Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ “ስማርት ካምፓስ ሶሉሽን” ተግባራዊ ንምግባር ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮ ቴሌኮም ንዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ "ስማርት ካምፓስ ሶሉሽን" ንምቕራብ ሓፈሻዊ ስፔሻላይድ ሆስፒታል ጥቁር ኣንበሳ  ድማ ኣገልግሎት ክፍሊታት ብቴሌብር ንምፍፃም ዘኽአለ ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ። እቲ ቴክኖሎጂ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃርን ስራሕቲ…

ሕብረት ኣውሮፓ ንስራሕ ዘገልግላ 18 ተሽከርከርቲ ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ሰርዓት ፈትሒ ገበን ንምምሕያሽ ንዝግበር ፃዕሪ ንምሕጋዝ ዘገልግላ 18 ተሽከርከርቲ ንሚኒስቴር ፍትሒ ኣረኪቡ። ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)ን ምክትል ኣምባሳደር ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ዴቪድ ክሪቫኔክ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘሳለጦ መበል 37 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ረቂቕ ኣዋጅ ጥዕናን ድሕንነትን እንስሳት ኣድሂቡ ኣብ ዝገበሮ ዘተ፥ ኢኮኖሚያዊ ተረባሕነትን ናብ ዝሓሸ ብርኪ ከብ ንምባል…

ውዕሊ ፕሪቶርያ ሙሉእ ብሙሉእ ንክትግበር ይስራሕ ኣሎ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ኣምባሳደር እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ዳረን ዊልች ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ውዕሊ ፕሪቶርያ ሙሉእ ብሙሉእ ንክትግበር ይስራሕ ኣሎ ኢሎም። ኣብቲ ዘተ ትግበራ ውዕሊ ፕሪቶርያ ዘለዎ ብርኪ…

ድልድል ምድብ 16 ሃገራት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ፅዋዕ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ድልድል ምድብ 16 ሃገራት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ፅዋዕ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ፦ ኣሰናዳኢት ጀርመን ምዴንማርክ፣ ስዊዘርላንድ ምስ ጣሊያን፣ እንግሊዝ ምስ ስሎቫኪያ፣ ስፔን ምስ ጆርጂያ ተደልዲለን። ብተመሳሳሊ ፈረንሳይ ምስ ቤልጂየም፣…

ላዕለዋይ ወተሃደራዊ ልኡኽ ታንዛኒያ ኣብ ኮሌጅ ኣዘዝቲን ስታፍን ሰራዊት ምክልኻል ዑደት ኣካይዱ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓላፊ ወፍሪን ስልጠናን ሜጀር ጀኔራል ኢብራሂም ሚካኤልን ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር እታ ሃገር ሜጀር ጄኔራል ሻባኒ ባራንጋሽን ዝተመርሐ ላዕለዋይ ወተሃደራዊ ልኡኽ ታንዛኒያ ኣብ ኮሌጅ ኣዘዝቲን ስታፍን ሰራዊት ምክልኻል ዑደት ኣካይዱ። ኣብቲ ዑደት፥ ብልሓት…

ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ኣምባሳዶር ብሪታንያ ኣብ ኢትዮጵያ ዳረን ዊልች ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ኣምባሳዶር ብሪታንያ ኣብ ኢትዮጵያ ዳረን ዊልች ዘትዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ከይዲ ኣፈፃፅማ ውዕሊ ፕሪቶሪያን ተዛመድቲ ዛዕባታትን ጠመተ ዝገበረ ልዝብ ተሳሊጡ። ብተወሳኺ ጉዳይ ናብ…

ብከይዲ ሃገራዊ ዘተ ዝሓለፋ ሃገራት እንታይ ውፅኢት ኣመዝጊበን?

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተመክሮ ብከይዲ ሃገራዊ ዘተ ዝሓለፋ ሃገራት ዘርእዮ፥ ዘተ ዝተፈላለዩ ውፅኢታት ከምዘረጋግፅ ኢዩ። እተን ሃገራት ኣብ ከይዲ ዘተ ንክኣትዋ ዘድለየሉ ምኽኒያት ዝፈላለ እኳ እንተኾነ፥ ኣብ ብዙሓት ሃገራት ዝተገበሩ ከይዲታት ዘተ ተቐራረብቲ ውፅኢታት…

ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ዘራኽብ 220 ኪሎ ሜትሮ መገዲ ክህነፅ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ዘራኽብ 220 ኪሎ ሜትሮ መገዲ ከምዝህነፅ ተገሊፁ። ክልቲአን ሃገራት ኣብ ወርሒ ግንቦት 2023 ዓ.ም.ፈ ዝኸተምኡ ናይ 738 ሚሊየን ዶላር ስምምዕነት ፋይናንስ  ስዒቡ እቲ መገዲ ይህነፅ ምህላዉ ተሓቢሩ። ብሄራዊ ቤት…

ኢትዮጵያ ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ 10 ሜዳሊያታት ብምውናን ዛዚማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ 5 ወርቂ፣ 4 ብሩርን 1 ነሃስን ብድምሩ 10 ሜዳሊያታት ብምውናን ውድድራ ዛዚማ። ብኣሰናዳእነት ካሜሩን ኣብ ከተማ ዱዋላ ኣብ ዝተሳለጠ እቲ ውድድር፥ ካብ ልዕል 27 ሃገራት ዝተውፃእፅኡ 2 ሺሕን 500…