Fana: At a Speed of Life!

ወታደራት ዩክሬን ኣብ ግዝኣት ሩሲያ እናተዋግኡ ከምዝኾኑ ፕሬዚዳንት ዜለንስኪ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወታደራት ዩክሬን ናብ ግዝኣት ሩሲያ ብምእታው እናተዋግኡ ከምዝኾኑ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ቮሎድሚር ዜለንስኪ ገሊፆም። ዘሌንስኪ ንፈለማ እዋን ወታደሮም ኣብ ምዕራባዊ ሩሲያ ጠረፍ ግዝኣት ኩርስክ እናተዋግኡ ከምዝኾኑ ዘረጋገፁ እንትኾኑ፥ መጥቃዕቲ…

ባንክታት ዘጠራጥሩ ምትዕድዳጋት ኣብ እዋኑ ሪፖርት ብምግባር ገበናት ፋይናንስ ንምክልኻል ግደኦም ክዋፀኡ ኣለዎም ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንክታት ዘጠራጥሩ ምትዕድዳጋት ብኣግባቡን ኣብ እዋኑን ሪፖርት ብምግባር ገበናት ፋይናንስ ንምክልኻል ግደኦም ክዋፀኡ ኣለዎም ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ገሊፁ። ዘይሕጋዊ ዝውውር ገንዘብ ንምክልኻል ዘኽእል መድረኽ ዘተ ትካላት ኣገልግሎት ፋይናንስ…

ኣብ ክልላት ሰፊሕ ቀረብ ኣባይቲ ንክህሉ ዘኽእል ስራሕ ይስራሕ ኣሎ-ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልላት ሰፊሕ ቀረብ ኣባይቲ ንክህሉ ዘኽእል ስራሕ ይስራሕ ኣሎ ክብላ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ተዛሪበን። ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣብ ዓውዲ ከተማን መሰረተ ልምዓትን  ኣብ 2016 ዓ.ም ዝነበረ ኣፈፃፅማ…

ባንኪ ዳሽንን ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌደራልን ንግዳያት ሓደጋ ዞባ ጎፋ ዝኸውን 15 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳሽን ባንክን ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌደራልን ንግዳያት ሓደጋ ዞባ ጎፋ ዝኸውን 15 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሮም። ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ዳሽን ኣይተ ጥበብ ሰለሞን፥ እቲ ዞባ ንተጎዳእቲ እግሪ ንምትካል ዝገብሮ ዘሎ ፃዕሪ ንኢዶም። ባንኮም ነቲ ከይዲ…

ኢትዮጵያ ብተጋድሎ ደቃ ሽማ ኣብ ኣደባባያት ዓለም በሪኹ ምርኣዩ ክቕፅል ኢዩ- ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብተጋድሎ ደቃ ሽማ ኣብ ኣደባባያት ዓለም በሪኹ ምርኣዩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ  ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር መዓርግ ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሜክራሲን መክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣይተ ኣደም፥…

ብምኽኒያት ምምሕያሽ ማክሮ ኢኮኖሚ ምንም ዓይነት ወሰኽ ዋጋ ንምግባር ዘኽእል ነባራዊ ኩነታት የለን-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽኒያት ምምሕያሽ ማክሮ ኢኮኖሚ ምንም ዓይነት ወሰኽ ዋጋ ንምግባር ዘኽእል ነባራዊ ኩነታት የለን ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ይዛዘም ኣብ ዘሎ…

ኣብ ቀሊል ልምምድ ኣውሮፕላን ብዘጋጠመ ፀገም ቴክኒክ እቲ ኣውሮፕላን ኣብ ከባቢ ነጌሌ ንምዕራፍ ከምዝተገደደ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ቅርንጫፍ ሃዋሳ ኣብ ልምምድ ስሩዕ ስልጠና ዝነበረ ናይ ተምሃሮ ቀሊል ልምምድ ኣውሮፕላን ብዘጋጠመ ፀገም ቴክኒክ እቲ ኣውሮፕላን ኣብ ከባቢ ነጌሌ ንምዕራፍ ከምዝተገደደ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ገሊፁ። ዘጋጠመ ፀገም…

ኢትዮጵያ ኣብ ፓሪስ ኦሊምፒክ ናይ መጀመሪያ ወርቂ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ታምራት ቶላ ኣብ ውድድር ማራቶን ፓሪስ ኦሊምፒክ 2024 ቀዳማይ ብምውፃእ መዳሊያ ወርቂ ተዓዊቱ። ብመሰረት እዚ ኢትዮጵያ ኣብ ፓሪስ ኦሊምፒክ ናይ መጀመሪያ ወርቂ ረኺባ። ኣብቲ ውድድር ንኢትዮጵያ ብምውካል፥ ኣትሌት ቀነኒሳ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ናይ እንኳዕ ደስ በለና መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፥ ኣትሌት ታምራት ቶላ ኣብ ውድድር ማራቶን ፓሪስ ኦሊምፒክ 2024 ቀዳማይ ብምውፃእ ብምዕዋቱ ናይ እንኳዕ ደስ በለና መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ ኣብ ፓሪስ ኦሎምፒክ 2024…

ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ 305 ጣቢያት ገፀር ተግባራዊ ዝግበር “ሞባይል ኔትወርክ ሶሉሽን” ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ 305 ጣቢያት ገፀር ተግባራዊ ዝግበር “ሞባይል ኔትወርክ ሶሉሽን" ኣጀሚሩ። ፈላማይ ምዕራፍ ህንፀት ሞባይል ኔትወርክ ሶሉሽን ምዝዛሙ ስዒቡ ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬ ህይወት ታምሩ ኣብ ዞባ ወላይታ ወራዳ ሶዶ ጣቢያ ሾላ…