Fana: At a Speed of Life!

ኢንዱስትሪ መፍረዪ ኣውቶሞቲቭ ቢሾፍቱ ሞዴል “N7 ፒክ ኣፕ” ተሽከርካሪት ንዕዳጋ ከቕርብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግሩፕ ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ኢንዱስትሪ መፍረዪ ኣውቶሞቲቭ ቢሾፍቱ ሞዴል “N7 ፒክ ኣፕ” ተሽከርካሪት ናብ ዕዳጋ ከምዘቕርብ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ኢንዱስትሪ ኣብ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት 250 ሞዴል “N7 ፒክ ኣፕ” ተሽከርካሪት ንምፍራይ ሓሲቡ እናሰርሐ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር መኣዲ ኣካፊለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ማእኸል ግዚያዊ መፅንሒን መጣየሺን ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ብምርካብ መኣዲ ኣካፊለን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብቲ እዋን÷ ኣዱሽ ዘበን ብግዲ ተስፋ ንኽንገብር ዝጋብዘና ኢዩ…

ሓዱሽ ዓመት እንትነኽብር ንሰላምን ምዕባለን ብምስራሕ ክኸውን ይግባእ – ኣቦታት ሃይማኖት

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝመፅእ ሓዱሽ ዓመት እንትነኽብር ንሰላምን ምዕባለን ብምስራሕን ሕድሕድ ብምትሕብባርን ክኸውን ይግባእ ክብሉ ኣቦታት ሃይማኖት ገሊፆም። እቶም ኣቦታት ሃይማኖት ሓዱሽ ዓመት ኣመልኪቶም መግለፂ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ ፓትርያርክ…

ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ኣብ ሓዱሽ ዓመት ዓቕሚ ምግባር ሰራዊትና ብዝበለፀ ክነደንፍዕ ኢና ኢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓዱሽ ዓመት ዓቕሚ ምግባር ሰራዊትና ብዝበለፀ ንምዕባይ ዘበናዊ ዓቕሚ ዕጥቂ እነዕብየሉ ዓመት ክኸውን ኢዩ ክብሉ ኮሚሽነር ጀነራል ፌደራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ደመላሽ ገብረሚካኤል ገሊፆም፡፡ እቶም ኮሚሽነር ጀኔራል ሓዱሽ ዓመት ኣመልኪቶም መልኽቲ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ በዓል ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኢፌዴሪ በዓል ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ንመላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ። እቲ ባይቶ ዝመፅእ ሓዱሽ ዓመት ኣመልኪቱ ኣብ ዘመሓላለፎ ኣብ መልእኽቲ÷ 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ 2016…

ኣዳሪ ቤት ትምህርቲ ዓይነ ስውራን ብርሃን ተምሃሮ ተቐቢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ዝተሃነፀ ኣዳሪ ቤት ትምህርቲ ዓይነ ስውራን ብርሃን ተምሃሮ ተቐቢሉ፡፡ እቲ ቤት ትምህርቲ ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ብምትሕብባር ገበርቲ ሓገዝ ተሃኒፁ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከምዝተረከበ ይፍለጥ። ኣብቲ…

ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ኣብ ዝተዛዘመ ዓመት ዕዉት ስራሕ ምውጋኑ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ኣብቲ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ብዙሓት ተግባራት ብዕዉት ኩነታት ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ። ኣዛዚ እቲ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ÷ “እቲ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ብሓፈሻ ንሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ናይ ዓወት ዓመት ነይሩ”…

መግለፂ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ሓዱሽ ዓመት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

እንኳዕ ን2017 በዓል መለወጢ ዘበን በዓል እንቁጣጣሽ ኣብፀሐኩም ዘበን ዕድል ኢዩ፡፡ ንዘበን ምጥቃም ግን ውፅኢት ስራሕ ኢዩ፡፡ ዘበን ፈጣሪ ንኹልና ብማዕረ ሂቡና ኢዩ፡፡ ኣፈላላይ ዝፍጠር ብዘበን ብምስራሕን ብዘይምስራሕን ኢዩ፡፡ ኣብ ታሪኽና እንኾርዐሎም ምዕራፋት ኣለዉ፡፡ ኣብ ውሽጢ ህይወትና…

ኣብ ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ልዑል ውፅኢት ዘመዝገበ ተማሃራይ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ተምሃራይ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ  ዝኾነ ዮናስ ንጉሰ ኣብ ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ 675 ብምምፃእ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ልዑል ውፅኢት ኣመዝጊቡ፡፡ ብተመሳሳሊ ተማሪት ሄለን በርሀ ካብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ…

ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ህዝቢ ንፅባሕ ሎሚ ዝሃነፀሉ ሓበራዊ ውፅኢት ኢዩ – ክፍሌ ሆሮ (ኢ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያውያን ኣብ ውሽጢ ፅዕንቶ ኮይኖም ንፅባሕ ሎሚ ዝሃነፀሉ ሓበራዊ ውፅኢት ኢዩ ክብሉ መካዲ ስራሕ እቲ ፕሮጀክት ክፍሌ ሆሮ (ኢ/ር) ገሊፆም። እቲ ፕሮጀክት ፈተናታት ሓሊፉ ኣብ ምዝዛም ምዕራፍ ከምዝበፅሐ ዝገፁ ክፍሌ…