Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንትን ዋና ፈፃሚ ስራሕን ማርዮት ኢንተርናሽናል ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ቀ/ ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ፕሬዚዳንትን ዋና ፈፃሚ ስራሕን ማርዮት ኢንተርናሽናል ምስ ዝኾኑ ኣንቶኒ ካፑኣኖ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኣብ ምዕባይ ዝርከብ ዓውዲ ጉዕዞን ሆስፒታሊቲን…

ኣብ ይማኖታዊ ስነ ስርዓት ህንዲ ብዝተፈጠረ ፅቕቅጥ ዝሞቱ ሰባት ቁፅሪ 121 በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜናዊ ህንዲ ኣብ ሃይማኖታዊ ፌስቲቫል ሂንዱ ብዝተፈጠረ ፅቕቅጥ ዝሞቱ ሰባት ቁፅሮም 121 ከምዝበፅሐ ተገሊፁ፡፡ እቲ ሓደጋ ኣብ ህንዲ ግዝኣት ኡታር ፓራዴሽ ሃታራስ ኣብ ዝተብሃለ ቦታ ተኸተልቲ እምነት ሂንዱ ሃይማታዊ ስነ ስርዓት እናካየዱ ኣብ…

ኣይተ ኣህመድ ሽዴ ኣብ ወደብ ዶራሌ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትሩ ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሽዴ ኣብ ጅቡቲ ኣብ ዝርከብ በዓል ብዙሕ ዕላማ ወደብ ዶራሌ ዑደት ኣሳሊጦም፡፡ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ብርሃኑ ፀጋዬ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዘፍለጡዎ÷ ዑደት እቶም ሚኒስትር፤ ብወደብ ዶራሌ ካብ ጅቡቲ ናብ…

ኢትዮጵያ ፀገም ክሌማዊ ለውጢ ብዘላቕነት ንምፍታሕ ተግባራዊ ምላሽ ምሃብ ይግባእ ኢላ ኣምን – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ፀገም ክሌማዊ ለውጢ ንምትዕርራይን ብዘላቕነት ንምፍታሕን ተግባራዊ ምላሽ ምሃብ ይግባእ ኢላ ኣምን” ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር እዚ ዝበሉ÷ ኢትዮጵያ ኣብ ወለንታ ዝተመርኮሰ…

ዩኒቨርሲቲ ሚዛን ቴፒ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ሚዛን ቴፒ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም 279 ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ሰለስተ ኮሌጃትን 16 ክፍሊታት ትምህርቲን ብቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኢዩ እናመረቐ ዝርከብ፡፡ ዩኒቨርሲቲ ሚዛን ቴፒ ሎሚ…

ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ ኣቦታት ሃይማኖትን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ ኣቦታት ሃይማኖትን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ሚኒስቴር ሰላም ዘሰናደኦ ኮንፈረንስ፤ ''ትካላት ሃይማኖት ንዘላቒ ሰላምና'' ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡ ኣብቲ ኮንፈረንስ ካብ…

ውሕመ ብጎንፂ ንዝተጎድኣ ደቂ ኣንስትዮ ሰብኣዊ ሓገዝ ተበፃሒ ንምግባር ከምዝሸርኽ ገሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ጎንፂ ተተሓሒዙ ጉድኣት ንዝበፅሐን ደቂ ኣንስትዮ ብግቡእ ሰብኣዊ ሓገዝ ተበፃሒ ንኽኸውን ስራሕቲ ክትትል ብሓባር ንምስራሕ ድሌት ከምዘለዎ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ቀዲ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ…

ኣይተ ጌታቸው ረዳ ወፍሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ጌታቸው ረዳ ወፍሪ ሓምለዋይ ኣሰር  ብብርኪ ክልል ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ብዕሊ ኣጀሚሮም። ብኲናት ዝዓነወ ሃፍቲ ተፈጥሮ ትግራይ ንምሕዋይ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ኩሉ ሕብረተሰብ ተሳታፋይ ክኸውንን ኣይተ…

ሩሲያ ሓሙሽተ SU-27 ዝዓይነተን ተዋጋእቲ ጄታት ዩክሬን ከምዘዕነወት ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን ብዝፈፈወቶ መጥቃዕቲ ሓሙሽተ SU-27 ተዋጊ ጄታት ከምዘዕነወት ሚኒስቴር ምክልኻል እታ ሃገር ኣፍሊጡ፡፡ እተን ተዋጋእቲ ጄታት መጥቃዕቲ ዝፈፀመት ብኢስካንደር-ኤም ሚሳኤላት ከምዝኾነ ዝሓበረት ሩሲያ÷ ኣብ ክልል ማእኸላይ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 2 ንኢሚግሬሽን ዝተመልከቱ ሓዊሱ ሰለስተ ረቀቕቲ ኣዋጃት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 2 ንኢሚግሬሽን ዝተመልከቱ ሓዊሱ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ኩዌትን ኣብ ዓውዲ ምውፋር ስራሕጠሚቱ ዝተፈረመ ሰነድ ስምምዕነት ንምፅዳቕ ዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ ብምምርማር ኣፅዲቑ። ሚኒስትር ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር) ኣብ…