Fana: At a Speed of Life!

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዞባ ጎፋ ብሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዝበፅሐ ጉድኣት ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ጣቢያ ኬንቾ ሳቻ ጎዝዲ ዘጋጠመ ሃንደበታዊ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ስዒቡ ብዘጋጠመ ምጥፋእ ህይወት ሰባት ዝተሰመዖ መሪር ሓዘን ገሊፁ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ በቲ ሓደጋ ጉድኣት ንዝበፅሖም…

ዝተፈላለያ ክልላት ኣብ ዞባ ጎፋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ሓዘነን ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ክልላት ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ጣቢያ ኬንቾ ሳቻ ጎዝዲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን። ብመሰረት እዚ ክልላት ኦሮሚያ፣ ሲዳማ፣ ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያን ማእኸላዊ ኢትዮጵያን ኣብ…

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣብ ዞባ ጎፋ ብምሓደጋ ጋህሲ መሬት ብዝበፅሐ ጉድኣት ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ጣቢያ ኬንቾ ሳቻ ጎዝዲ ብዘጋጠመ ምሓደጋ ጋህሲ መሬት ስዒቡ ብዝበፅሐ ጉድኣት ምጥፋእ ህይወት ሰባት ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ። እቲ ቤት ምኽሪ ዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ስዒቡ ኣብ…

ብመንግስታት ኢትዮጵያን ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብን ንላዕለዎት ኣመራርሓ ዝወሃብ ስልጠና መርሃ ግብሪ ምፍላጥ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመንግስታት ኢትዮጵያን ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብን ንላዕለዎት ኣመራርሓ ዝወሃብ ስልጠና መርሃ ግብሪ ምፍላጥ ተኻይዱ። ምፍላጥ እቲ መርሃ ግብሪ ዝተኻደ÷ ጎድና ጎድኒ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ''ሓሙሽተ ሚሊዮን ኢትዮጵያዊያን ኮደርስ'' ኢዩ ተባሂሉ፡፡…

ሃገራት ታሕተዋይ ተፋሰስ ንምኽባር ብሄራዊ ረብሐአን ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ክድግፋ ኣለወን ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት ታሕተዋይ ተፋሰስ ንምኽባር ብሄራዊ ረብሐአን ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ክድግፋ ኣለወን ክብሉ ዴይሊ ሳባህ ዜና ቱርኪ ገሊፁ። እቲ ፍልፍል ዜና ኣብ ዝሓቦ ሓበሬታ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ፀቕጢ ክሌማዊ ለውጢ…

ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕን ትልሚ ቀፃሊ ዓመትን ክልል ኦሮሚያ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 2016 ዓ.ምን ትልሚ ቀፃሊ ዓመት 2017 ዓ.ምን ክልል ኦሮሚያ ኣብ ከተማ ኣዳማ ይካየድ ኣሎ። ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ሽመልስ ኣብዲሳን ሓላፊ ቅርንጫፍ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና እቲ ክልል ፍቃዱ ተሰማን ሓዊሱ ላዕለዎት…

ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ምዕራብ ህዝብታት ኢትዮጵያ 17 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ባጀት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ምዕራብ ህዝብታት ኢትዮጵያ 17 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ባጀት ኣፅዲቑ። እቲ ዝቐረበ ባጀት ካብ ምትእኽካብ እቶት እቲ ክልል፣ መንግስቲ ፌዴራል ድጎማን ካልኦት ፍልፍላት እቶት ዝርከብ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ…

ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዞባ ጎፋ ብሰንኪ ጋህሲ መሬት ብዘጋጠመ ጉድኣት ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዞባ ጎፋ ብሰንኪ ጋህሲ መሬት ኣብ ልዕሊ ህይወት ሰባት ብዘጋጠመ ጉድኣት  ዝተሰመዖ ዓምዩቕ ሓዘን ገሊፁ። እቲ ፓርቲ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ሓዘን፥ በቲ ሓደጋ ጉድኣት ንዘጋጠሞም ተጎዳእቲ ስድራን ኣዝማድን ምፅንዕናዕ ተመኒዩ።…

ኣብ ዞባ ጎፋ ብሰንኪ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዝተመዛበሉ ንምድጋፍ ዘኽእል ስራሕ ከምዝተጀመረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ኣብ ዞባ ጎፋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዝተመዛበሉ ወገናት ንምድጋፍ ዘኽእል ኮሚቴ ብምጥያሽ ስራሕ ከምዝተጀመረ ቤት ፅሕፈት ስግኣት ሓደጋን ኣመራርሓ ስራሕን እቲ ዞባ ገሊፁ። ጉድኣት ዘጋጠሞምን በህይወት ዝተረፉን 10ሰባት ኣብ ሓፈሻዊ…

ምስ ኢትዮጵያ ዘለኒ ምትሕብባር ልምዓት ክቕፅል ኢዩ – ኣየርላንድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣየር ላንድ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ልምዓት ንምጥንኻር ኢሉ እውን ርክብ ንግዲን ኢንቨስትመንተን ክብ ንምባል ከምእትሰርሕ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ሚሼል ማርቲን ኣረጋጊፆም። ኣብ ቀረባ እዋን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኣዲስ…