Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ጥላሁን ከበደ ኣብ ወረዳ ገዜ ጎፋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ህይወቶም ናይ ዝሰኣኑ ስድራ ኣፅናዕኒዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ኣይተ ጥላሁን ከበደን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ኣብ ወረዳ ገዜ ጎፋ ቀበሌ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲ  ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ህይወቶም ናይ ዝሰኣኑ ስድራ ኣፅናዕኒዖም። እቶም ርእሰ…

ፓርቲ ብልፅግና በኹሪ ተረኽን ዓፀፋዊ ተረኻትን ንምትዕራቕ ብዕቱብ እናሰርሐ ምዃኑ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኣዩ በኹሪ ተረኻትን ዓፀፋዊ ተረኻትን ንምትዕራቕ ብዕቱብ እናሰርሐ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ዘፈር ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸ ርክብን እቲ ፓርቲ ምስ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምትሕብባር…

ኮሌጅ  ሕክምና ሚሊኒየም ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ኣገልግሎት ናፃ ምርመራ ጥዕና ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ  ሕክምና ሚሊኒየም ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ን50 ሺሕ ሰባት ኣገልግሎት ናፃ ምርመራ ጥዕና ንመሃብ ዘኽእሎ መርሃ ግብሪ ከምዘጀመረ ኣፍሊጡ። እቲ መርሃ-ግብሪ ዝካየድ “ወለንታዊነት ንጥዕናና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ከምዝኾነ እውን ገሊፁ፡፡…

ኣብ ካናዳ ብሰንኪ ዘጋጠመ ልዑል ሰደድ ሓዊ ፍርቂ ክፋል ከተማ ጃስፐር ዓኒዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካናዳ ብሰንኪ ዘጋጠመ ልዑል ሰደድ ሓዊ ፍርቂ ክፋል ከተማ ጃስፐር ዓኒዩ። ከተማ ጃስፐር ኣብ ምዕራባዊ ሸነኽ ካናዳ ግዝኣት ኣልበርታ ኣብ ማእኸል ኮረብታዊ ብሄራዊ ፓርክ ጃስፐር እትርከብ ከተማ ኢያ። እቲ ፓርክን ከተማ ጃስፐርን ኣብ ዓመት…

ኦሊምፒክ ፓሪስ 2024 ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ክኽፈት ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኦሊምፒክ ፓሪስ 2024 ሎሚ መዓልቲ ምሸት ካብ ሰዓት 2፡30 ጀሚሩ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ኣብ ከተማ ፓሪስ ብዕሊ ክኽፈት ኢዩ። ንኢትዮጵያ ዝውክል ቀዳማይ ዙ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ትማሊ ናብ ፓሪስ ከምዝኣተወ ይፍለጥ፡፡ ናይ ሎሚ መዓልቲ ስነ ስርዓት…

መበገሲታት፣ ምልክታትን መከላኸሊ መንገዲን ሕማም ሸሮኽ (ኮሌራ)

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕማም ሸሮኽ ወይ ድማ ኮሌራ ምስ ፅሬቱ ዘይሓለወ ኣጠቓቕማ ዓይኒ ምድሪን ኣመጋግባን ዝመፅእ ውፅኣት ብምስዓብ ክሳብ ሞት ዘብፅሕን ተመሓላላፊን ሕማም ኢዩ። እቲ ሕማም ብመልክዕ ለበዳ ናይ ምግጣምን ምልባዕን ዕድሉ እውን ዝለዓለ ኢዩ። ምልክታት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ብመሰረት ዝሃብዎ ኣንፈት ጉድኣት ዘጋጠሞም ናይ ምድጋፍ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ብመሰረት ዝሃብዎ ኣንፈት ብሰንኪ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ዘጋጠሞም ወገናት ናይ ምድጋፍ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ኣምባሳደር ሽፈራው ተክለማርያም…

ፕሬዚዳንት ፑቲን ኣብ ዞባ ጎፋ ብዘጋተመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ብዘጋተመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ሓዘን÷ በቲ ሓደጋ ስድረኦም ንዝሰኣኑ ዜጋታት ፅንዓት…

ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ከይዲ ድርድር ኢትዮጵያ ንኣባልነት ዓለም ለኸ ትካል ንግዲ ከምትድግፍ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ እናካየደቶ ትርከብ ከይዲ ድርድር ኣባልነት ዓለም ትካል ንግዲ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ብቴክኒክ ከምትደግፍ ኣፍሊጣ፡፡ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ኣብ ሩሲያ ሞስኮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ኣኼባ ቤት ምኽሪ…

ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ምስ ኣመራርሓ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ምስ ኣመራርሓ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ (ዩኤስኤኣይዲ) ተዛቲዮም። ኣበ ዘተኦም ድማ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብሓባርን ብምውዳድን ምስራሕ ኣብ ዝከኣለሎም ኩነታታት ኣድሂቦም ዘቲዮም፡፡ ሃብታሙ…