ኣብ ከባቢ ፓርክ እንጦጦ ተግባር ሽፍትና ዘካይዱ ዝነበሩ ውልቀ ሰባት ብእስራት ተቐፂዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከባቢ ፓርክ እንጦጦ ተግባር ሽፍትና ዘካይዱ ዝነበሩ ውልቀ ሰባት ብእስራት ከምዝተቐፅዑ ጣቢያ ፖሊስ ከባቢ ሽሮሜዳ ገሊፁ።
ሓላፊ ምትሕብባር ምርመራ ገበን እቲ ጣቢያ ምክትል ኢንስፔክተር ፍቅሩ ማሞ፥ ዮናስ ዳኜን ንግዚኡ ዘይተትሓዘ መሻርኽቱን…