Fana: At a Speed of Life!

17 ነሓሰ 2016 ዓ.ም ኣብ ሓደ ፀሓይ 600 ሚሊየን ፈልሲ ብምትካል ኣሰርና ነንብር-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)17 ነሓሰ 2016 ዓ.ም ኣብ ሓደ ፀሓይ 600 ሚሊየን ፈልሲ ብምትካል ኣሰርና ነንብር ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ብሓደ መንፈስ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ኣሰርና ነንብር ብምባል፥ ሓደ እንተኾይንና ካብዚ…

መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ነዊሕ እዋን ዝፀንሐ ሕቶ ለኣኽቲ ዝመለሰ ኢዩ – ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ነዊሕ እዋን ዝፀንሐ ሕቶ ለኣኽቲ ዝመለሰ ኢዩ  ክብሉ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ዝምድናን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ባጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ኣፈፃፅማ ሰደድ ንግዲ፣ ትልሚ ወፃኢ ንግዲ 2017 ዓ.ም ኢሉ ውን ረቂቕ…

ወ/ሮ ሰመሪታ ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ዞባዊ ፈንድ ልምዓት ግብርና ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ወ/ሮ ሰመሪታ ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ዞባዊ ፈንድ ልምዓት ግብርና (ኢፋድ) ሳራ ምባጎ ቡኑ ዘቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ዓውዲ ውልቀ ዘለዉ ፍልፍላት ሃፍቲ መድላይን ምስ ካልኦት መሻርኽቲ ልምዓት ዘሎ ትሕብብር ክብ…

ካብ ካሜሩን ዝመፅኡ ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ልውውጥ ልምዲ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሚኒስቴር ሓለዋ ከባቢን ግብርናን ካሜሩን ዝመፅኡ ኣመራርሓን ሰብ ሞያን ኣብ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ልውውጥ ልምዲ ገይሮም። እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ብምቕባል ዘዘራረቡ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ማሙሻ ሀይሉ፥ እቲ ትካል ኣብ…

ቻይና ንኢትዮጵያውያን ተምሃሮ ነፃ ዕድል ትምህርቲ ሂባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ን200 ኢትዮጵያውያን ተምሃሮ ነፃ ዕድል ትምህርቲ ምጋባ ኣፍሊጣ። መንግስቲ ቻይና ንኢትዮጵያውያን ተምሃሮ ብዝሃቦ ናፃ ዕድል ትምህርቲ ተረባሕቲ ካብ ዝኾኑ እቶም 23 ተምሃሮ ብኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ስነ ስርዓት ምፍናው ተገይሩሎም።…

ናይ ህዝቢ መሰረታዊ ሕቶታት ሰላምን ልምዓትን ንምምላስ ክሰርሕ ኢየ- ወ/ሮ ኣለሚቱ ኡሞድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ናይ ህዝቢ መሰረታዊ ሕቶታት ሰላምን ልምዓትን ንምምላስ ክሰርሕ ኢየ ክብላ ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ናይቲ ክልል ርእሰ ምምሕዳር ወ/ሮ ኣለሚቱ ኡሞድ ገሊፀን። ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ንወይዘሮ ኣለሚቱ ኡሞድ ረእሰ ምምሕዳር…

ኢትዮጵያ ብሰላማዊ መገዲ ዘተኣማምን በሪ ባሕሪ ንምርካብ እትገብሮ ፃዕሪ ክትቅፅል ኢያ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብሰላማዊ መገዲ ኣማራፂ በሪ ባሕሪ ንምርካብ እትገብሮ ዲፕሎማሲያዊ ፃዕሪ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ነብዩ ተድላ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኢትዮጵያ ነቲ ሕጋዊንሰላማዊን…

ኣብ ናይ ሎሚ ዘበን ሓምለዋይ ኣሰር ኣስታት 40 ሚኢታዊ ኣብ ከባቢ ተፋሰስ ዓብዪ ህዳሰ ዝትከል ኢዩ- ም/ቀ/ሚ ተመስገን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናይ ሎሚ ዘበን ሓምለዋይ ኣሰር ኣስታት 40 ሚኢታዊ ኣብ ከባቢ ተፋሰስ ዓብዪ ህዳሰ ዝትከል ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ ኣብ ድሬዳዋ ፓርክ ኣሊ ቢራ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ…

ውድድር ፍፃመ ምዕራፍ 17 ፋና ላምሮት ቀዳም ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝሓለፉ 3 ኣዋርሕ ምስ ዝነኣዱ ተነሓናሕቲ ሓቢሩኩም ዝፀንሐ ፋና ላምሮት ምዕራፍ 17 ውድድር ፍፃመኡ ቀዳም ክካየድ ኢዩ። ናብቲ ፍፃመ ዝበፅሑ ኣርባዕተ ተወዳደርቲ (ኣብርሃም ማርልኝ፣ ሱራፌል ደረጀ፣ ናሆም ነጋሽን ጴጥሮስ ማስረሻን)ኣብቲ ዕለት…

ወይዘሮ ኣለሚቱ ኡሞድ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ብምዃን ተሸይመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ህፁፅ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ ጉባኤ፥ ወይዘሮ ኣለሚቱ ኡሞድ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ብምዃን ሸይሙወን። ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ወይዘሮ ባንቻየሁ ድንገታ፥ ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ…