Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣዳማ ከተማ ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 5ይ ሰሙን ፕሪሚየርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኣዳማ ከተማ ንድሬዳዋ ከተማ 2 ን 1 ብምስዓር ተዓዊታ፡፡ ቀትሪ 9 ሰዓት ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ኣዳማ ከተማ ንኽትዕወት ኣብዲሳ ጀማልን እሰጋኸኝ ጴጥሮስ (ኣብ ናይ ባዕሉ ሸቶ) እንተመዝግቡወን ዘርኣይ…

ኢትዮጵያን ኣሜሪካ ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባረን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኢርቪን ማሲንጋ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ዘለወን ክልተኣዊ ርክብ ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዝኽእላሉ ዛዕባታት ትኹረት ገይሮም፡፡ ብፍላይ እተን ሃገራት…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 41 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ማያርዲት ተዛቲዮም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር መልእኽቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ነቶም ፕሬዚዳንት ኣብፂሖም።…

ኢትዮጵያን ኖርዌይን ኣብ ምምሕዳር ልምዓት ደኒ ብሓባር ንምስራሕ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ኖርዌይ ኣብ ኢትዮጵያ ስቲያን ክሪስተንሰን ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኢትዮጵያን ኖርዌይን ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዘለዎም ምትሕብባር ብዝበለፀ ምጥንካር ኣብ ዝኽእላሉ ጉዳያት ተመያይጦም፡፡…

ካብ ጋዛ ናብ ግብፂ ዝወስድ መሳገሪ ዶብ ራፋ ንፈለማ እዋን ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ጋዛ ናብ ግብፂ ዝወስድ መሳገሪ ዶብ ራፋ ጎንፂ እስራኤል ሃማስ ካብ ዝጅመር ንደሓር ንፈለማ እዋን ተኸፊቱ። ዝተጎድኡ ሰባት ዝሓዛ ኣምቡላንሳት ካብ ጋዛ ናብ ግብፂ ዝኣተዋ እንትኾና÷ ክሳብ ሕዚ ብውሑዱ ሸውዓተ ተጎዳእቲ ኣብ ግብፂ ከምዝበፅሑ…

ኣምባሳደር ፍፁም ኣረጋ ምስ ኣባላት ቦርድ ኮሙዩኒቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኦታዋ ተዛተዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ካናዳ ፍፁም ኣረጋ ምስ ኣባላት ቦርድ ኮሙዩኒቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኦታዋ ተዛቲዮም። እቶም ኣምባሳደር ኣብ ትዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ምስቶም ኣባላት ቦርድ ከምዝተዛተዩን ብምግላፅ፣ እቶም ኣባላት ኣብ ፀገም…

ከንቲባ ከተማ ቹንቾን ኣብ መናእሰይን ተምሃሮን ምስ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብሓባር ከምዝሰርሑ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ደቡብ ኮሪያዊት ከተማ ቹንቾን ዮክ ቶንግ ሃን ርክብ ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ብዘጠናኽር መልክዑ ኣብ መናእሰይን ተምሃሮን ምስ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብሓባር ከምዝሰርሑ ገሊፆም። መበል 20 ዓመት በዓል ሕውነት ከተማታት ኣዲስ ኣበባን…

ወ/ሮ ሰመሪታ ምስ ሓለፍቲ ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰው ምስ ሚኒስትር ኣማኻሪ ንግዲን ኢኮኖሚን ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ያንግ ይሃንግ ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ቀፃሊ ምትሕብባር ኢኮኖሚያዊ ልምዓትን ሓገዝ ልምዓትን ክልቲአን ሃገራት ትኹረት ዝገበረ…

ኤልኒኖ ብዘስዐቦ ድርቂ ኣብ መትረብ ፓናማ ቁፅሪ መርከባት ክንኪ ከምዝግበር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መትረብ ፓናማ ኣብ ውሽጢ 70 ዓመታት ተራኢዩ ዘይፈልጥ ድርቂ ብምግጣሙ እቲ መተሓላለፊ ዝጥቀማ መርከባት ቁፅረን ብዝበለፀ ከመዝንኪ ሰብ መዚ ተዛሪቦም። ምምሕዳር ሩባ ፓናማ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 1950 ጀሚሩ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ…

እስራኤል ሓደ ላዕለዋይ ወታደራዊ ኣዛዚ ሃማስ ምቕታላ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ብዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ ኣየር ሓደ ላዕለዋይ ወታደራዊ ኣዛዚ ሃማስ ምቕታላ ኣፍሊጣ። ኢብራሂም ቢኣሪ ዝተባህለ ላዕለዋይ ወታደራዊ ኣዛዚ÷ ጦር እስራኤል ኣብ ከባቢ ወሽመጥ ጋዛ ብዝፈጠሞ መጥቃዕቲ ኣየር ኢዩ ተቐቲሉ፡፡ እቲ ወታደራዊ ኣዛዚ…