Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ስፔሻሊቲ ቡን ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ማሕበር ስፔሻሊት ቡን ጃፓን ኣብ ዘሰናደኦ ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ስፔሻሊቲ ቡን ትሳተፍ ኣላ፡፡ እቲ ዓውደ-ምርኢት ዘጀመሩ ኣብ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ዳባ ደበሌ፣ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ጃፓን፣ ፕሬዚዳት ማሕበር ስፔሻሊቲ ቡን…

19 ሃገራት ኣፍሪካ ዝተሳተፉሉ ጉባኤ ዲጂታል ስርዓት ሓበሬታ ጥዕና ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ፈላማይን ኣብ ዲጂታል ስርዓት ሓበሬታ ጥዕና ማሕበረሰብ ዘድሀበን ጉባኤ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ካብ 19 ሃገራት ኣፍሪካ ዝተውፃእፅኡ ኣብ ዲጂታል ጥዕና ዝሰርሑ ኣመራርሓታትን ሰብ ሞያን ከምኡ እውን…

ካልኣይ ዙር ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዙር ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ ኣመራርሓ ፓርቲ በልፅግና ጀሚሩ። እቲ ሰልጠና፥ “'የህልም ጉልበት ለእመርታዊ እድገት'' ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። ካብ ፌዴራል ክሳብ ቀበሌ ዘለዉ 24 ሺሕን 851 ኣመራርሓ ኣብቲ ስልጠና…

ኢትዮጵያ ንልዕሊ 1 ነጥቢ 1 ሚሊየን ፍልሰተኛታት መፅለሊት ኢያ-ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንልዕሊ 1 ነጥቢ 1 ሚሊየን ፍልሰተኛታት መፅለሊት ኢያ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ መዓልቲ ምስ ዳይሬክተር ጄነራል…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ዝምልከት ምምዕርራይ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ዝምልከት ምምዕርራይ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። እቲ ዝተመዓራረየ ዋጋ ካብ 28 መስከረም  2017 ዓ.ም ሰዓት 12፡00 ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ዝውዕል ከምዝኾነ እቲ ሚኒስቴር ንፋና…

ሂዝቦላህ ናብ ከተማ ሃይፋ ልዕሊ 100 ሮኬታት ኣወንጪፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሂዝቦላህ ኣብ አስራኤል ናብ እትርከብ ከተማ ሃይፋ ልዕሊ 100 ሮኬታት ኣወንጪፉ። ነታ ከተማ ከምዚ ዓይነት መጥቃዕቲ አንትወርዳ ድሕሪ 18 ዓመታት ንፈለማ እዋን ከመዝኾነ ተሓቢሩ። እስራኤል ኣብ ሊባኖስ ብነፈርትን አግረኛን ኣቢላ ነእትፍፅሞ…

ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ኮይነ ንምግልጋል ብምስያመይ ክብሪ ይስመዐኒ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓምሻይ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ኮይነ ንኸገልግል ብምስያመይ ክብሪ ይስመዐኒ ክብሉ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ነዛ ዓባይን…

ብልፅግና ሃገርና ምቕፃል ዘኽእል ዘተኣማምን ሓይሊ ሰላም ምፍራይ ተኻኢሉ-ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ብልፅግና ሃገርና ምቕፃል ዘኽእል ዘተኣማምን ሓይሊ ሰላም ምፍራይ ተኻኢሉ ኢዩ ከብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ኣብ ቢሾፍቱ ማእኸል መረጋገፂ ድልዉነት ብምርካብ…

ኣንድሪያስ ኢንየስታ ጫምኡ ከምዝሰቅል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ታሪኽ ኩዕሶ እግሪ ካብ ዝተራእዩ ብሉፃት ተፃወትቲ ሓደ ምዃኑ ዝንገረሉ ኣንድሪያስ ኢንየስታ ኣብ መበል 40 ዓመቱ ጫምኡ ከምዝሰቐለ ኣፍሊጡ። ምስ ሃገራዊት ጋንትኡ ኣብ 131 ግጥማት ዝተፃወተ ስፔናዊ ተፃዋታይ÷ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ…

ሸሞንተ ፕሮጀክቶች ናይ ኣዲስ ኣበባ ካልኣይ ምዕራፍ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር

ሸሞንተ ፕሮጀክቶች ናይ ኣዲስ ኣበባ ካልኣይ ምዕራፍ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ኮሪደርን ዳግመ ምልማዕን ካሳንቺስ- እስጢፋኖስ-መስቀል ኣደባባይ- ሜክሲኮ- ቸርችል-ኣራት ኪሎ እና (ንውሓት እቲ ኮሪደር 40.4 ኪ/ሜ) ጫካ ፕሮጀክት (ሳውዝ ጌት)- መገናኛ- ሃያ ሁለት- መስቀል ኣደባባይ…