Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ዘራኽብ 220 ኪሎ ሜትሮ መገዲ ክህነፅ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ዘራኽብ 220 ኪሎ ሜትሮ መገዲ ከምዝህነፅ ተገሊፁ። ክልቲአን ሃገራት ኣብ ወርሒ ግንቦት 2023 ዓ.ም.ፈ ዝኸተምኡ ናይ 738 ሚሊየን ዶላር ስምምዕነት ፋይናንስ  ስዒቡ እቲ መገዲ ይህነፅ ምህላዉ ተሓቢሩ። ብሄራዊ ቤት…

ኢትዮጵያ ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ 10 ሜዳሊያታት ብምውናን ዛዚማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ 5 ወርቂ፣ 4 ብሩርን 1 ነሃስን ብድምሩ 10 ሜዳሊያታት ብምውናን ውድድራ ዛዚማ። ብኣሰናዳእነት ካሜሩን ኣብ ከተማ ዱዋላ ኣብ ዝተሳለጠ እቲ ውድድር፥ ካብ ልዕል 27 ሃገራት ዝተውፃእፅኡ 2 ሺሕን 500…

ብኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ልኡኽ ጅቡቲ ኣትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ልኡኽ ጅቡቲ ኣትዩ። እቲ ልኡኽ ኣብታ ሃገር ኣብ ዝህልዎ ፃንሒት ኣብ መበል 47 መዓልቲ ናፅነት…

ኢትዮጵያ ብ3 ሺሕ ሜትር መሕንኩሎ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ሜዳሊያ ብሩር ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካሜሩን ዱዋላ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር 3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ኣለምናት ዋለ ካልኣይ ወፂኣ፡፡ ኣብቲ ውድድር ዝተሳተፈት ኣትሌት መሰረት የሻነህ ራብዐይቲ ብምውፃእ ውድድራ ዛዚማ፡፡ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ብዙሓት…

ምክትል ኣሰልጣኒኣ ብዝተቐፅዑዎ ቢጫ ካርድ ምኽንያት ካብ ምድባ 2ይ ደረጃ ዝሰኣነት ሃገራዊት ጋንታ ስሎቬኒያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሰናዳእነት ጀርመን እናተኻየደ ዝርከብ 17 ፅዋዕ ኣውሮፓ ሃገራውያን ጋንታታት ዴንማርክን ስሎቪኒያ ተመሳሳሊ ነጥቢ ሪከርድታትን እናሃለዉወን ደረጃ ዝተፈላለያሉ መገዲ ንማሕበረሰብ ኩዕሾ እግሪ ዓለም ዘገርም ኮይኑ ኣሎ፡፡ ኣብ ምድብ ሰለስተ ዝተደልደላ…

መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ኣብ ፎረም ትሮፒካል ደኒ ኦስሎ ናእዳ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ኖርዌይ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፎረም ሮፒካል ደኒ ኦስሎ ይሳተፍ ኣሎ፡፡ እቲ ልኡኽ ኢትዮጵያ ሃገራት እቲ ከባቢ ሓዊሱ ተኻፈልቲ ዝኾናሉ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር፤ ናይ ዝሓለፉ ዓመታት…

ዓውዲ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽን ንምዕባይ ስታርትኣፕን ስትራይድ ኢትዮጵያን ዕዙዝ ግደ ይፃወቱ ኣለዉ – በለጠ ሞላ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓውዲ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽን ንምዕባይ ስታርትኣፕን ስትራይድ ኢትዮጵያን ዕዙዝ ግደ እናተፃወቱ ከምዝኾኑ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ገሊፆም። ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን አብቲ ዓውዲ ዝተዋፈሩ ኣካላት ውልቀን…

ካብ ንግዲ ወፃኢ ቅመማቕመም 7 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰኒ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 11 ኣዋርሕ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ካብ ዝቐረበ ፍርያት ቅመማቕመም 7 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ኣዱኛ ደበላ (ዶ/ር)፤ ኣብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 50…

ዕላማ ረቂቕ ኣዋጅ ምምላስ ንብረት ብሕጊ ዝምራሕ ምንቅስቓስ ኢኮኖሚ ክህሉ ምግባር ከምዝኾነ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕላማ ረቂቕ ኣዋጅ ምምላስ ንብረት ፌዲሪኢ ጥዑይ፣ ፍትሓዊ፣ ብሕጊን ስርዓትን ዝምራሕ ኢኮኖሚ ምንቅስቓስ ኢኮኖሚ ክህሉ ምግባር ከምዝኾነ ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ኣገንዞቦም፡፡ ነቲ ረቂቕ ኣዋጅ ኣመልኪቶም እቶም ሚኒስትር ኣብ ዝሃዎ…

ኣብ ኬኒያ ዘጋጠመ ናዕቢ ንኽሃድእ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርላማ ኬኒያ ዘፅደቖ ናይ ታክስ ሕጊ ስዒቡ ኣብታ ሃገር ዝተወለዐ ናዕቢን ዕግርግርን ንኽሃድእ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማሃማት ፀዊዖም፡፡ እቶም ኣቦ መንበር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘውፅኡዎ መግለፂ÷ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኬኒያ ሕጊ…