Fana: At a Speed of Life!

ሪፎርም ዓውዲ ሕርሻ ውሕና ምግቢ ዘረጋግፅ ለውጢ ከምዘምፀአ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ብዝተገበረ ሪፎርም ውሕስና ምግቢ ዘረጋግፁ ጭቡጣት ስራሕቲ ጭቡጥ ለውጢ ከምዘምፅኡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ኣይተ ተመስገን “ዓሚቕ ዓቕሚ ዓውዲ ሕርሻ ንጠቐም” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሎሚ መዓልቲ ዝጀመረ ሃገር…

ሓበራዊ መድረኽ ሚኒስቴር ጥዕናን ተፀዋዕቲ ትካላትን ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ መድረኽ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጥዕና፣ ቢሮ ጥዕና ክልላት ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ምክያድ ጀሚሩ፡፡ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ኣብ ዝገበረኦ መኽፈቲ መደረ÷ እቲ መድረኽ ሕድሕድ ንምምህሃር፣ ተግባራት ብምግምጋም…

ኢትዮጵያን ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብን ኣብ ዓውዲ ኦዲት ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ኦዲተር ፌዴራል ወ/ሮ መሰረት ዳምጤ ምስ ሓላፊ ትካል ዋና ኦዲተር ሕቡረታ ኤሚሬታት ዓረብ ሓሚድ ኣቡሺቢስ ተዛቲየን፡፡ ኣብ ዘተአን ድማ÷ ክልቲኦም ትካልት ብሓባር ኣብ ዝሰርሑሎም ኦዲትን ተዘመድቲ ጉዳያትን ኣድሂቦም ተዛቲዮም፡፡ ትካላት ዋና…

ትሕቲ ደረጃ ዝኾኑ ኤልኢዲ ኣምፖላትን መከፋፈሊ ኤሌክትሪክን ኣብ ረብሓ ከይውዕሉ ተኣጊዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍልፍሎም ዘይተፈለጡን ትሕቲ ደረጃ ፅሬት ዝኾኑን ኤልኢዲ ኣምፖላት፣ መከፋፈሊ ኤሌክትሪክን ዋየር ፍርያትን ኣብ ረብሓ ከይውዕሉ ከምዝተኣገዱ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ፡፡ ካብ ዕዳጋ ዝተወሰደ ናሙና ብዝተገበረ 3ይ ወገን ፍተሻ ላቦራቶሪ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብዝሃባኒ ኣፍልጦን ምስጋናን ተሓጒሰ እየ – ኣትሌት ታምራት ቶላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብዝሃባኒ ኣፍልጦን ምስጋናን ተሓጒሰ እየ ክብል ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ ንኢትዮጵያ ብሕታዊት ሜዳሊያ ወርቂ ዘምፀአ ኣትሌት ታምራት ቶላ ገሊፁ። ኣትሌት ታምራት ኣብ ኦሊምፒክ ፓሪስ ንዝተሳተፈ ልኡኽ ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ካብ ተካእቲ ፍርያታት 800 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣብ በጀት ዓመት 2016 ካብ ተካእቲ ፍርያታት 800 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ቢሮ ኢንቨስትመንትን ኢንዱስትሪን እቲ ክልል ኣፍሊጡ፡፡ ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ኣሕመድ እድሪስ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ÷ ብሰብ ሃፍቲ…

ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ምስ ዋና ኢኮኖሚስት  ፋኦ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ዋና ኢኮኖሚስት ትካል ምግብን ሕርሻን ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ፋኦ) ማክሲሞ ቶሬሮ(ዶክተር) ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኢትዮጵያ ስርዓት…

ኣብ ማእኸል ተሃድሶን መደንፍዒ ክእለትን ነገዋ ስልጠነአን እናተኸታተላ ዝፀንሓ ቀዳማይ ዙር ሰልጠንቲ ደቂ ኣንስትዮ ተመሪቐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማእኸል ተሃድሶን መደንፍዒ ክእለትን ነገዋ ስልጠነአን እናተኸታተላ ዝፀንሓ ቀዳማይ ዙር ሰልጠንቲ ደቂ ኣንስትዮ ብዕዉት ኩነታት ከምዝተመረቓ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያአን ኣብ…

ኣብ ሃረማያ፣ ሃረር፣ ጅግጅጋ፣ ደገሃቡር፣ ፊቅን ከባቢታትን ተቛሪፁ ዝነበረ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ናብ ኣገልግሎት ተመሊሱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃረማያ፣ ሃረር፣ ጅግጅጋ፣ ደገሃቡር፣ ፊቅን ከባቢታትን ተቛሪፁ ዝነበረ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ናብ ኣገልግሎት ከምዝተመለሰ ተገሊፁ። ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣብ ዘመሓድሮ በዓል 132 ኪሎ ቮልት ልዑል ሓይሊ ተሸካሚ መስመር ብዘጋጠመ ብልሽት ምኽንያት…

መንግስቲ ዜጋታት ኣብ ዓለም ለኸ ዕዳጋ ተወዳደርቲ ንኽኾኑ ዝሃቦ ትኹረት ዝበረታታዕ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ዜጋታት ኣብ ዓለም ለኸ ዕዳጋ ተወዳደርቲ ንኽኾኑ ዝሃቦ ትኹረት ዝበረታታዕ ከምዝኾነ ልኡኽ መንግስቲ ስዑድ ዓረብ ገሊፁ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ናብ ወፃኢ ሃገር ንስራሕ ዝዋፈሩ ዜጋታት ኣድላዪ ክእለት ንኸደንፍዑ እናገበረ ኣብ ዝርከብ…