Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ዊልያም ሩቶ ኣባላት ካቢኔኦም በቲኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ዊልያም ሩቶ ካብ ከልተ ኣባላት ካቢኔ ወፃእ እቶም ዝተረፉ ኣባላት ካቢኔ ብሙሉኦም ከምዝበተንዎም ኣፍሊጦም። እቶም ፕሬዚዳንት፥ ነበር ፀሓፊ ላዕለዋይ ካቢኔ ሙሳሊያ ሙዳቫዲን ምክትል ፕሬዚዳንት ሪጋቲ ጋቻጓን ኣብ ሓላፍነቶም ክፀንሑ ከምዝወሰኑ…

ቻይና ንኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ኢኮኖሚ እትገብሮ ደገፍ ከምእተጠናኽር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ንኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ኢኮኖሚ እትገብሮ ደገፍ ከምእተጠናኽር ገሊፃ። ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ምስ ኣቦ መንበር ኤጀንሲ ምትሕብባር ዓለም ለኸ ልምዓት ቻይና ሉዎ ቻውሁይ ኣብ ቤጂንግ ዘቲዮም። ኣይተ መላኩ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ…

ኣብ ክልል ትግራይ ሕማም ዓሶ ናይ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ተግባራት ይውገኑ ከምዘለዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ እዋን ክራማት ንዘጋጥም ሕማም ዓሶ ናይ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ተግባራት ይውገኑ ከምዘለዉ ተገሊፁ። እቲ ክልል ነቲ ሕማም ንምክልኻል ዘኽእል ኬሚካልን መድሓኒትን ካብ ሚኒስቴር ጥዕና ከምዝረኸበ እውን ተሓቢሩ። ተወካሊ…

ኣብዚ ቀጣና ዘተኣማምን ሰላም ዝዓሰለ ሓይሊታት ፀፅታን ሕብረተሰብን ተዋዲዶም ብምስርሖም ኢዩ – ጄኔራል ኣበባው ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ቀጣና ዘተኣማምን ሰላም ዝዓሰለ ሓይሊታት ፀፅታን ሕብረተሰብን ተዋዲዶም ብምስርሖም ኢዩ ክብሉ ምክትል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጄኔራል ኣበባው ታደሰ ገሊፆም። ጄኔራል ኣበባውን ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰራዊት ምክልኻልን ኣብ…

ዲፕሎማታት ብሄራዊ ረብሓ ሃገር ንምሕላው ብስምዒት ፍቕሪ ሃገር ክሰርሑ ይግበኦም-ኣምባሳደር ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲፕሎማታት ብሄራዊ ረብሓ ሃገር ንምሕላው ብስምዒት ፍቕሪ ሃገር ክሰርሑ ይግበኦም ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ንኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኢምባሲታትን ቆንስላታትን ንዝውክሉ…

 ኢትዮጵያ መርኣያ ምዕባለ ኣፍሪካ ንምዃን ንእትገብሮ ጉዕዞ መሰረተ ልምዓት መገዲ ወሳኒ ከምዝኾነ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ 2030 ዓ.ም.ፈ መርኣያ ምዕባለ ኣፍሪካ ንምዃን ንእትገብሮ ጉዕዞ መሰረተ ልምዓት መገዲ ወሳኒ ከምዝኾነ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ተዛሪበን። ካልኣይ ምዕራፍ ፕሮግራም ልምዓት ምትእስሳር መገዲታት ገፀር ዕላዊ ኣብ…

426 ሺሕን 290 ሓደሽቲ ዓማዊል ተረባሕቲ ኤሌክትሪክ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2016 ዓ.ም 426 ሺሕን 290 ሓደሽቲ ዓማዊል ተረባሕቲ ኤሌክትሪክ ከምዝኾኑ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ካብ መንጎ እቶም ተረባሕቲ 95 ሚኢታዊ ዝኾኑ ኣገልግሎት ድህረ ክፍሊት ተረባሕቲ ከምዝኾኑ ገሊፁ። ዝተረፉ ድማ ዓማዊል…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ፕሮጀክት ጫካ ፈልስታት ኣፕል ተኺሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ፕሮጀክት ጫካ ፈልስታት ኣፕል ተኺሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ስራሕቲና ዘቐመጥናዮ ሸቶ…

ሃገራዊን ኣህጉራዊን ከይዲ ህንፀት ሰላም ንከይዲ ዘተ ዝህብዎ ትምህርቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊን ኣህጉራዊን ከይዲ ህንፀት ሰላም ንከይዲ ዘተ ዝህብዎ ትምህርቲ፦ ኣፍሪካ ባህላዊን ብማሕበረሰብ ዝተሃነፁ ሰርዓታትንን ንዕርቀ ሰላም፣ ሀንፀት ሰላምን ሓድነትን ንምሕላው ክትጥቀም ፀኒሓ ኢያ። ትሕቲ ሰሃራ ኣብ ዘለዋ ሃገራት ኣፍሪካ…

ንምኽባር ብሄራዊ ረብሓ ንዝሰርሓ መራኸብቲ ሓፋሽ ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንምኽባር ብሄራዊ ረብሓ ንዝሰርሓ መራኸብቲ ሓፋሽ ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ተኻይዱ። ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ፥ “ሚዲያ ንሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘሰናደኦ እቲ መርሃ ግብሪ እተን ሚዲያታት ብዝበለፀ ንክሰርሓ ልዑል ኣስተዋፅኦ ከምዘለዎ…