Fana: At a Speed of Life!

ክላስተር ፕሮግራም ኮሜርሻላይዜሽን ሕርሻ ኢኮኖሚ ንምዕባይ ግድኡ ልዑል ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክላስተር ፕሮግራም ኮሜርሻላይዜሽን ሕርሻ ኢኮኖሚ ንምዕባይ ግድኡ ልዑል ከምዝኾነ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ፡፡ ኣፈፃፅማ ትልሚ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ምን ትልሚ በጀት ዓመት 2016ን ክላስተር ፕሮግራም ኮሜርሻላይዜሽን ሕርሻ መድረኽ ግምገማ ተኻይዱ፡፡…

ኢትዮጵያ ኣብ መበል 42 ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ዕዳጋ ኢንዱስትሪ ጉዕዞ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 42 ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ዕዳጋ ኢንዱስትሪ ጉዕዞ ትሳተፍ ኣላ። መበል 42 ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ናይ ጉዕዞ ኢንዱስትሪ ዕዳጋ ኣብ እንግሊዝ ማእኸል ኤግዚቪሽንን ኣኼባን ለንደን ብዕሊ ተኸፊቱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ÷…

ኣብ ሱዳን ኣብ ቀጣና ኲናት ዘለዉ ዜጋታት ናይ ምውፃእ ስራሕ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ፥ ኣብ ሱዳን ዝተፈጠረ እዋናዊ ኩነታት ስዒቡ ኣብ ቀጣና ኲናት ዘለዉ ኢትዮጵያዊያን  ናይ ምውፃእ ስራሕ ይካየድ ከምዘሎ ገሊፁ። ነዚ ናይ ምውፃእ ስራሕ ዘተሓባብር ዘሎ ብብሄራዊ ብርኪ ዝተጣየሸ ገብረ ሓይሊ 23 ጥቅምቲ 2016…

ቀዳማይ ሚኒስትር ቼክ ሪፐብሊክ ኣብ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ቼክ ሪፐብሊክ ፒተር ፋሊያ ኣብ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ዑደት ኣሳሊጦም። ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሌ/ጄ ይልማ መርዳሳ፥ ምስ ቼክ ሪፐብሊክ ትካላዊ ዝምድና ንምጥንኻር እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዘሳለጥዎ ዑደት ልዑል ረብሓ ከምዘለዎ…

መንግስቲ ፌዴሪኢ ቀዳማይ ዓመት ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ዝጠመተ ዝሃቦ መግለፂ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፌዴሪኢ ቀዳማይ ዓመት ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ዝጠመተ ዝሃቦ መግለፂ።  መንግስቲን ህዝብን ኢትዮጵያ ንሰላም ብዘለዎም ቅዋም ናይ ውሽጢ ይኹኑ ደገ ፀላእቲ እንተጋጥሙ እናተጠቕዑ አወን እንተኾነ ቀዲሞም ናይ ሰላም ኣማራፂ ኢዮም ዝደሊዩ።…

ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ማራቶን ኒውዮርክ ንኣፍሪካ ዘፀውዑ ኣትሌታት ምስጋና ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ማራቶን ኒውዮርክ ንኣህጉር ኣፍሪካ ዘፀውዑ ኢትዮጵያውያንን ኬንያውያንን ኣትሌታት ምስጋና ኣቕሪቡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፁ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ÷…

ብሄራዊ ትራተጂ ናፃ ግልጋሎት ሓገዝ ሕጊ ኢትዮጵያ ናብ ስራሕ ምእታዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ብሄራዊ ትራተጂ ናፃ ግልጋሎት ሓገዝ ሕጊ ኢትዮጵያ” ፀዲቑ ናብ ስራሕ ምእታዉ ሚኒሰስቴር ፍትሒ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ፍትሒ ኣለምኣንተ ኣግደው÷ “እቲ ስትራተጂ ሓገዝ ሕጊ ንምርካብ ዓቕሚ ገንዘብ ዘይብሎም ዜጋታት መሰል ምድናይ…

ኣሜሪካ ኣብ ጋዛ ምቁራፅ ተኹሲ ንኽግበር ዘይትፈቅድ እንተኾይና ዋጋ ክትከፍል ኢያ – ኢራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ጋዛ ምቁራፅ ተኹሲ ንኽግበር ዘይትፈቅድ እንተኾይና ዋጋ ክትከፍል ኢያ ክትብል ኢራን ኣጠንቂቓ። ቴህራን÷ “ዋሺንግተን ኣብ ማእኸላይ ምብራቕ ዘሎ ጎንፂ ክበኣኣስ ትገብር ኣላ” ክትብል ከሲሳ። ሚኒስትር ምክልኻል ኢራን ሞሃመድ ሬዛ…

ኣምባሳደር ዳባ ደበሌ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ጄ ኣይ ቢ ኤች ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ፍሉይ ልኡኽን ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ዳባ ደበሌ ምስ ሓላፊ ዓለም ለኸ ርክብ ዓለም ለኸ ማሕበር ህንፀት ገዛን ኢንዱስትሪን ጃፓን (JIBH) ኩኒሂሮ ሃሺሞቶ ተዛቲዮም፡፡ ዕላማ እቲ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ እናዓበየ ንዝመፅአ…

ኣብ ማራቶን ሹዙ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣቻይና ሹዙ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ብክልቲኡ ፆታ ዓወት ቀኒዑዎም፡፡ ብደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት መልካ ደርቤ ነቲ ርሕቐት 2 ሰዓት 14 ደቒቕን 23 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ቀዳማይ ክኸውን ክኢሉ፡፡…