Fana: At a Speed of Life!

ኣባላትን ኣመራርሓን ፖሊስ ፌዴራል ኣብ ልዕሊ ሰሜን እዚን ኣባላት ፖሊስን ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ዘኪሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላትን ኣመራርሓን ፖሊስ ፌዴራል ኣብ ልዕሊ ሰሜን እዚን ኣባላት ፖሊስን 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ዘኪሮም። እቲ መጥቃዕቲ ኣብ ዝኾነ እዋንን ቦታን ክድገም ከምዘይብሉ ኣብቲ ስነስርዓት ተገሊፁ። ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ቼክ ሪፐብሊክ ፔትር ፊያላ ኣብ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ቼክ ሪፐብሊክ ፔትር ፊያላ ኣብ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ዑደት ኣሳሊጦም። ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋን (ዶ/ር ኢ/ር) ሓዊሱ ካልኦት ኣመራርሓ ንቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቀባብላ ገይረሙሎም። መንግስቲ ቼክ ሪፐብሊክ…

 “ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብወገናቱ ዝተኽሓደሉ ዕለት ኩሉ ግዘ ንከይድገም ክንዝክሮ ኢና”-ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) “ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብወገናቱ ዝተኽሓደሉ ዕለት ኩሉ ግዘ ንከይድገም ክንዝክሮ ኢና” ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። “ንከይድገም ኩሉ ግዘ ክንዝክሮ ኢና” በዝብል መሪሕ ሓሳብ ሰሜን እዝ ዝተጠቕዓሉ ሳልሳይ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቼክ ሪፐብሊክ ዘቲዮም

ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቼክ ሪፐብሊክ ፔትር ፊያላ ዘቲዮም። ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ሓበራዊ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ከመዝገበሩ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…

መንግስቲ ጃፓን ንኣትሌት ደራርቱ ቱሉ ልዑል ሽልማት ክብሪ እቲ ሃገር ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጃፓን ንኣትሌት ደራርቱ ቱሉ ልዑል ሽልማት ክብሪ እቲ ሃገር ኣበርኪቱ። ኣትሌት ደራርቱ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ጃፓንን ዘሎ ናይ ስፖርት ዲፕሎማሲ ንክጠናኸር ንዝገበሮም ኣስተዋፅኦ ኢዩ ሽልማት ኣበርኪቱ። ኣብ 2019 ዓ.ም.ፈ እታ…

ኣብ ኔፓል ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ልዕሊ 150 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ዓርቢ ኣብ ምዕራብ ኔፓል ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ልዕሊ 150 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ። ኣብተን ካብ ካትማንዱ ንምዕራብ 500 ኪሎ ሜትር ርሒቐን ዝርከባ ዞባታት ጃጃርኮትን ምዕራብ ሩኩምን ንዝካየድ ፃዕርታት ምድሓን ንምሕጋዝ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 50 ሜጋ ዋት ሓይሊ ምትሕልላፍ ዘኽእል ሰብስቴሽን ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 50 ሜጋ ዋት ሓይሊ ምትሕልላፍ ዘኽእል ሰብስቴሽን ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰው፣ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ሽፈራው ተሊላን ካልኦት ኣጋይሽን…

ኣገልግሎት ጥዕና ንምምሕያሽ ዘኽእል ኣወዳድባ ተሃኒፁ- ዶ/ር ደረጄ ዱጉማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ብብርኪ ሃገር ኣገልግሎት ጥዕና ንምምሕያሽ ዘኽእል ኣወዳድባ ከምዝተሃነፀ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።   መበል 25 ጉባኤ ዓውዲ ጥዕና ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ።   ሚኒስትር ዴኤታ ዶክተር ደረጄ ዱጉማ፥ ኣብ መመሓየሺ…

24 ጥቅምቲ ኣብ ዝኾነ እዋንን ቦታን ኣይድገምን-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)24 ጥቅምቲ ኣብ እዚ ሰሜን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝበፅሐ መጥቃዕቲ ኣብ ታሪኽ ሃገርና ፀሊም ነጥቢ ዘንበረ ኣጋጣሚ ብምዃኑ ኣብ ዝኾነ እዋንን ቦታን ኣይድገምን ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥…

ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያ 13 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያ 13 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ። እቲ ትካል ኣብ ዝሓለፈ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት ብኣገልግሎት ትራንስፖርት ባሕሪ 971 ሺሕን 438 ቶን ኣታዊ ፅዕነትን ልዕሊ 200 ሺሕ ቶን ወፃኢ ፅዕነትን ብባሕሪ ከምዘጎዓዓዘ…