Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ትግራይ ኣብ 2016 ዓ.ም 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ተምሃሮ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ክኸቱ ከምዝተገብረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ 2016 ዓ.ም 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ተምሃሮ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ክኸቱ ከምዝተገብረ ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። እቲ ቢሮ ኣፈፃፅማ መደባት ትምህርቲ 2016 ዓ.ምን ቀፀልቲ ኣንፈታት 2017 ዓ.ምን…

ኢትዮጵያ ካብ ዓለም ለኸ ትካል ክእለት ሰርተፊኬት ሙሉእ ኣባልነት ተቐቢላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ዓለም ለኸ ትካል ክእለት ሰርተፊኬት ሙሉእ ኣባልነት ተቐቢላ። ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል÷ ዓለም ለኸ ትካል ክእለት ንኢትዮጵያ መረጋገፂ ምስክር ወረቐት መበል 88 ሙሉ ኣባልነት ከምዝሃባ ተዛሪበን፡፡ ኢትዮጵያ…

ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ምጥንኻር ከምእትደሊ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ምጥንኻር ከምእትደሊ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካ እቲ ሚኒስቴር ዱ ዢአዎሂ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ጉባኤ ቻይና-ኣፍሪካ መትሕብባር ክብ ንምባል ዘኽእሉ ዕድላት ከምዘርከበ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተሸላሚ ኣዋርድ ስታር ዋይድ 2016 ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተሸላሚ ኣዋርድ ስታር ዋይድ 2016 ኮይኑ። እቲ መገዲ ኣየር “ስሉጥ ኣገልግሎት ወሃብቲ ትካል መንግስቲ” ብዝብል ብድምፂ ህዝቢ ኢዩ ተሸላሚ ኮይኑ ተባሂሉ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር ኣይተ መስፍን ጣሰው ነቲ…

ኣሰልጣኒ ሚኬል ኣርቴታ ኣብ ጋንታ ኣርሰናል ንምፅናሕ ዘኽእሎ ውዕሊ ኣናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ጋንታ ኣርሰናል ሚኬል ኣርቴታ ኣብታ ጋንታ ንተወሰኽቲ ዓመታት ዘፅነሖ ውዕሊ ኣናዊሑ፡፡ ብመሰረት እዚ ስፔናዊ ኣሰልጣኒ ኣርቴታ ኣብ ጋንታ ሰሜን ለንደን ንተወሰኽቲ ሰለስተ ዓመታት ንምፅናሕ ዘኽእሎ ክታም ምንባሩ እታ ጋንታ ኣፍሊጣ፡፡…

ከይዲ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ዝለዓለ ብቕዓት ዘኻበቱ ሰብሞያ ንምፍራይ ዘኽአለ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከይዲ ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ሲቪል ይኹን ሃይድሮ ሜካኒካል ስራሕቲ ዝዓዘዘ ብቕዓት ዘኻዕበቱ ሰብ ሞያ ከፍሪ ከምዝኸኣለ ተገሊፁ። ምክትል መካየዲ ስራሕ ፕሮጀክት ህንፀት እቲ ግድብ ኤፍሬም ወልደኪዳን (ኢ/ር)÷ እቲ ፕሮጀክት…

ጥንቃቐ ዝጠልብ ኣመጋግባ እዋን በዓል  

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን በዓላት ኣመጋግባ ግቡእ ጥንቃቐ እንድሕር ዘይተገይሩ ንፀገም ጥዕና ከቃልዕ ይኽእል፡፡ ኣመጋግባ እዋን በዓላት ጥንቃቐ ዝተመልኦ ምግባር ከምዝግባእ እውን ሰብ ሞያ ይምዕዱ፡፡ ምኽንያቱ ድማ ቅብኣት ዝበዝሖ ምግቢ ምምጋብ ከሽዐ ንሕማም…

ኢትዮ ቴሌኮምን ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ብሓባር ንምስራሕ ተስዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮምን ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ተስዕሚዖም። ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩን ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ሰላማዊት ዳዊትን ትካላተን ብሓባር ምስራሕ…

ሰሜን ኮሪያ ብዙሕ ቁፅሪ ዘለዎ ባለስቲክ ሚሳኤል ኣወንጪፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮሪያ ብዙሕ ቁፅሪ ዘለዎ ናይ ሓፂር ርሕቐት ባለስቲክ ሚሳኤል ኣወንጪፋ ታቢሂሉ። ኣዘዝቲ ጥሙር ጦር ደቡብ ኮሪያ ከምዘሓበሩዎ÷ ሰሜን ኮሪያ ብዙሕ ቁፅሪ ዘለዎም ባለስቲክ ሚሳኤላት ሎሚ ንጉሆ ናብ ምብራቓዊ ባሕሪ ተኲሳ። ብዙሕ ናይ ሓፂር…