ዓለም ለኻዊ ዜናታት ውድብ ጥዕና ዓለም በዲዶ-ህበይ ህፁፅ ዓለማዊ ስግኣት ምዃኑ ኣዊጁ Desta Aug 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ገለ ክፋል ኣፍሪካ ዝረአ ዘሎ ለበዳ በዲዶ-ህበይ (ኤምፖክስ - ‘mpox’) ዓለማዊ ቆላሕታ ዝጠልብ ህፁፅ ስግኣት ጥዕና ክብል ኣዊጁ። እቲ ቅድም ክብል ብ ‘ማንኪ ፖክስ’ ዝፍለጥ ዝነበረ ኣዝዩ ተላባዒ ሕማም፥ ኣብ ዲሞክራስያዊት…
ቢዝነስ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ንዓውዲ ኢንቨስትመንት መቀነባበሪ ፍሪያታት ግብርና ምቹው ኩነታት ከምዝተፈጠረ ተገሊፁ Desta Aug 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ንዓውዲ ኢንቨስትመንት መቀነባበሪ ፍሪያታት ግብርና ምቹው ኩነታት ከምዝተፈጠረ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዋና ኢኮኖሚስት ፕሮግራም ምግቢ ማክሲሞ ቶሬሮ (ዶ/ር) ተገሊፁ። ማክሲሞ ቶሬሮ (ዶ/ር)፥ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ህፁፅ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ Desta Aug 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ህፁፅ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ዋና ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ወይዘሮ ባንቻየሁ ድንገታ፥ ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ንሰናይ ምምሕዳር፣ ልምዓት፣ ምርግጋፅ ፍትሒ ሓላፍነቶም ብትግሃት ክዋፅኡ ይግባእ ኢለን። ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ኣብ ጅቡቲ ብሚኒስትር ኢነርጂ ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ኣብ ጅቡቲ ብሚኒስትር ኢነርጂ እታ ሃገር ዮኒስ አሊ ገዲ ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ተዛቲዮም። ኣበረ ዘተኦም÷ ኣብ ጅቡቲ ዝርከብ ሆራይዘን ተርሚናል ንኢትዮጵያ ነዳዲ ናይ ምሃብ ኣገልግሎት ኣብ ዘጠናኽሉ ጉዳይ ትኹረት…
ስፓርት ንኣትሌት ኮንስታብል ደሬሳ ገለታ ዕቤት መዓርግ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ 33 ኦሎምፒክ ፓሪስ ኣብ ማራቶን ደቂ ተባዕትዮ ልዐል ኣስተዋፅኦ ንዘበርከተን 5ይ ደረጃ ብመሓዝ ብዲፕሎማ ንዝዛዘመን ኣትሌት ደሬሳ ገለታ ዕቤት መዓርግ ሂቡ። በዚ መሰረት ነቲ ኣትሌር መዓርግ ሓጋዚ ኢንስፔክተር ከምዝተውሃቦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓድነት ኣብ ዘጠናኽሩ ስራሕቲ ትኹረት ከምዝግበር ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ሓድነት ኣብ ዘጠናኽሩ ስራሕቲ ትኹረት ከምዝግበር ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ሸዊት ሻንካ አመልኪተን። ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ፣ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ፣ ሓለፍቲ ስራሕ ክልልን ምምሕዳር ከተማን ኣብ ከተማ ደሴ ሓምለዋይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሃንደበታዊ ሓደጋታት ምላሽ ንመሃብ ናይ ቅልውላው እዋን ኮሙኒኬሽን ማኑዋል ይሰናዳእ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ንሃንደበታዊ ሓደጋታት ምላሽ ንመሃብ ናይ ቅልውላው እዋን ኮሙኒኬሽን ማኑዋል እናተሰናደአ ምዃኑ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ፥ ቅድሚ ሕዚ ሃንደበታዊ ሓደጋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ህንፀት ፉሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ኣዲስ ቱሞሮ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ህንፀት ፉሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ኣዲስ ቱሞሮ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ተኻይዱ። ኣብ 35 ሄክታር መሬት ምስ ኩባኒያ ቻይና "ሲሲሲሲ" ብምትሕብባር ዝህነፅ እቲ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ኣብ ውሽጢ ከተማ ሓዱሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣገልግሎት ምሃብ ሓዱሽ ፓስፖርት ኣብ መቐለ ክጅመር እዩ Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መቐለ ኣገልግሎት ሓዱሽ ፓስፖርት ብኦንላይን ምሃብ ከምዝጅምር ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ብሰንኪ ኲናት ኣገልግሎት ፓስፖርት ጠጠው ኣቢሉ ዝፀነሐ ግልጋሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ኢትዮጵያ ጨንፈር ቤትፅሕፈት መቐለ÷ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተጓዓዘ ዝነበረ 20 ሺሕ ሊትር ነዳዲ ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተጓዓዘ ዝነበረ 20 ሺሕ ሊትሮ ነዳዲ ከምዝሓዘ በዓል መዚ ኢነርጂን ነዳዲን ኣፍሊጡ፡፡ ካብ ኣዲስ ኣበባ ጅማ በር ቶታል መዕደሊ 20 ሺሕ ሊትሮ ቤንዚን ብዘይሕጋዊ መገዲ ብምቕዳሕ ናብ ኣሶሳ እናተጓዓዘት ነበረት ሲኖትራክ ናይ…