Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ምክልኻል ብሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት ሓገዝ ገይሩ

አዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ 21፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ኣብ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ቀበሌ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት ልዕሊ 6 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ምግቢን ነናውቲን ገይሩ። እቲ ሓገዝ ኣብቲ ቦታ ተረኺቦም ዘረከቡ ሓላፊ ርክብ ህዝቢ…

ሕቡራት ኤሜሬትስ ዓረብ ኣብ ወረዳ ገዜ ጎፋ ንዘጋጠመ ሓደጋ ዝውዕል ሰብኣዊ ደገፍ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕቡራት ኤሜሬትስ ዓረብ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ወረዳ ገዜ ጎፋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኤ ወገናት ዝውዕል ሰብኣዊ ደገፍ ገይራ። ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሸን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ሎሚ ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ ውድብ ሕቡራት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ወረዳ ገዜ ጎፋ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት ኣፅናዕኒዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ክሳብ ሐዚ 231 ዜጋታት ህይወቶም ብዘስኣነ ጋህሲ መሬት ዞባ ጎፋ ዝተጎድኡ ቤተሰብን ማሕበረሰብን ብኣካል ንምፅንዕናዕ ኣብቲ ቦታ ተረኺቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትርን ቀዳማዊት…

ኣብ ክልል ትግራይ ብመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ልዕሊ 53 ሺሕ ሄክታር መሬት ብፈልሲ ክሽፈን ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ብመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ልዕሊ 53 ሺሕ ሄክታር መሬት ብፈልሲ ክሽፈን ኢዩ ክብል ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ገሊፁ። ዳይሬክተር ልምዓት፣ ሓለዋን ኣጠቓቕማን ደኒ እቲ ቢሮ ኣይተ ተስፋይ…

ኣብ መናእሰይ ዘሎ ስእነት ዕድል ስራሕን ዘይሕጋዊ ስደትን ንምፍታሕ ንሰርሕ ኣለና-ሌ/ጀ ፃድቃን ገብረትንሳኤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መናእሰይ ክልል ትግራይ ኣንፃላልዮ ዘሎ ስእነት ዕድል ስራሕን ዘይሕጋዊ ስደትን ንምፍታሕ ዘድሃበ መድረክ ዘተ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳርን ሓላፊ ካብኔ ሴክሬታሪያት ዴሞክራታይዜሽንን…

ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ስሩዕ ጉባኤኡ ኣብ ከተማ ሰመራ የካይድ ኣሎ። ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣወል ኣርባ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 2016 ዓ.ምን ትልሚ ባጀት 2017 ዓ.ምን ኣብቲ መድረኽ ከቕርቡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ወረዳ ገዜ ጎፋ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት ኣፅናዕኒዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ቀበሌ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት ኣብቲ ቦታ ብኣካል ብምርካብ ኣፅናዕኒዖም። ብተወሳኺ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…

ኮሚሽን ጉምሩክ 191 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩክ ኢትዮጵያ ኣብ 2016 ዓ.ም  191 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ምስ ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝመፅኡ ኣመራርሓ ብምዃን ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ የካየድ ኣሎ።…

ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ይርጋለም ምስ ዘልምዑ ዘለዉን ሓደሽቲ ሰብ ሃፍቲን ዘተ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ይርጋለም ምስ ዘልምዑ ዘለዉን ሓደሽቲ ሰብ ሃፍቲን ዘተ ኢንቨስትመንት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይግበር ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ ኮርፖሬሽን ፓርክታት ኢንዱስትሪ ሲዳማ ምስ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪን ዩኒዶን ብምትሕብባር ዝተዳለወ ኢዩ ተባሂሉ።…

ክልል ጋምቤላ ኣብ ዞባ ጎፋ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል 3 ሚሊየን ብር ደገፍ ከምዝገብር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ጋምቤላ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ቀበሌ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል 3 ሚሊየን ብር ደገፍ ከምዝገብር ኣፍሊጡ። ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዑሞድ ኡጁሉ፥ በቲ ዘጋጠመ ሓደጋ ጉድኣ…