Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ነክልተ ተኸታተልቲ መዓልታት ዘካይዶ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ፥ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 2016 ዓ.ምን ትልሚ 2017 ዓ.ምን ብርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኦርዲን በድሪ ብምቕራብ ዘተ ተገይሩሉ ክፀድቕ ኢዩ ዝብል…

ኣብ ከተማ ጎንደር ንስራሕቲ ልምዓት መንግስቲ ኣፍልጦ ዝህብ ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጎንደር ንስራሕቲ ልምዓት ዝድግፍን ንመንግስቲ ኣፍልጦ ብምሃብ ምስጋና ንምቕራብን ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ ይካየድ ኣሎ። እቲ ሰልፊ ደገፍ ብፍላይ መንግስቲ ፌዴራል ንልምዓት እታ ከተማ ጠመተ ብምሃብ ተቛሪፆም ዝነበሩ ፕሮጀክትታት ብምቕፃል፣…

ን3 መዓልታት ዝፀንሕ ብሄራዊ ሓዘን ተኣዊጁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ንሰለስተ መዓልታት ዝፀንሕ ብሄራዊ ሓዘን ኣዊጁ። እቲ ብሄራዊ ሓዘን፥ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ቀበሌ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲ ብሰንኪ ዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ህይወት ዜጋታት…

ኣምባሳደራት ክብሪ ኢትዮጵያ ኣብ ምሕላው ንኽሰርሑ ዘኽእል መምርሒ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደራት ኣብ ዝዋፈሩሉ ዓውዲን ሃገራትን ብሄራዊ ረብሓን ክብሪን ኢትዮጵያ ኣብ ምሕላው ብትግሃት ኣብ ዝሰርሑሉ ኩነታት ምውፋርን መምርሒን ተዋሂቡ፡፡ ሓደሽቲ ንዝተሾሙ ኣምባሳደራት እናተውሃበ ዝነበረ ስልጠና ተዛዚሙ፡፡ ኣብቲ መዛዘሚ መድረኽ…

ኢትዮጵያ ብመንግስቲ ሶማሊያ ዝወሃቡ ናይ ምትንኻፍ መግለፂታት ብቐረባ እናተኸታተለት ከምዝኾነት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ሶማሊያ ብተደጋጋሚ ዝህቦም ናይ ምትንኻፍ መግለፂታት ኢትዮጵያ ብቐረባ እናተኸታተለት ከምዝኾነት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ መንግስቲ ሶማሊያ ካብ ዘቕርቦም መሰረት ዘይብሎም ክሲታት ብተፃራሪ ኢትዮጵያ…

ኣርኪዮሎጂን ፓሊዮንቶሎጂን መልካ ቁንጡሬ ባልጪት ኣብ ዩኔስኮ ተመዝጊቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርኪዮሎጂን ፓሊዮንቶሎጂን መልካ ቁንጡሬ ባልጪት ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን (ዩኔስኮ) ሓድጊ ዓለም ብምዃን ተመዝጊቡ። ኣብ ህንዲ ኒው ዴልሂ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 46 ዓመታዊ ዓለም ለኸ ጉባኤ ሓድጊ…

ኦሊምፒክ 2024 ኣብ ዝካየደላ ከተማ ፓሪስ ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ባቡር መጥቃዕቲ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መኽፈቲ ስነ ስርዓት ኦሊምፒክ ፓሪስ ሰዓታት ኣብ ዝተረፉሉ እዋን ኣብ ፈረንሳይ ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ባቡር ፓሪስ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ልዑል ቅልውላው ትራንስፖርት ከምዝተፈጠረ ተገሊፁ። ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ሓደጋ ባርዕ…

ሃገራዊ ዘተ ንኹሉ ብዝሓቁፍን ዘሳትፍን መገዲ ንክውገን ፃዕሪ ይግበር ኣሎ –  መስፍን ኣርአያ(ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ዘተ ንኹሉ ብዝሓቁፍን ዘሳትፍን መገዲ ንክውገን ፃዕሪ ይግበር ከምዘሎ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን ኣርአያ(ፕ/ር) ገሊፆም። እቲ ኮሚሽን ምስ ፌዴሬሽን ማሕበር ጉድኣት ኣካል ኢትዮጵያ ኣብ ኣዳማ ዘተ ኣሳሊጡ። መስፍን…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ንግዲ ብሪክስ ዘተ እናካየደ ይርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ንግዲ ብሪክስ "ኣብ ሓዱሽ ዓለም ለኸ ስርዓት ኢኮኖሚ ግደ ብሪክስ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተዛተየ ይርከብ ይርከብ። ኣብ ሩሲያ ሞስኮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ሚኒስትራት ንግዲ÷ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን…

ብኣገልግሎት ወለንታ ንልዕሊ 2 ሚሊየን ዜጋታት ናፃ ኣገልግሎት ጥዕና ክወሃብ ኢዩ – ሚኒስቴር ጥዕና

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ሃገር ንክልተ ኣዋርሕ ኣብ ዝወሃብ ክረምታዊ ኣገልግሎት ወለንታ ን2 ሚሊየን ዜጋታት ናፃ ኣገልግሎት ጥዕና ከምዝወሃብ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ፡፡ ብወለንታ ዝውገኑ ሃገር ለኸ  ናፃ ክረምታዊ ምርመራ ጥዕና፣ መርሃ-ግብሪ ኣገልግሎት ሕክምናን ምኽሪን…