Fana: At a Speed of Life!

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኩሓ ንልዕሊ 500 ወገናት ናፃ መጥባሕቲ ሞራን ፀጉሪ ዓይኒን ክህብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኩሓ ንልዕሊ 500 ወገናት ናፃ መጥባሕቲ ሞራን ፀጉሪ ዓይኒን ክህብ ሙኻኑ ኣፍሊጡ። ኣካያዲ ስራሕ እቲ ሆስፒታል ኣይተ መረሳ ገ/ስላሴ፥ እቲ መጥባሕቲ ካብ 12 ክሳብ 17 ነሓሰ 2016 ዓ/ም ክካየድ ምኻኑ ገሊፆም። ኣብ ቢሮ…

ደቡብ ኮሪያ ንኢትየጵያ ናይ 7 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ደቡብ ኮሪያ ንኢትየጵያ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ናይ 7 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ገይሩ። እቲ ደገፍ፥ ብፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት(UNDP)፣ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም(WFP)፣ ዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀል(ICRC)፣ ትካል ሓገዝ…

ኢትዮጵያ እትሳተፈሉ ውድድር ፍፃመ መሐንኩሎ 3 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮ ሎሚ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 33 ፓሪስ ኦሊምፒክ ኢትዮጵያ እትሳተፈሉ ውድድር ፍፃመ መሐንኩሎ 3 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባቲዮ ሎሚ ክካየድ ኢዩ። እቲ ውድድር ምሸት ሰዓት 4፡43 ኢዩ ክካየድ። ኣትሌት ለሜቻ ግርማ፣ ሳሙኤል ፍሬውን ጌትነት ዋለን ክሳተፉ ኢዮም።…

ፊልድ ማርሻል ብርሀኑ ጁላ ፋብሪካ መገጣጠሚ ራዲዮ መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምክትል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ጄኔራል ኣበባው ታደሰን ኣብ ኮርፖሬሽን ኢንጂነሪንግ ኢንዱስትሪ ምክልኻል ኢንዱስትሪ ኤሌክትሮኒክስ ኢንጂነሪንግ ፋብሪካ መገጣጠሚ ራዲዮ መሪቖም ከፊቶም፡፡…

ሩሲያን ኢራንን ኣብ ክልተኣዊን ዓለም ለኻኻ ጉዳያት ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ናብ ኢራን ቴህራን ዝኣተዉ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ፀፅታ ሩሲያ ሰርጌይ ሾይጉ ኣብ ዝተፈላለዩ ክልተኣዊን ዓለም ለኻኻ ጉዳያት ምስ ሰብ መዚ ቴህራን ተዛቲዮም። ሾይጉ ምስ ላዕለዋይ ኣዛዚ እስላማዊ ኣብዮታዊ ዘብዒ ጓድን ላዕለዋይ ፀሓፊ ቤት…

ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ወታደራዊ ርክበን ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንነዊሕ ዘበን ዝዘለቐ ወታደራዊ ርክብ ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ሚኒስትር ምክልኻ ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ገሊፀን፡፡ ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ብሚኒስትር ጉዳያት ነበር ዘመትቲ ደቡብ ኮሪያ ካንግ ጁንግ-ኣይ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ…

ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ከተማ ደሴ ዝሃነፆ ፋብሪካ ባኒን ሕሩጭን ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ብቤት ፅሕፈተን ወፃኢ ኣብ ከተማ ደሴ ዝተሃነፀ ፋብሪካ ባኒን ሕሩጭን ሎሚ መዓልቲ መሪቐን፡፡ እቲ ፋብሪካ ኣብ መዓልቲ 300,000 ባኒን 420 ኩንታል ሕሩጭን ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ዘለዎ ከምዝኾነ ሓበሬታ እቲ ቤት…

ትግበራ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ዓቕሚ ገንዘብን ፊሲካል ፖሊሲን ዝሃንፅ ከምዝኾነ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትግበራ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ዓቕሚ ገንዘብን ፊሲካል ፖሊሲን ዝሃንፅን ስርዓት ምሕደራ ሸርፊ ወፃኢ ዘዘምንን ከምዝኾነ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ገንዘብን ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ገሊፆም። መንግስቲ ቀፃሊ ኣብ ዝኾነ ኢኮኖሚያዊ…

ኣብ ልዕሊ ፍርያታት መሕለዊ ፅሬት ዝረኣዩ ፀገማት ንምፍታሕ ዝዓለመ መድረኽ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ፍርያታት መሕለዊ ፅሬት ደቂ ኣንስትዮ ዝረኣዩ ፀገማት ንምፍታሕ ዝዓለመ ዘፈር ውልቀን መንግስቲን ዘካተተ መድረኽ ተኻይዱ። ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ኣብቲ መድረኽ÷ ፍርያት መሕለዊ ፅሬት ብ ውሽጢ…

ሓወልቲ ዝኽሪ ሓርበኛታት ኢትዮጵያውያን ኲናት ኮሪያ ኣብ ርእሰ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተተኺሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30  ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኲናት ኮሪያ ወፊሮም ዝነበሩ 2 ሺሕን 482 ኢትዮጵያውያን ሓርበኛታት ሽም ዝኻዘ ዝኽሪ ሓወልቲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተሰሪሑ፡፡ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 1950 ክሳብ 1953 ኣብ ኲናት ኮሪያ ዝተሳተፉ ኢትዮጵያውያን ሓርበኛታት ሽሞም…