Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ህንዲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 18 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንዲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 18 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። ካልኦት ብዙሓት ሰባት ድማ ቀሊልን ከቢድን ጉድኣት ከምዝበፅሖም ተገሊፁ። እቲ ሓደጋ ኣብ ግዝኣት ኡታር ፕራዴሽ  ዘጋጠመ እንትኸውን፥ ናይ ህዝቢ ኣውቶብስ ምስ ፃባ ዝፀዓነት…

መረዳእታታት ንምእካብ ዝሕግዝ “ሃይ ኣልቲትዩድ ሳተላይት ባሉን” ናብ ኣየር ተሰዲዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ጂኦ ስፓሻልን መረዳእታታት ንምእካብ ዝሕግዝ “ሃይ ኣልቲትዩድ ሳተላይት ባሉን” ናብ ኣየር ሰዱዱ። እታ ሳተላይት ባሉን ናይ ምስዳድ ስነስርዓት ኣብ ከተማ ሸገር ከፍለ ከተማ ሱሉልታ ዝተኻየደ እንትኸውን፥ ሚኒስትር ዴኤታ  …

ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ሕቶ ህዝቢ መሰረት ዝገበረ ልምዓት ንክህልወን ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ሕቶ ህዝቢ መሰረት ዝገበረ ልምዓት ንክህልወን ይስራሕ ከምዘሎ ኣፈ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ሰዓዳ ዓብዱረህማን ገሊፀን። ኣብ ከተማ ሞጆ ብልዕሊ 360 ሚሊየን ብር ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት ልምዓት ማሕበራዊን ኢኮኖሚን ሎሚ ንኣገልግሎት…

ጉጅለ ኢትዮጵያ ኣብ ሞሮኮ ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ክፍለ ኣህጉር  ቴክ ፎር ጉድ ሁዋዌ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ኢትዮጵያ ኣብ ሞሮኮ ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ክፍለ ኣህጉር “ቴክ ፎር ጉድ” ሁዋዌ ተዓዊቱ። ካብ ምብራቕ፣ ሰሜን፣ ምዕራብን ማእኸላይን ኣፍሪካ ዝተውፃእፅኣ 17 ሃገራት ዘሳተፈ እቲ ውድድር፥ ካብ 26 ሰነ ክሳብ 2 ሓምለ ኢዩ ተሳሊጡ።…

ኢትዮ ቴሌኮም 93 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም 93 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ኣፈፃፅማ ስራሕ እቲ ባጀት ዓመት ዝጠመተ መብርሂ ሂበን። ኣብ መብርሂአን፥ እቲ ኩባኒያ ኣብ ዓለም ካብ ዘለዉ…

ኣባላት ባይቶ ካብ ልዕሊ 127 ሺሕ ጣቢያታት ዝኣከብዎም ሕቶታት ንትካላት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ካብ 127 ሺሕን 277 ጣቢያታት ዝኣከብዎም ሕቶታት ንትካላት ኣቕሪቦም። ኣፈፀምቲ ኣካላት ንሕቶታት ህዝቢ ጠመተ ብምሃብ ንክሰርሕ እቲ ባይቶ ኣተሓሳሲቡ። ካብ ህዝቢ ዝተልዓሉ ሕቶታት ብዝተፈላለዩ ኣብያተ ዕዮ…

ኢትዮጵያ ንልዕሊ 1 ነጥቢ 1 ሚሊየን ስደተኛታት ከለላን ደገፍን ትገብር ከምዘላ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንልዕሊ 1 ነጥቢ 1 ሚሊየን ስደተኛታት ከለላን ደገፍን ትገብር ከምዘላ ኣገልግሎት ስደተኛታትን ካብ ስደት ተመለስቲን ገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ጠይባ ሓሰን፥ ኢትዮጵያ ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ንዝመፅኡ ስደተኛታት ተተኣናግድ ዘላ…

ፈተና 12 ክፍሊ ብብርኪ ሃገር ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈተና 12 ክፍሊ 2016 ዓ.ም ብብርኪ ሃገር ይወሃብ ኣሎ። ሎሚ መዓልቲ ተፈተንትቲ ተምሃሮ ማሕበራዊ ሳይንስ 12 ክፍሊ ኣብ ዩንቨርስቲታት ፈተነኦም ይወስዱ ኣለዉ። ነቲ ፈተና ብዕሊ ዘጀመርዎ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)፥ ሎሚ ንልዕሊ…

ምስ ስፔን ኣብ ፀወታ ፍፃመ ፅዋዕ ኣውሮፓ ዝጋጠም ብሄራዊ ጋንታ ሎሚ ምሸት ክፍለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ስፔን ኣብ ፀወታ ፍፃመ ፅዋዕ ኣውሮፓ ዝጋጠም ብሄራዊ ጋንታ ሎሚ እንግሊዝን ኔዘርላንድስ (ሆላንድ)ን ኣብ ዝገብርኡ ፀወታ  ክፍለጥ ኢዩ። እንግሊዝን ኔዘርላንድስ (ሆላንድ)ን ፀወታ ፈርቂ ፍፃመ መበል 17 ፅዋዕ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ሰዓት 4 ኣብ…

ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ብሕልፈት ህይወት ነበር ሴናተር ኣሜሪካ ጂም ኢንሆፍ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ብሕልፈት ህይወት ነበር ሴናተር ኣሜሪካ ጂም ኢንሆፍ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ኣፈ ጉባኤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሴናተር ጂም ኢንሆፍ ኣብ ሓጎስ ይኹን ፀገም ሓቀኛ ፈታዊ…