Fana: At a Speed of Life!

መንግስቲ ፌዴራል ባጀት 2017 ዓ.ም ብጥንቃቐ ንክመርሕ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፌዴራል ባጀት 2017 ዓ.ም ኣብ መዓልኡ ምውዓሉን ንረብሓ ህዝቢ ምርግጋፁን ጥቡቕ ክትትል ንክገብር ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣተሓሳሲቡ። እቲ ባይቶ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 35 ስሩዕ ኣኼብኡ ስለዐን ምምሕዳርን ባጀት 2017 ዓ.ም ዝጠመተ…

ጀርመን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ቆራፅ ከምዝኾነት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ቆራፅ ከምዝኾነት ፍሉይ ልኡኽ እታ ሃር ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ሄኮ ኒትዝሺከ ኣረጋጊፆም። ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ጀርመን ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ሄኮ…

ኢትዮጵያን ሶማሊያን መፍትሒታት ንምርኣይ ዝዓለሙ ዘተታት ንምቕፃል ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሶማሊያን እወንታዊ ጉርብትናን ቀጣናዊ ምርግጋዕን ኣብ ግምት ብምእታው መፍትሒታት ንምርኣይ ዝዓለሙ ዘተታት ንምቕፃል ምስምዕምዐን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ብኣመዓራራይነት መንግስቲ ቱርኪ ዝተሳለጠ ዘተ ሚኒስትር…

ዩኒቨርሲቲታት ጅማ፣ ድሬዳዋን ወለጋን ተምሃሮኦም የመርቑ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲታት ጅማ፣ ድሬዳዋን ወለጋን ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኑዎም ተምሃሮ የመርቑ ኣለዉ። ዩኒቨርሲቲ ጅማ÷ ብስሩዕ፣ ክረምታዊ፣ ምሸታዊን ርሕቀትን መርሃ ግብሪ ትምህርቲ ብተፈላለዩ ዓውዲታ ትምህርቲ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኣመሪቑ። ካብ…

ን10 መዓልታት ዝፀንሕ ወፍሪ ክታበት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ን10 መዓልታት ዝፀንሕ ወፍሪ ክታበት ዕላዊ ገይሩ። እቲ ወፍሪ፥ ክታበት ንዘይጀመሩን ጀሚሮም ዘቋረፁን ትሕቲ 5 ዓመት ህፃናት ከምዝወሃብ ተሓቢሩ። ልዕሊ 1 ሚሊየን ህፃናት ተረባሕቲ ከምዝገብርን ነቲ ወፍሪ ዘድልዩ እታዎታት…

ኣብ ክልል ትግራይ ክረምታዊ ኣገልግሎት ወለንታ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)11 ተፀዋዕቲ ትካላት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ክልል ትግራይ ክረምታዊ ኣገልግሎት ወለንታ ኣጀሚረን፡፡ ኣማኻሪ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ቀነዓ ያደታ (ዶ/ር) ከምኡ እውን ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ…

ሃገራዊ ኮንፈረንስ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮንፈረንስ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ኮንፈረንስ፥ “ሚዲያታትን ንዘላቒ ሰላምና” ዘብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። ሚኒስቴር ሰላም ምስ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ብምትሕበባር ኣብ ዘዳለውዎ እቲ…

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ደምቢ ስርዓት ኣሰራርሓ ጉባኤ መፃረዪ ጉዳያት ሕገ መንግስቲ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ደምቢ ስርዓት ኣሰራርሓ ጉባኤ መፃረዪ ጉዳያት ሕገ መንግስቲ ናብ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ቀሪቡ ኣብቲ ስርዓት ኣሰራርሓ ተወሳኺ ሓሳባትን እታወታትን ብምውሳኽ ኣፅዲቑ። እቲ ቤት ምኽሪ 6ይ ዘበን ፓርላማ፣ 3ይ ዓመት እዋን ስራሕ፣ 2ይ…

ኔዘርላንድስ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ፀወታ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ልዑል ግምት ተዋሂቡዋ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኔዘርላንድስ(ሆላንድ) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝካየድ መበል 17 ፅዋዕ ኣውሮፓ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ልዑል ግምት ተዋሂቡዋ ኣሎ። ኔዘርላንድስ ምስ ሮማንያ ኣብ ስታዲያም ኣሊያንዝ ኣሬና ሰዓት 1 ምሸት ፀወተአን ከካይዳ ኢየን። ምሸት ሰዓት 4…

ልኡኽ ዕቑር ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ሞተራይዝድ ሻለቃ ዕቑር ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ዑደት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡኽ ዕቑር ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ሞተራይዝድ ሻለቃ ዕቑር ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ዑደት ገይሩ። ኣብ ኬኒያ ናይሮቢ ምስ ዝርከብ ቢሮ ዕቑር ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ዝተውፃእፀአ ልኡኽ ኢትዮጵያ ንምብራቕ ኣፍሪካ ዕቑር ሓይሊ እተዋፅኦ…