Fana: At a Speed of Life!

ፍትሓዊ ክፍፍል ሃፍትን ኣብ ክልላት ዝተመጣጠነ ምዕባለ ምርግጋፅን ንጠንካራ ፌዴራላዊ ስርዓት መሰረት ኢዮም- ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍትሓዊ ክፍፍል ሃፍትን ኣብ ክልላት ዝተመጣጠነ ምዕባለ ምርግጋፅን ንጠንካራ ፌዴራላዊ ስርዓት መሰረት ኢዮም ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም። “መሰረታዊ ዛዕባታት ፊስካል ፌዴራሊዝምን ጭቡጥ ኩነታት ኢትዮጵያን”…

ኣምባሳደራት 28 ሃገራት ኣውሮፓ፣ ኣፍሪካን ኤስያን ናብ ከተማ ኣኽሱም ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ሓላፊ ሕቡራት ሃገራት ሓዊሱ፥ ተቐማጥነቶም ኣብ ኢትዮጵያ ዝኾኑ ኣምባሳደራት 28 ሃገራት ኣውሮፓ፣ ኣፍሪካን ኤስያን ናብ ከተማ ኣኽሱም ኣትዮም። እቶም ኣምባሳደራት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ሃፀይ ዮሃንስ ራብዓይ ኣኽሱም እንትበፅሑ÷ ኣብ ግዚያዊ…

ፌስቲቫል ሸነን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኺፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊን ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳን ንፌስቲቫል ሸነን ኣፍሪካ መሪቖም ከፊቶም። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኅሪ ዓወት ዓድዋ ኣብ ዝተሰናደአ ፌስቲቫል ሸነን ኣፍሪካ÷ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ነበር ኮኸብ…

ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ሰላም ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ሙሉእ ምድላው ትርከብ- ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ሰላም ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ሙሉእ ምድላው ትርከብ ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፥ ተተካኢ ሞተራይዝድ ሻለቃ ምብራቕ ኣፍሪካ ዝበፅሐሉ በርኪ…

ትካል መድሕን ህፃናት 10 ሚልየን ብር ዝግመት ናውቲ ሕክምናን ኣፋውስን ንቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣበርኪቱ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል መድሕን ህፃናት(save the children)10 ሚልየን ብር ዝግመት ናወቲ ሕክምናን ኣፋውስን ንቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣበርኪቱ ። ፊልድ ኦፊሰ ማነጀር እቲ ትካል ኣይተ ሃፍቶም በየነ፥ ሴቭ ዘችልድረን ኣብ ትግራይ በቲ ኲናት…

ኣብ ኤክስፖ ሻንጋይ መርሃ ግብሪ ዲጂታል ኢትዮጵያ ዕላዊ ንምግባር ልምዲን ተመክሮን ረኺብና- ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኤክስፖ ሻንጋይ መርሃ ግብሪ ዲጂታል ኢትዮጵያ ዕላዊ ንምግባር ልምዲን ተመክሮን ረኺብና ክብላ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ገሊፀን። ኣብ ቻይና ከተማ ሻንጋይ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ኤክስፖ ሻንጋይ 2024 ዝተዓደማ እተን ሚኒስትር…

ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን 24 ሰነ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን 6ይ ዘበን ፓርላማ 3ይ ዓመት እዋን ስራሕ፣ 2ይ ስሩዕ ጉባኤኡ 24ን 25 ሰነ 2016 ዓ.ም ከምዘካይድ ተገሊፁ። 22 ሰነ 2016 ዓ.ም ድማ ናይ ክልቲኦም ኣቢያተ ምኽሪ ኣባላት መሰረታዊ ጉዳያት ፊሲካል ፌዴራሊዝም ጭቡጥ ኩነታት…

ኣብ ኢራን ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢራን ኣብ ቀረባ እዋን ብሓደጋ ምሕምሻሽ ሄሊኮፕተር ህይወቶም ንዝሰኣኑ ፕሬዚዳንት ኢብራሂም ራይሲ ዝትክእ ሓዱሽ ፕሬዚዳንት ንምሕራይ ህፁፅ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ምክያድ ጀሚሩ። በዚ ድማ ሎሚ መዓልቲ ጣቢያታት መውሃቢ ድምፂ ካብ ወጋሕተ ጀሚረን…

ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ካብ ሜክሲኮ ክሳብ ሳር ቤት ዘሎ ካልኣይ ስራሕ ልምዓት ኮሪደር መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ ሜክሲኮ ክሳብ ሳር ቤት ዘሎ ካልኣይ ስራሕ ልምዓት ኮሪደር መሪቖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ "ሎሚ መዓልቲ ሓደ ዓወት ስራሕቲ ህንፀት ከተማና ዝኾነ ካብ ሜክሲኮ ክሳብ ሳር ቤት ዘሎ ካልኣይ ስራሕ ልምዓት…