ኣብ ውድድር ስጉሚ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ብክልቲኡ ፆታ ወርቂ ሜዳሊያ ረኺባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካሜሩን ዱዋላ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 23 ውድድር ስጉሚ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ብክልቲኡ ፆታ ወርቂ ሜዳሊያ ረኺባ።
ኣብ ካሜሩን ዱዋላ ዝተኻየደ ውድድር ስጉሚ 20 ኪሎ ሜትሮ÷ ኣትሌት ስንታየሁ ማስሬን ምስጋና ዋቁማ ብዓወት…