Fana: At a Speed of Life!

ምስ ኢትዮጵያ ዘለኒ ምትሕብባር ልምዓት ክቕፅል ኢዩ – ኣየርላንድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣየር ላንድ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ልምዓት ንምጥንኻር ኢሉ እውን ርክብ ንግዲን ኢንቨስትመንተን ክብ ንምባል ከምእትሰርሕ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ሚሼል ማርቲን ኣረጋጊፆም። ኣብ ቀረባ እዋን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኣዲስ…

ኢትዮጵያ ብሓሰብቲ መናእሰይ ዜጋታታ ተስፋ ኣለዋ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ቀፃሊ ብዘልምዑ ሓሰብቲ መናእሰይ ዜጋታታ ተስፋ ኣለዋ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ መርሃግብሪ ''ሓሙሽተ ሚሊዮን ኮደርስ'' ሎሚ መዓልቲ ኣጀሚሮም፡፡ ምጅማር እቲ መርሃ-ግብሪ…

ካማላ ሃሪስ ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓት ንጎስጓስ መረፃ ዝኸውን 81 ሚሊየን ዶላር ኣተኣኻኺበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ንምክትሎም ብምትካእ ንባዕሎም ካብ ውድድር ምስኣልዐሉ ካማላ ሃሪስ ኣብ ዝገበረኦ ወፍሪ ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓት 81 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ኣተኣኻኺበን፡፡ ኣብቲ ምትእኽኻብ ሓገዝ ልዕሊ 8 ሚሊየን 88 ሺሕ ስሩዓት ለገስቲ…

ኣብ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ብዘጋጠመ ሃንደበታዊ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ቁፅሪ ዝሞቱ ሰባት ልዕሊ 146 ከምዝበፅሐ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ብዘጋጠመ ሃንደበታዊ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ቁፅሪ ዝሞቱ ሰባት ክሳብ ሐዚ ልዕሊ 146 ከምዝበፅሐ ኣካቢ ኣብ ሓደጋ እዋን መሊስካ እግሪ ምትካል ኮሚቴ ኣይተ ሃብታሙ ፌተና ገሊፆም። እቶም ኣካቢ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ክሳብ…

ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 2016 ዓ.ምን ትልሚ 2017 ዓ.ምን ክልል ሃረሪ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ መንግስቲን ፓርቲን 2016 ዓ.ምን ትልሚ 2017 ዓ.ምን ክልል ሃረሪ ተጀሚሩ። ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ሮዛ ዑመር፥ ኣብ 2016 ዓ.ም ንምፍፃም ካብ ዝተተለሙ ስራሕቲ ልምዓት፣ ሰናይ ምምሕዳርን ሰላምን ዝተባባዕ…

ኣብ ሰሜናዊ ኢትዮጵያ ኣጋጢሙ ብዝነበረ ጎንፂ ተፈናቒሎም ዝነበሩ ዜጋታት ናይ ምምላስ ከይዲ ዕዉት ከምዝነበረ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜናዊ ኢትዮጵያ ኣጋጢሙ ብዝነበረ ጎንፂ ተፈናቒሎም ዝነበሩ ዜጋታት ናይ ምምላስ ከይዲ ዕዉት ከምዝነበረ ምክትል ኣዛዚ እዚ ሰሜን ምዕራብ ሜጀር ጀነራል መለሰ በለጠ ተዛሪቦም። ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ መሰረት ብምግባር እቶም…

ንጋንታ ስፖርት መቻል 1 ቢሊየን ብር ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምንቅስቓስ "መቻል ንኢትዮጵያ"  ንጋንታ ስፖርት መቻል 1 ቢሊየን ብር ከምዝተኣከበ ተገሊፁ፡፡ እቲ ምንቅስቓስ ካብ ዝተትሓዘ ትልሚ 99 ሚኢታዊ ምዕዋት ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ። ኣካቢ ቦርድ ጋንታ ስፖርት መቻል ሰይፈ ጌታሁን (ዶ/ር)÷ ምንቅስቓስ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ተወከልቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ተወከልቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ሎሚ መዓልቲ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓለለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ወርሒ ሚያዚያ ምስ ተወከልቲ ፓርቲታት ብምርኻብ ኣብ ሃገራዊ…

ልዕሊ 28 ሃገራት ዝሳተፋሉ ዓውደ ምርኢት ውፅኢታት ቴክኖሎጂ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር  ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ካብ 18 ክሳብ 24 መስከረም 2017 ዓ.ም ልዕሊ 28 ሃገራት ዝሳተፋሉ ውፅኢታት ቴክኖሎጂ ዝቐርቡሉ ዓውደ ምርኢት ከምዘካይድ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ዓውደ ምርኢት ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ምስ ትካል ምትሕብባር ደቡብ…

ተወከልቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወከልቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ኣብ ሃገራዊ ስትራቲጂያዊ ጉዳያት ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ተዛተዩ ፈልሲ ብምትካል ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም። እቲ ተኸላ ፈልሲ "ኢትዮጵያ ክትተክል ኢያ ወለዶ ከፅንዕ ኢዩ" ብዝብል መሪሕ…