Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዓውዲ ህንፀት ምስ ዝተዋፈሩ ኩባኒያታት ጣሊያን ልዝብ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል ረሻድ ከማል ኣብ ጣሊያን፣ ሮምን ሚላን ምስ ዝነብሩ ዳያስፖራታትን ኣብ ዓውዲ ህንፀት ምስ ዝተዋፈሩ ኩባንያታት ጣሊያንን ተዛቲዮም፡፡ ኣይተ ረሻድ ከማል÷ ምስ ኢትዮጵያዊያንን ትውልደ-ኢትዮጵያዊያንን ኣብ…

ሓለፍቲ ስራሕ ዩኒቨርሲቲ ዋቸሞ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓለፍቲ ስራሕ ዩኒቨርሲቲ ዋቸሞ ብግዕዚይናን ምዝበራ ሃፍቲን ተጠርጢሮም ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም። ካብ መንጎ ኣብ ቁፅፅር ዝወዓሉ፥ ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ሃብታሙ ኣበበ (ዶ/ር)ን ምክትል ፕሬዚዳንት ታምራት ታገሰ (ዶ/ር)ን ይርከቡዎም። ፋና…

ሩሲያ 75 ድሮናት ዩክሬን ከምዘዕነወት ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልሓት ምክልኻል ነፈርቲ ሩሲያ 75 ድሮናት ዩክሬን ከምዘዕነወ ሚኒስቴር ምክልኻል እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣስታት ፍርቂ እተን ዝዓነዋ ድሮናት ኣብ ደቡብ ምዕራብ ሩሲያ ኣብ እትርከብ ግዝኣት ሮስቶቭ ከምዝተወቕዓ ተገሊፁ። ካብ ዩክሬን መጥቃዕቲ…

4ይ ቅድመ ጉባኤ ፋይናንስ ንልምዓት ውሕመ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምሌ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)4ይ ቅድመ ጉባኤ ፋይናንስ ንልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ኣብ ዝህልዎ ናይ ሓሙሽተ መዓልቲታት ፃንሒት÷ ኣፈፃፅማ ዘላቂ ሸቶታት ልምዓት 2030 ውሕመን ቅድሚ ትሽዓተ ዓመት ዝተፈረመ ስምምዕነት…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ልዕሊ 354 ሰብ ሞያ ሕጊ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ልዕሊ 354 ሰብ ሞያ ሕጊ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ልዕሊ 566 ሺሕ ጉዳያት “ልባት ከምዝረኸቡ እውን ገሊፁ። ካልኣይ መዓልቱ ኣብ ዝሓዘ ስሩዕ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ኣፈፃፅማ ትልሚ…

ኣህጉራዊ ውህደት ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ንኽቀላጠፍ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ኣህጉራዊ ውህደት ኢኮኖሚ ንኽቀላጠፍን ጠለብ ዜጋታት እታ ኣህጉር ክዕወትን ተሓቲቱ፡፡ ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ጉጅለ 20ን ውድብ ሕቡራት መንግስታትን (ውሕመ) ቅድሚ ምርኻቡ፤ ኣብ ውህደት ኣፍሪካ ንምዝታይን ሓደ ውፁእ ቅዋም ንመሓዝን ኣብ…

ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ሽዊት ሻንካ ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ ንዝሳተፉ ኣትሌታት ኣበረታቲዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ሽዊት ሻንካ ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ ንዝሳተፉ ኣትሌታት ልምምድ ኣብ ዝገብሩሉ ኣካዳሚ ስፖርት ኢትዮጵያ ተረኺበን ተዓዚበን። ወ/ሮ ሽዊት ሻንካ ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ÷ ኣትሌታተ ኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ኣደባባይ ዓለም ዝፍለጡ…

ዕዉትነት ሃገራዊ ዘተ በየንኦም መለክዒታት ክምዘን ይኽእል?

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምሌ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕዉትነት ሃገራዊ ብዝተፈላለዩ መገዲታት ይረአ፡፡ መዛግብቲ ስነ-ምይይጥ ከምዘርእዩዎ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘተ ንምግባር እንትሓስባ ኣብ ፍፃመ እቲ ከይዲ ዝፅበዩዎም ውፅኢታት ይህልዉ ኢዮም፡፡ ብመሰረት እዚ ሃገራዊ ዘተ ዝተሓሰበሉ ዕላማ ምዕዋቱ…

ዝበለፀ ኣፍሪካዊ ስፖርተኛ 21 ክፍለ ዘበን ምባለይ ልዑል ክብሪን ምስጋናን ኣለኒ -ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኢ ኤ ስ ፒ ኤን ዝበለፀ ኣፍሪካዊ ስፖርተኛ 21 ክፍለ ዘበን ምባለይ ልዑል ክብሪን ምስጋናን ኣለኒ  ክብል ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ገሊፁ። ኢ ኤ ስ ፒ ኤን ዝበለፁ ኣፍሪካዊያን ስፖርተኛታት 21 ክፍለ ዘበን ዕላዊ ምግባሩ ይዝከር። ብመሰረት እዚ…

ቴክኖሎጂ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ መሕሰቢ መገዲ መፍትሒታት ኮይኑ ኣሎ- ወርቁ ጋቸና (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቴክኖሎጂ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ መሕሰቢ መገዲ መፍትሒታት ኮይኑ ኣሎ ክብሉ ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ወርቁ ጋቸና (ዶ/ር) ተዛሪቦም። ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ናይ ኤ.አይ ሰመር ካምፕ 2024 መጀመሪ መርሃ…