Fana: At a Speed of Life!

ዝህልወና ተቐባልነት ኣብ ስራሕን ስራሕን ዝተመርኮሰ ክኸውን ይግባእ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ መቐለ ተሳትፎ ሕብረተሰብ ብምርግጋፅ ብውሽጣዊ ዓቕሚ ኣብ ሓፂር ግዘ ዝሰርሖም ዘለው ፕሮጀክታት ኣጠናኺሩ ክቕፅለሉ ከምዘለዎ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ምምሕዳር ከተማ መቐለ፥ ኣብታ ከተማ…

ኣብ ዓለም ለኸ መዓልቲ መናእሰይ ዝጠመተ ፓናል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ዓለም ንመበል 24 ግዘ ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል 21 ግዘ ዝኽበር ዓለም ለኸ መዓልቲ መናእሰይ ዝጠመተ ፓናል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ብኣሰናዳእነት ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን እናተኻየደ ዝርከብ እቲ ፓናል ዘተ÷ "መናእሰይ…

እናተኸልና ነንብብ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እናተኸልና ነንብብ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ካብ መፅሓፍ፥ “ዳንኤል ክብረት፤ የትርክት ዕዳና በረከት፤ 2016፤ ገጽ 522-523” ብዝብል ዘካፈልዎ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ።…

ማሕበር ቀይሕ መስቀል ንትግራይ ሓዊሱ ንኣርባዕተ ክልላት ኣፋውስን ናውቲታትን ሕክምና ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ንክልላት ትግራይ፣ ኦሮሚያ፣ ኣምሓራን ቤኒሻንጉልን ኣፋውስን ናውቲታትን ሕክምና ኣረኪቡ። እቶም ኣፋውስን ናውቲታትን ሕክምና ልዕሊ 58 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም እንትኾኑ፥ ኣብተን ክልላት ንዝርከባ 32 ትካላት ጥዕና…

ኣብ 2017 ዓ.ም ኣብ ስራሕቲ ሰናይ ምምሕዳርን ፀፅታን ዓብዪ ለውጢ ንምምፃእ ክስራሕ ኢዩ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ 2017 ዓ.ም ኣብ ስራሕቲ ሰናይ ምምሕዳርን ፀፅታን ዓብዪ ለውጢ ንምምፃእ ከምዝሰራሕ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። መድረኽ ገምጋም ተፀዋዕለነቶም ንቀዳማይ ሚኒስትር ዝኾኑ ኣፈፀምቲ ትካላት ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት…

ብዘይ ትእዛዝ ሓኪም ዝውሰድ መድሓት ሕማም ዓሶ ንዝተፈላለዩ ፀገማት የቃልዕ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓኪም ዘይተኣዘዘ መድሓኒት ሕማም ዓሶ ምውሳድ ዝተፈላለዩ ጉድኣታት ከምዘስዕብ ሰብ ሞያ ሕክምና ይገልፁ፡፡ ሕማም ዓሶ ዘምፅእ ፅግዕተኛ ዓሌት ህዋስ እንተይተፈለየን መምርሒ ሕክምና ኣብ ዘይብሉን መድሓኒት ሕማም ዓሶ ምጥቃም÷ ምስ መጠን መድሓኒት፣…

ስታርትኣፓት ንምትእንጋድ ዘኽእል ጥጡሕ ሃዋህው ንምህናፅ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስታርትኣፓት ንምትእንጋድ ዘኽእል ጥጡሕ ሃዋህው ንምህናፅ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ስነ ምህዳር ስታርትኣፕ ምቹው ንምግባር እናተሰናደአ ኣብ ዝርከብ ረቂቕ ኣዋጅ ዝርዝር ትሕዝቶ ዝጠመተ ዘተ ተኻይዱ፡፡…

ኣብ መቐለ ኣብ 35 ሽሕ ካሬ መሬት ዝዓርፍ ፕሮጀክት ሓምለዋይ ልምዓት ንምጅማር ዘኽእል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ መቐለ ኣብ 35 ሽሕ ካሬ መሬት ዝዓርፍ ፕሮጀክት ሓምለዋይ ልምዓት ንምጅማር ምስ ማሕበረሰብ ከተማ መድረኽ ዘተ የሳልጥ ኣሎ። ምክትል ከንቲባ ከተማ መቐለ ኣይተ ኤልያስ ካሕሳይ፥ እቲ ኣብ ከባቢ ቤተ መንግስቲ ሃፀይ ዮሃንስ…

ዝሰልጠነ ሓይሊ ሰብ ናብ ሃገራት ኣውሮፓ ኣብ ወርሒ ሓምለ ምልኣኽ ተጀሚሩ- ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝሰልጠነ ሓይሊ ሰብ ናብ ሃገራት ኣውሮፓኣብ ወርሒ ሓምለ ምልኣኽ ከምዝተጀመረ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ኣፈፃፅማ ትልሚ ምውፋር ስራሕ ሃገራት ወፃኢ…

ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ እትሳተፈሉ ውድድር ፍርቂ ፍፃመ 1500 ሜትሮ ሎሚ ምሸት ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ፓሪሱ ኦሊምፒክ ውድድር ፈርቂ ፍፃመ 1500 ሜትሮ ሎሚ ምሸት ክካየድ ኢዩ። እቲ ውድድር ሎሚ ምሸት ሰዓት 2፡35 ዝካየድ እንትኸውን፥ ኢትዮጵያ ኣቲ ርሕቐት ብሰለስተ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣትሌታት ተወኪላ ኣላ። ብመሰረት እዚ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት…