Fana: At a Speed of Life!

ዝበለፀ ኣፍሪካዊ ስፖርተኛ 21 ክፍለ ዘበን ምባለይ ልዑል ክብሪን ምስጋናን ኣለኒ -ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኢ ኤ ስ ፒ ኤን ዝበለፀ ኣፍሪካዊ ስፖርተኛ 21 ክፍለ ዘበን ምባለይ ልዑል ክብሪን ምስጋናን ኣለኒ  ክብል ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ገሊፁ። ኢ ኤ ስ ፒ ኤን ዝበለፁ ኣፍሪካዊያን ስፖርተኛታት 21 ክፍለ ዘበን ዕላዊ ምግባሩ ይዝከር። ብመሰረት እዚ…

ቴክኖሎጂ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ መሕሰቢ መገዲ መፍትሒታት ኮይኑ ኣሎ- ወርቁ ጋቸና (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቴክኖሎጂ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ መሕሰቢ መገዲ መፍትሒታት ኮይኑ ኣሎ ክብሉ ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ወርቁ ጋቸና (ዶ/ር) ተዛሪቦም። ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ናይ ኤ.አይ ሰመር ካምፕ 2024 መጀመሪ መርሃ…

ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ኣብ ፕሮጀክት ጫካ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣምቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል ሳልሳይ ዙር ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለምና ዝመፅኡ ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ኣብ ፕሮጀክት ጫካ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣምቢሮም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊን ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን…

ጨፌ ኦሮሚያ ስሩዕ ጉባኤኡ ፅባሕ ምክያድ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ ስሩዕ ጉባኤኡ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ነክልተ ተኸታተልቲ መዓልታት ከካይድ ኢዩ ተባሂሉ። ኣፈ ጉባኤ ሰዓዳ ኣብዱራህማን፥ ኣብቲ ጉባኤ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ብምግባር ውሳነታት ክመሓላለፉ ኢዮም ኢለን። ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ…

ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ዝበለፀ ኣፍሪካዊ ስፖርተኛ 21 ክፍለ ዘበን ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ዝበለፀ ኣፍሪካዊ ስፖርተኛ 21 ክፍለ ዘበን ተባሂሉ ከምዝተሓረየ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኢ ኤ ስ ፒ ኤን ዝበለፁ ኣፍሪካዊያን ስፖርተኛታት 21 ክፍለ ዘበን ዕላዊ ምግባሩ ዝገለፀ እቲ ፌዴሬሽን፥ ኢትዮጵያን…

ናብ ፓሪስ ንዘምርሕ ልኡኽ ኢትዮጵያ ድሕሪ ፅባሕ ኣብ ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ዕላዊ ምፍናው ክግበረሉ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ 2024 ንምስታፍ ናብታ ሃገር ንዘምርሕ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ድሕሪ ፅባሕ ኣብ ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ዕላዊ ምፍናው ክግበረሉ ኢዩ። ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምፍናው፥ ፕሬዚዳንት ሳህለ ወረቅ ዘውዴ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…

ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ዝተዛዘመ ባጀት ዓመት 2 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ዝተዛዘመ ባጀት ዓመት 2 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ገሊፁ። ካብቲ ዝተረኸበ ሓፈሻዊ ኣታዊ እቲ ልዕሊ 282 ሚሊየን ብር መኽሰብ ከምዝኾነ ኣብሪሁ። እቲ ኣታዊ፥ ንኢንቨስተራት ካብ ዝቐርቡ…

ኣወሃህባ ኣገልግሎትን ስርዓት ኣሰራርሓን ንምምሕያሽ ጠመተ ሂብና ክንሰርሕ ኢና- ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣወሃህባ ኣገልግሎትን ስርዓት ኣሰራርሓን ንምምሕያሽ ጠመተ ሂብና ክንሰርሕ ኢና ክብላ  ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ስራሕቲ ኣተኣኸኽባ ግብሪ 2016 ዓ.ም…

ኮሚሽን ኢንስፔክሽንን ስነ ምግባርን ትካላዊ ዓቕሚ ንምጥንኻር ኣብ ዝተገበረ ስራሕ ውፅኢት ኣመዝጊቡ ኢዩ-ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኢንስፔክሽንን ስነ ምግባርን ፓርቲ ብልፅግና ትካላዊ ዓቕሚ ንምጥንኻር ኣብ ዝተገበረ ስራሕ ውፅኢት ኣመዝጊቡ ኢዩ ክብሉ ምክትል ብሬዚዳንትን ሓላፊ ዋና ቤት ፅሕፈትን ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት…

ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣብ ከተማ ጎንደር ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስተር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣብ ከተማ ጎንደር ፈልሲ ብምትካል ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራን ከተማ ጎንደርን ተሳቲፎም። እቶም ሚኒስትር፥ ዘስርሑ ፕሮጀክትታት ተሳትፎ ህዝቢ ስለ ዝደሊዩ…