Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ካሮላይና ብዘጋጠመ ዝናብ ዝተሓወሶ ኣውሎ ነፋስ ህይወት 30 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ሰሜናዊ ግዝኣት ካሮላይና ብዘጋጠመ ከቢድ ዝናብ ዝተሓወሶ ኣውሎ ነፋስ 30 ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። እቲ ሓደጋ ኣብ ፍሎሪዳ ከምዘጋጠመ ዝተገለፀ እንትኸውን÷ ግዝኣት ጆርጂያ ኣቋሪፁ ብምሕላፍ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት…

ሙሁራን ክብሪታት ኢሬቻ ንምጉልባት ንኽሰርሑ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሁራን እቲ ዓውዲ ክብሪታትን ሰናይ ምስሊታትን ኢሬቻ ኣብ ዘደንፍዑ ስራሕቲ ንኽሰርሑ ቢሮ ባህሊን ቱሪዝምን ክልል ኦሮሚያ ፃውዒት ቀሪቡ፡፡ ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ዘሰናደኦ መድረኽ ዘተ ‘ጉሚ በለል’ 'ኢሬቻ ንባህሊን ህዳሰናን'…

እስራኤል ኣብ ሊባኖስ ብዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ መራሒ ሃማስ ተቐቲሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ሊባኖስ ብዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ መራሒ ሃማስ ፋትህ ሻሪፍ ኣቡ ኣል ኣሚን ተቐቲሉ። ሃማስ ነቲ ጉዳይ ጠሚቱ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ እስራኤል ኣብ ደቡባዊ ሸነኽ ሊባኖስ ብምሰረት ዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ ፋትህ ሻሪፍ ኣቡ ኣል ኣሚን ምስኡ ምስ…

ጋንታ ወልቂጤ ከተማ ካብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ተሰሪዛ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ንጋንታ ኩዕሾ እግሪ ወልቂጤ ከተማ ካብቲ ሊግ ከምዝሰረዛ ኣፍለጡ። እታ ጋንታ ንዘበነ ውድድር 2017 ናይ ጋንታ ላይሰንሲንግ ምዝገባን ካልኦት ዝተቐመጡ መለክዒታትን ብዘይምምላኣ ኢያ ካብቲ ሊግ ተሰሪዛ ዘላ፡፡ ፕሪምየር…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገር ዝርከቡ ዜጋታት ኣብ ግብርና ከተማ ንክዋፈሩ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሕርሻ ከተማ እናተሳተፉ ዝርከቡ ብዝበለፀ ንኸጠናኽሩን ካልኦት እውን ኣብዚ ዘላቒ ፅባሕ ከተማታት ኣብ ዘረጋግፅ ተግባር ንኽሳተፉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ፀዊዖም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ…

ሓዱሽ ዓሌት ጣፍ ኣኽሱማዊት ኣብ ሓደ ሄክታር ካብ 20 ክሳብ 30 ኩንታል ምህርቲ ይህብ-ማእኸል ምርምር ሕርሻ ኣኽሱም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ኣፍልጦ ዝረኸበ ዓሌት ጣፍ ኣኽሱማዊት(Dz_cr_429(Ril.7)  ኣብ ሓደ ሄክታር ካብ 20 ክሳብ 30 ኩንታል ምህርቲ ከምዝህብ ማእኸል ምርምር ሕርሻ ኣኽሱም ኣፍሊጡ። እቲ ማእኸል ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥…

ዓለም ለኸ መዓልቲ ልቢ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ልቢ "ልቢ ኣብ ተግባር ነውዕል" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸቢሩ። እቲ ዕለት ማሕበር ልቢ ኢትዮጵያ ምስ ትካላት ጥዕና ብምትሕብባር ኢዩ ተኸቢሩ። ኣብ ኢትዮጵያ ንመበል 9ይ ግዘ ብብርኪ ዓለም ንመበል 25 ግዘ…

ህዝቢ ትግራይ ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ሰላሙ ንኽሕሉ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተጀመሩ ስራሕቲ ልምዓት ኣብ መወዳእተኦም ንኽበፅሑ ህዝቢ ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ሰላሙ ንኽሕሉ ርእሰምምሕዳ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ጌታቸው ረዳ ፀዊዖም፡፡ እቶም ርእሰ ምምሕዳር ካብ ትግራይ ዞባ ደቡብ ምብራቕ ንህዝቢ ምስ ዝተወከሉ…

ኣብ ማራቶን በርሊን ኣትሌት ሚልኬሳ መንገሻ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማራቶን በርሊን 2024 ኣትሌት ሚልኬሳ መንገሻ ተዓዊቱ፡፡ ኣትሌት ሚልኬሳ ነቲ ርሕቐት 2 ሰዓት 3 ደቒቕን 17 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ውድድሩ ዛዚሙ፡፡ ብተመሳሳሊ ኣትሌት ሃይማኖት ኣለው 2 ሰዓት 3 ደቒቕን 31 ሰከንድን…

ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ዋና ፀሓፊ ውሕመ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ዝተገበረ ኣብ ኒውዮርክ እናተኻየደ ምስ ዝርከብ መበል 79 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ ጎድና ጎድኒ ኢዩ፡፡…