Fana: At a Speed of Life!

ብምኽንያት በዓል መስቀል ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ብሽክሌታ ፀብለልታ ንዘርኣዩ ተወዳደርቲ ሜዳሊያ ተበርኪቱሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት በዓል መስቀል ኣብ ከተማ ዓዲግራት ውድድር ብሽክሌታ ብክልቲኡ ፆታ ተኻይዱ። ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ብሽክሌታ ፀብለልታ ብምርኣይ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድሮም ንዝዛዘሙ ተወዳደርቲ ሜዳሊያ ተበርኪቱሎም። ብመሰረት…

ጉጅለ ሕክምና እስራኤል ኣብ ሆስፒታል ኣለርት ኣብ ሕክምና ዕሸል ህፃናት ዘድሀበ ስልጠና ይህብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ሕክምና ሃገረ እስራኤል ካብ ዝተፈላለያ ትካላት ዝተውፃእፅኡ ስፔሻሊስታት ዕሸል ህፃናት ኣብ ሆስፒታል ኣለርት ኣብ ሕክምና ዕሸል ህፃናት ዘድሀበ ስልጠና እናተውሃበ ምዃኑ ተገሊፁ። እቲ ስልጠና ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ሞት ዕሸል ህፃናት ንምንካይ…

ብምኽንያት በዓል መስቀል ኣብ ከተማ ዓዲግራት ውድድር ብሽክሌታ ብክልቲኡ ፆታ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት በዓል መስቀል ኣብ ከተማ ዓዲግራት ውድድር ብሽክሌታ ብክልቲኡ ፆታ ይካየድ ኣሎ። እቲ ውድድር፥ ኮርሶ ደቂ ኣንስትዮን ማውቴን ደቂ ተባዕትዮን ከምዝኾነ ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮሚኒኬሽን እታ ከተማ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

መራኸብቲ ሓፋሽ ንስግግር ፍትሒ ግደኦም ንኽዋፅኡ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝተማለአ ትግበራ ስግግር ፍትሒን ፍትሒ ንምርግጋፅን ኣብ ዝግበር ፃዕሪ መራኸብቲ ሓፋሽ ዕዙዝግደኦም ክዋፅኡ ከምዝግባእ ተገሊፁ። ኣብ ፍኖተ ካርታ ምትግባር ስግግር ፍትሒን ፖሊሲን ጠሚቱ ንኣመራርሓን ሰብ ሞያን ኣመራርሓን መራኸብቲ ሓፋሽ ስልጠና…

ኣብ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ካብ መናእሰይ እንታይ ትፅቢት ይግበር?

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ካብ መናእሰይ ብዙሕ ትፅቢት ከምዝግበር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ገሊፁ። ብመሰረት እዚ ካብቶም መናእሰይ፦ ዝተፈላለዩ ውዳበታት ብምጥቃም ኣብ ላዕለዎት ትካላት ትምሀርቲን ከባቢ መንበሪ ኣባይቲን ብምእካብ ሓሳቦም ምክፋልን…

ፕሬዚዳንት ኢራን ናብ ኣሜሪካ ከቕንዑ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኢራን ማሱድ ፔዜሽኪያን ኣብ መበል 79 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ናብ ኣሜሪካ ከምዘቕንዑ ተገሊፁ። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብቲ ጉባኤ ብምርካብ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ መደረ ክገብሩ ኢዮም ዝበል ትፅቢት…

ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ 2024/25 ሎሚ መዓልቲ ክጅምሩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)36 ጋንታታት ኣውሮፓ ዘሳትፍ ሓዱሽ ውድድር ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ እንትጅምር ኤሲ ሚላን ኣብ ሜዳኣ ሳንሲሮ ምስ ሊቨርፑል ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ በብዙሓት ዘይተፈተወ እቲ ሓዱሽ ቅርፂ ውድድር ሻምፒየንስ ሊግ÷ ብላዕለዎት…

ብመርበብ ሓበሬታ ዝፍፀሙ ምጭብርባራትን መከላኸሊ መገዲታትን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መርበብ ሓበሬታ (ኢንተርኔት) ዕለታዊ ምንቅስቓስ ህይወት ሰባት ካብ ዝቐየሩ ክስተታት ዓለም ሓደ ኢዩ፡፡ በዚ ድማ ብኦንላይን ዕድጊታት ይፍፀሙ፤ ልውውጣት ገንዘብ ከምኡ እውን ዝተፈላለዩ ጉዳያት ንምፍፃም ብኣካል ምርካብ እንተየድለየ ዝፍፀሙ ጉዳያት…

በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ምልክት ሰላማዊ ቃልሲ ፖለቲካ ነይሮም – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ኣብ ኢትዮጵያ ሃናፂ ባህሊ ፖለቲካ ንምፍጣር ልዑል ኣስተዋፅ ዘበርከቱ ምልክት ሰላማዊ ቃልሲ ፖለቲካ ከምዝነበሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ብምሕንያት ዝሓደሮም ሕማም ሓገዝ…

በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ብምኽኒያት ዘጋጠሞም ሕማም ክትትል ሕክምና ክገብሩ ድሕሪ ምፅናሕ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም። ፕሮፌሰር በየነ ጴጥሮስ ኣብ ኢትዮዽያ ሃናፂ ባህሊ ፖለቲካ ንምፍጣር ልዑል ኣስተዋፅኦ ዘበርከቱ መርኣያ ሰለማዊ ቃልሲ ፖለቲካ…