ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ስምምዕ ሰላም ብምዝማድ ኣብ ኣፈፃፅማ ፍኖተ ካርታ ናይሮቢ ዝተመዝገቡ ተግባራት ንኢዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ስምምዕ ሰላም ብምዝማድ ኣብ ኣፈፃፅማ ፍኖተ ካርታ ናይሮቢ ዝተመዝገቡ ተግባራት ንኢዱ።
ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሃመት መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ንዘላቒ ሰላም ዝገበርዎ ስምምዕነት ኣብዚ ዕለት ከምዝኾነ…