር ኢዩ – ዶክተር ኢንጂነር ስለሽ በቀለ Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢት ኣብዚ ሒዝናዮ ዘለና ዓመት ወርሒ ሰነ ቀዳማይ ዜር ሓይሊ ምፍልፋል ከምዝጅምር ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሽ በቀለ ኣፍሊጦም። እቶም ሚኒስትር ዩሲኤል ምስ ዝተብሃለ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዩናይትድ ኪንግደም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወልቃይት ጠገዴ ከባቢ ዲቪዥን ዳንሻ ጣቢያ ሰፈራ ንጥፍኣት ዕላማ ክውዕል ዝነበረ ልዑል መሳርሒታት ጦር ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ወልቃይት ጠገዴ ከባቢ ዲቪዥን ዳንሻ ጣቢያ ሰፈራ ንጥፍኣት ዕላማ ክውዕል ዝነበረ ልዑል መሳርሒታት ጦር ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ኣብ እዚ ሰሜን ዋና ኣዛዚ 5ይ ሜካናይዝድ ክፍለ ጦር ጄነራል ሙሏለም ኣድማሱ ኣፍሊጦም። እም ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 452 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Nov 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 488 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 452 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 104 ሺሕን 879…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዘዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ብምድሃብ ንሲሪል ራማፎዛ መብርሂ ሂበን Gebremariam Weldegerima Nov 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ህዳር፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዘዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ብምድሃብ ንፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካን ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ሲሪል ራማፎዛ መብርሂ ሂበን። ኢትዮጵያ ንሕብረት ኣፍሪካ ዘለዋ ልዑል ቦታ መበገሲ ብምግባር እተን እተን ፕሬዚዳንት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣክሱምን ዓድዋን ሙሉእ ብሙሉእ ከምኡዉን ከባቢ ዓዲግራት ተቖጻጺሩ Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣክሱምን ዓድዋን ሙሉእ ብሙሉእ ከምኡዉን ከባቢ/ዙሪያ ዓዲግራት ከምዝተቖፃፀረ መፃረዪ ሓበሬታ ህፁፅ ጊዘ ኣዋጅ ኣፍሊጡ። ኣብ ግንባር ምዕራብ ሓይሊ ጉጅለ ህወሓት ዘጥቅዕ ዘሎ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ድሕሪ ሽረ ኣብ…