Fana: At a Speed of Life!

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ወተሃደራዊ ልዑኽ ሞሮኮ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ብምክልት ኢንስፔክተር ጀኔራል ስታፍ ሞሮኮ ሜጄር ጄኔራል ኣዚዝ ኢድሪሲ ምስ ዝተመርሐ ወተሃደራዊ ልዑኽ ሞሮኮ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዝተፈላለዩ ወተሃደራዊ…

ተግባር ወለንታዊያን ተሳገርቲ ወሰን ሓድነት ህዝቢታት ከምዘጠናኸረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተግባር ወለንታዊያን መናእሰይ ተሳገርቲ ወሰን ሓድነት ህዝቢታት ከምዘጠናኸረ ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ገሊፁ። ኣብ ዝተፈላለያ ክልልትን ምምሕዳራት ከተማን ብምዝውዋር ኣገልግሎት ወለንታዊያን ዝፍፅሙ ዘለዉ መናእሰይ ተሳገርቲ ወሰን ጉጅለ…

መስመራት ኣውቶብስ ዝጠሓሱ ልዕሊ 15 ሺሕ ገናሕቲ ከምዝተቐፅዑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መስመራት ኣውቶብስ ዝጠሓሱ ልዕሊ 15 ሺሕ ገናሕቲ ከምዝተቐፅዑ በዓል መዚ ማነጅመንት ትራፊክ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ኣይተ ኣያሌው ኣቲሳ፥ እቶም መገዲታት ንኣውቶብስ ጥራሕ ተባሂሎም ዝተፈለዩ ከምዝኾኑ ሓቢሮም።…

ኣርጀንቲና ፅዋዕ ኮፕ ኣሜሪካ ብምዕዋት ሻምፒዮና 2024 ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመሪካ ዘሰናደአቶ መበል  48 ፀወታ ፅዋዕ ኮፕ ኣሜሪካ ኣርጀንቲና ንኮሎምቢያ ብምስዓር ፅዋዕ ኮፕ ኣሜሪካ ተዓዊታ። ላውታሮ ማርቲነዝ ኣብ መበል 112 ደቒቓ ብዘመዝገባ ብሕታዊት ሸቶ፥ ኣርጀንቲና ኣብ ልዕሊ ኮሎምቢያ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር…

ስፔን ንመበል ራብዓይ ግዘ ተዓዋቲት ፅዋዕ ዩሮ 2024 ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 17 ፅዋዕ ኣውሮፓ፥ ስፔን ሎሚ ምሸት ሰዓት 4 ምስ እንግሊዝ ኣብ ዝገበረቶ ንመበል ራብዓይ ግዘ ተዓዋቲት ፅዋዕ ዩሮ 2024 ብምዃን ተዓዊታ። እቲ ፀወታ ኣብ ስታድየም ኦሎምፒያ በርሊን ዝተኻየደ እንትኸውን፥ ልዕሊ 74 ሽሕ ደጋፊ…

ልዕሊ 7 ሚሊየን ዜጋታት ዲጂታል መለለዪ መንነት ንምውሳድ ምምዝጋቦም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ክሳብ ሐዚ ልዕሊ 7 ሚሊየን ዜጋታት ዲጂታል መለለዪ መንነት ንምውሳድ ምምዝጋቦም ቤት ፅሕፈት ፕሮጀክት ብሄራዊ መለለዪ መንነት ገሊፁ። ኣገልግሎት ዲጅታል መንነት፥ “ሓደ ሰብ ሓደ ኢዩ” ዝብል መትከል ብምሓዝ መረዳእታ ውልቀ ሰባት…

ኣብ ሳልሳይ ዙር ናብ ሃገሮም ንዝኣትዉ ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ዝግበር ኣቀባብላ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሳልሳይ ዙር ናብ ሃገሮም ንዝኣትዉ ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ዝግበር ኣቀባብላ ተጀሚሩ። “Leave your Legacy, savor your holiday” ዝብል ስያመ ዝተውሃቦ እቲ ሳልሳይ ምዕራፍ፥ ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ናይ ዕረፍቲ…

ፕሮጀክት ጎርጎራ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝርከብን ኣካል ፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ዝኾነን ፕሮጀክት ጎርጎራ ተመሪቑ። ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፣ መክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ…

ሊዊስ ናኒን ኑዋንኩ ካኑን ንምዕባለ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ደገፍ ንምግባር ዘለዎም ምድላው ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ፖርቹጋላዊ ነበር ተፃዋቲ ኩዕሶ እግሪ ሊዊስ ናኒን ናይጀሪያዊ ነበር ተፃዋቲ ኩዕሶ እግሪ ኑዋንኩ ካኑን መናእሰይ ተፃወትትቲ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ዕዉታት ንክኾኑ ኣድላዪ ደገፍ ከንገብር ኢና ኢሎም። ሎሚ ንጎሆ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተዉ እቶም ነባራት…

ዝተወደበን ህርኩትን ሓረስታይ ዘለውዎ ፀገማት ንምፍታሕ ብትኹረት ምስራሕ ይግባእ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንግልጋሎት ፕሮግራም ልምዓታዊ ሴፍትኔትን ውሕስና ምግብን ዝውዕላ ሚኒስትር ግብርና ፌዴራል ብደገፍ ዝለኣኸን 32 ተሽከርከርቲ ን32 ወረዳታት ተዋሂበን። ኣብቲ ስነ ስርዓት ርኽክብ ዝተገነዩ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል…