Fana: At a Speed of Life!

እዋናዊ ከይዲ ፍሪያት ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ ዘተባብዕ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እዋናዊ ከይዲ ፍሪያት ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ ዘተባብዕ ከምዝኾነ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ፍሰሃ ይታገሱ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ፥ ጄፒ ቴክስታይልን ሲልቨርስፕሪንግን ዝተብሃሉ ክልተ ዓለም…

ካብ ወፃኢ ዓዲታት ልዕሊ 6 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ተላኢኹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ባጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ካብ ወፃኢ ዓዲታት ልዕሊ 6 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ከምዝተልኣኸ ኣገልግሎት ዲያስፖራ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል በላይነህ ኣጥላው፥ ኣብ ዝሓለፉ 5 ዓማውቲ ካብ ወፃኢ ዓዲ ዝለኣኽ…

ዩኒቨርሲቲታት ካልኣይ ዙር ተፈተንትቲ ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ምቕባል ጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲታት ካልኣይ ዙር ተፈተንትቲ ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ተፈጥሮ ሳይንስ ምቕባል ጀሚረን። ኣብ ዩኒቨርሲቲ ወላይታ ሶዶ ብኽልተ ዙር ዝወሃብ ፈተና 12 ከፍሊ ንክወስዱ 26 ሺሕን 973 ተፈተንትቲ ብሚኒስቴር ትምህርቲ ከምዝተመደቡ ተገሊፁ።…

ቀዳማይ ዙር ተፈተንትቲ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ፈልሲ ተኺሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ዩንቨርስቲታት ክወሃብ ኣብ ዝቐነየ ቀዳማይ ዙር ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ዝተፈተኑ ተምሃሮ ፈልሲ ብምትካል ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም። ካብ 3 ክሳብ 5 ሓምለ 2016 ዓ.ም ዝተውሃበ ፈተና ማሕበራዊ ሳይንስ ተዛዚሙ። ነቲ ፈተና…

ሉዊስ ናኒን ንዋንኩ ካኑን ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉጣት ተፃወትቲ ኩዕሶ እግሪ ፖርቹጋላዊ ሉዊስ ናኒን ናይጄሪያዊ ንዋንኩ ካኑን ሎሚ ንጎሆ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ክልቲኦም ተፃወትቲ ኩዕሶ እግሪ ናብ ኢትዮጵያ ዝመፅኡ፥ ኣብ መበል 80 ዓመት በዓል ምስረታ መቻል ንምስታፍ ዓሊሙ ብመሰረት…

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሀኑ ጁላ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣሳሊጦም። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላን ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓን ኣብ ሪፈራል ሆስፒታል እዚ ምብራቕ ዝተሰርሑ ዝተፈላለዩ መሰረተ ልምዓታት ዑደት…

ደረጃ ሰለስተ ሪፈራል ሆስፒታል እዚ ምብራቕ ሰብ ሞያ ጥዕና ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ደረጃ ሰለስተ ሪፈራል ሆስፒታል እዚ ምብራቕ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብክሊኒካል ነርሲንግ ዲፕሎማ ዘሰልጠኖም 800 ሰብ ሞያ ጥዕና ኣመሪቑ። ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ምረቓ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ…

ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣኒስቲዮ ዝበፅሑ መጥቃዕቲታትን ጎዳእቲ ልማዳዊ ተግባራትን ንምውጋድ ጠመተ ብምሃብ ከምዝስራሕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣኒስቲዮ ዝበፅሑ መጥቃዕቲታትን ጎዳእቲ ልማዳዊ ተግባራትን ንምውጋድ ጠመተ ብምሃብ ከምዝስራሕ ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ( ዶ/ር) ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ነዚ ዝበላ፥ ትሕቲ ዕድመ መርዓን ግርዛት ደቂ…

ጄኔራል ኣበባው ታደሰ ናብራ ሰራዊት ንምምሕያሽ ጠመተ ሂብካ ይስራሕ ከምዘሎ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጄኔራል ኣበባው ታደሰ ናብራ ሰራዊት ብኹለ መዳይ ንምምሕያሽ ጠመተ ሂብካ ይስራሕ ከምዘሎ ገሊፆም። ጄኔራል ኣበባው፥ ኣብ ምብራቕ ኢትዮጵያ ብምውፋር ሃገራዊ ግቡኡ ይፍፅም ንዘሎ ኮር ኣብ ዝተሰርሐ…

ኢትዮጵያ ዕላማ ብሪክስ ኣብ ምስራፅ ብምትሕብባር ንምስራሕ ቁርፀኛ ከምዝኾነት ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሩሲያ ሞስኮ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መድረኽ ዘተ ኣቐበልቲ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣባል ሃገራት ብሪክስ ትሳተፍ ኣላ። ኣብቲ መድረኽ፥ ብኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ነብዩ ተድላ ዝተመርሐ ልኡኽ ይሳተፍ ኣሎ።…