Fana: At a Speed of Life!

ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ስራሕቲ ኮሪደር ልምዓት ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ስራሕቲ ኮሪደር ልምዓት ኣዲስ ኣበባ ዑደት ኣሳሊጦም። ኣብቲ ዑደት፥ ካብ ፒያሳ ናብ ኣራት ኪሎ፣ ሜክሲኮ ሳር ቤት ዝተዛዘሙ ፕሮጀክትታት ልምዓት ኮሪደር ርእዮም። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ እቲ…

ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን 6ይ ዘበን ፓርላማ 3ይ ዓመት እዋን ስራሕ፣ 2ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ጉባኤ÷ ዝተትሓዙ ኣጀንዳታት ብኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ቀሪቡ ዝቐረቡ ኣጀንዳታት መርሚሩ ብሙሉእ ድምፂ ብምፅዳቕ ኢዩ…

ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ንመበል ሳልሳይ ዙር ናብ ኢትዮጵያ ይኣትዉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ዝነብሩ ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ንመበል ሳልሳይ ዙር ናብ ኢትዮጵያ ይኣትዉ ኣለዉ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፥ 13 ታሕሳስ 2016 ዓ.ም ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ዝነብሩ ካልኣይ ትውልዲ…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቻል ንኣዳማ ከተማን 3 ን 0 ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቻል ንኣዳማ ከተማን 3 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ናይ ፅዋዕ ንሕንሓ ኣጠናኺራ፡፡ መቻል ዝተዓወተትለን ሸቶታት ሽመልስ በቀለ፣ ኣህመድ ረሺድ (ኣብ ናይ ባዕሉ ሸቶ)ን በረከት ደስታን ኣመዝጊቦምወን፡፡

እስራኤል ኣብ ልዕሊ ሊባኖስ ወታደራዊ መጥቃዕቲ እንተፈፂማ ዝኸፍአ ኲናት ክፅበያ ኢዩ – ኢራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ልዕሊ ሊባኖስ ወታደራዊ መጥቃዕቲ እንተፈፂማ ከቢድ ግብረ መልሲ ክፅበያ ኢዩ ክትብል ኢራን ኣጠንቂቓ። ኢራን እዚ ዝበለት እስራኤል ኣብ ሊባኖስ ኣብ ትሕዝቶ ጉጅለ ዕጡቕ ሂዝቦላህ ሰፊሕ ወታደራዊ ወፍሪ ንምክያድ ከምዝተዳለወት ምግላፃ ስዒቡ…

ኣህጉራዊ ፌስቲቫል ፋሽን፣ ቱሪዝምን ስፖርትን ሸነን ኣፍሪካ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማየ ዝኾነ ኣህጉራዊ ፌስቲቫል ፋሽን፣ ቱሪዝምን ስፖርትን ሸነን ኣፍሪካ ንተኸታተልቲ ሰለስተ መዓልቲታት እናተኻየደ ብምፅናሕ ሎሚ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ተዛዚሙ፡፡ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ኣይተ ቀጄላ መርዳሳ ሓዊሱ ሚኒስትር…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ኢትዮጵያ ንግድ ባንክን ወልቂጤ ከተማን ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ኢትዮጵያ ንግድ ባንክን ወልቂጤ ከተማን ተጋጠምተን ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊበን። ኣብ መበል 29 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 9፡00 ክልተ ፀወታታት ተኻይዶም፡፡ ብመሰረት እዚ…

ዩኒቨርሲቲታት ኣኽሱምን ቦንጋን ዘሰልጠኑዎም ተምሃሮ ኣመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲታት ኣኽሱምን ቦንጋን ብዝተፈላለዩ ዓውዲታ ትምህርቲ ዘሰልጠኑዎም ተምሃሮ ኣመሪቖም። ዩኒቨርሲቲ ኣኽሱም ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ብቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ዘሰለጠኖም ልዕሊ 1 ሺሕ ተምሃሮ ኣመሪቑ፡፡ ተመረቕቲ ተምሃሮ ብኮምፒውተር…

ኢትዮጵያ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2029 ንምስንዳእ ሕቶ ከምዘቕረበት ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2029 ንምስንዳእ ሕቶ ከምዘቕረበት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። ሕቶ ኢትዮጵያ ተቐባልነት ንኽረክብ ድማ ነበር ተፃወትቲ ኩዕሾ እግሪ ናይጄሪያ ዳንኤል ኣሞካቺን ንዋንኩ ካኑ ኣምባሰደራት ኢትዮጵያ ብምዃን…

ኣብ ኢትዮጵያ ዝገበርናዮ ፃንሒት ዘሕጉስን እታ ሃገር እውን ኣብ ቅልጡፍ ለውጢ ትርከብ ምዃና ዝተገንዘብናሉ ኢዩ – ነበር ተፃወትቲ ኩዕሾ እግሪ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝገበርናዮ ፃንሒት ዘሕጉስን እታ ሃገር እውን ኣብ ቅልጡፍ ለውጢ ትርከብ ምዃና ዝተገንዘብናሉ ኢዩ ክብሉ ነበር ተፃወትቲ ኩዕሾ እግሪ ናይጄሪያ ገሊፆም። ነበር ኮኸብ ተፃዋቲ ኩዕሾ እግሪ ናይጄሪያ ንዋንኩ ካኑ ሓዊሱ ነበር ዓበይቲ ተፃወትቲ…