Fana: At a Speed of Life!

ሚዛን ንግዲ ኢትዮጵያን ብራዚልን ንምምሕያሽ ከምዝስራሕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ናብ ብራዚል ትልእኾም ፍርያታት መጠን ብምዕባይ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ሚዛን ንግዲ ንምምሕያሽ ብምውዳድ ከምዝስራሕ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ሚኒስትር ምስ ጉጅለ ልኡኽ ብራዚል…

ኣብ ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ዝተኸዘኑ ቅርታታት ተፈቲሖም – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ህዝብቢ ቅርታ ብምስማዕ ስራሕቲ ኢሚግሬሽን ምትዕርራይ ኣብ ዝደልዩ ጉዳያት ትኹረት ብምግባርን ትካላዊ ለውጢታትን ብምውጋን ኣብ ሒደት ኣዋርሕ ብዙሓት ምምሕያሻት እናተተግበሩ ይርከቡ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡…

ኣብ ሓፈሻዊ መረፃ ብሪታኒያ ሌበር ፓርቲ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብሪታኒያ ኣብ ዝተኻደ ሓፈሻዊ መረፃ ሌበር ፓርቲ ከምዝተዓወተ ተገሊፁ፡፡ ሌበር ፓርቲ ክሳብ ሕዚ ካብ 650 ወምበራት ብሪታኒያ 411 ወናብር ዝኾኑ ብምርካብ ኢዩ ኣብቲ ሓፈሻዊ መረፃ ክዕወት ክኢሉ ዘሎ፡፡ ብመሰረት እቲ ውፅት÷ መራሒ ሌበር…

ሩሲያን ኢራንን ክልተኣዊ ርክበን ንምጥንኻር ቃል ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያን ኢራንን ኣብ ዝተፈላለዩ ሓበራዊ ጉዳያት ክልተኣዊ ርክበን ንምጥንኻር ቃል ኣቲየን። ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ካዛኪስታን ኣብ ዝተኻደ ትካል ምትሕብባር ሻንጋይ (ኤስሲኦ) ምስ መራሕቲ ኢራንን ኳታርን ክልተኣዊ ዘተ ኣካይዶም። እቲ…

ዓለም ለኸ መዓልቲ ሃረር ምኽንያት ብንግባር ሲምፖዚየም ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 26 ዓለም ለኸ መዓልቲ ሃረር ምኽንያት ብንግባር ኣብ ከተማ ሃረሪ “ንሰላምን ምዕባለ ሃገርና ግደ ዳያስፖራ” ብዝብል ሓሳብ ሲምፖዚየም ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሲምፖዚየሙ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን አያኖ፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት…

ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ እዋን ኣገልግሎት ጊዜኦም ንዝዛዘሙ ዋና ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ኣሰናቢቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ፃንሒት ጊዜ ኣገልግሎቶም ንዝዛዘሙ ዋና ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ዳኒኤል በቀለ(ዶ/ር) ኣሰናቢቶም። ዳንኤል በቀለ (ዶ/ር) 25 ሰነ 2011 ዓ ም ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብምቕራብ ዋና…

ፅኑዕ ስነ ልቦና ንፀገማት እትሳገረሉ ደልድል ኢዩ-መንእሰይ በለጠ ቡቱና

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅኑዕ ስነ ልቦና ዘይምኽኣል ናብ ምኽኣል እትሳገረሉ ደልድል ኢዩ ክብል ተመራቒ ተምሃራይ ዩንቨርስቲ ሃዋሳ በለጠ ቡቱና ገሊፁ። ኣብቲ ዩንቨርስቲ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓማውቲ ብመርሃ ግብሪ ምሸታዊ ዓውደ ትምህርቲ ማኔጅመንት ትምህርቲ ዝተኸታተለ ተምሃራይ…

ኢትዮጵያ ጎረበት ተኮር ሓበራዊ ልምዓትን ምዕባለን ኢያ ትደሊ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ጎረበት ተኮር ሓበራዊ ልምዓትን ምዕባለን ኢያ ትደሊ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ንኣባላት ባይቶ ወከልቲ ሀዝቢ ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ ጉዳይ ሱዳን ንሕና ኢትዮጵያዊያን ከም ናይ ባዕልትና…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ በጀት ዓመት 2017 ዓ.ም ብር 971 ነጥብ 2 ቢሊየን ንክኸውን ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ መበል ሻድሻይ፣ ሳልሳይ ዓመት ዘበን ስራሕ፣ መበል 36  ስሩዕ ኣኼብኡ ኣሳሊጡ። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብቲ ጉባኤ ዝተረኸቡ እንትኾኑ፥ ኣባላት…

መንግስቲ ንሰላም ዝኽፈል ዝኾነ ይኹን ዋጋ ንምኽፋል ድልዊ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ንሰላም ዝኾነ ይኹን ዋጋ ንምኽፋል ድልዊ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓለሎም ሕቶታት ኣድሂቦም ኣብ ዝሃብዎ ምላሽ፥ መንግስቲ ኣብ ፅባሕ ለውጢ…