Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር፣ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ሚኒስትር ምክልኻልን ኣየርላንድ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር፣ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ሚኒስትር ምክልኻልን ኣየርላንድ ሚሼል ማርቲን ዘቲየን። ብሚሼል ማርቲን ዝተመርሐ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ትማሊ ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታዉ ይዝከር።…

ኣርመኒያ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘለዋ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ኣርመኒያ ኣብ ኢትዮጵያ ሳህክ ሳርግስያ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ከልቲአን ሃገራት ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሓዊሱ ኣብ ብዙሓት ዓውዲታት ብምትሕብባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ጠመተ…

ኣብ ኣዋሳኒ ከባቢታት ክልል ዓፋርን ሶማሌን ዘጋጠሙ ጎንፅታት ብዘተ ብዘላቕነት ንምፍታሕ ተስማዕሚዕና-ርእሳነ ምምሕዳራት ክልቲአን ክልልት

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዋሳኒ ከባቢታት ክልል ዓፋርን ሶማሌን ዘጋጠሙ ጎንፅታት ብዘተ ብዘላቕነት ንምፍታሕ ተስማዕሚዕና ኣለና ክብሉ ርእሳነ ምምሕዳራት ክልቲአን ክልልት ገሊፆም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣወል ኣርባን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጤፌ መሓመድን…

ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ፦ ኣይተ ያብባል ኣዲስ - ሓላፊ ቢሮ ትራንስፖርት ወ/ሮ ቅድስት ወልደ ጊዮርጊስ - ሓላፊት ቢሮ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ወ/ሮ ይመኙሻል ታደሰ -…

ጆ ባይደን ብኮቪድ -19 ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ብኮቪድ -19 ተታሒዞም። ባይደን ንናይ ለስቬጋስ ደገፍቶም ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ወፍሪ ኮቪድ-19 ደው ንክብል እንትኣዘዙ እውን እቶም ፕሬዚዳንት ብኮቪድ -19 ምትሓዞም ዋይትሃውስ ትማሊ ምሸት ዕላዊ ገይሩ።…

ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ጉጅለ ልኡኽ ውድብ ጥዕና ዓለም ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ጉጅለ ልኡኽ  ውድብ ጥዕና ዓለም ዘቲዮም። እቲ መድረኽ ዘተ፥  ኣብ ሓፈሻዊ ኩነታት ብርኪ ጥዕና ክልል ትግራይን ብሰንኪ ዝነበረ ኲናት ዝዓነው ትካላት ጥዕናን ጠመተ ዝገበረ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ልኡኽ መንግስቲ ኣየር ላንድ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር፣ ሚኒስትር ምክልኻልን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣየርላንድ ሚካኤል ማርቲን ምስ ዝምራሕ ልኡኽ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ምስ…

ኣብ ከተማ መቐለ ሃገር ለኸ ኤክስፖ ልምዓት ደርሁ ትግራይ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ ሃገር ለኸ ኤክስፖ ልምዓት ደርሁ ክልል ትግራይ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ተኸፊቱ። እቲ ሃገር ለኸ ኤክስፖ ልምዓት ደርሁ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኢዮም ከፊተምዎ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ኣይተ…

ኢትዮ ቴሌኮም ክሳብ 30 ሓምለ ፍርቂ ሚሊየን ፈልሲ ከምዝተክል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ክሳብ 30 ሓምለ 2016 ዓ.ም ፍርቂ ሚሊየን ፈልሲ ኣብ መላእ ሃገር ከምዝተክል ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ እቲ ኩባኒያ ፍሬ-ህይወት ታምሩ ገሊፀን። ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ኢትዮጵያ ቴሌኮም ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ…

ደቡብ ሱዳን ማዕቐፍ ምትሕብባር ተፋሰስ ናይል ምፍራማ ተቐባልነት ሓሳብ ኢትዮጵያ ዘርእይ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ሱዳን ማዕቐፍ ምትሕብባር ተፋሰስ ናይል ምፍራማ ተቐባልነት ሓሳብ ኢትዮጵያ ዘርእይ ኢዩ ክብሉ ምሁራን ገሊፆም። ‘የኢትዮጵያ እና የግብፅ ሽኩቻ’ ዝብል መፅሓፍ ዝፀሓፉ ውብሸት ሲሳይ(ዶ/ር)፥ ኣብ ጉዳይ ማይ ናይል ብግብፅን ሱዳንን ተታሒዙ…