Fana: At a Speed of Life!

እስራኤል ንጋዛ ብወታደራዊ ሓይሊ ክተመሓድር የብላን ክትብል ኣሜሪካ ኣጠንቂቓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ንጋዛ ብወታደራዊ ሓይሊ ክተመሓድር የብላን ክትብል ኣሜሪካ ኣጠንቂቓ። ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤኒያሚን ኔታንያሁ፥ እስራኤል ወታደራዊ ሓይሊታት ንጋዛ ካብ ምቁፅፃር ሓሊፉ ዝተናወሐ ወታደራዊ ሓላፍነት ክዋፅኡ ኢዮም ኢሎም። ነዚ ስዒቡ…

ኣካዳሚ ልህቀት ኣመራርሓ ኣፍሪካን ኣካዳሚ ብሄራዊ ምምሕዳር ቻይናን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካዳሚ ልህቀት ኣመራርሓ ኣፍሪካን ኣካዳሚ ብሄራዊ ምምሕዳር ቻይናን ላዕለዎት ኣመራርሓ ብስልጠናን ብምርምርን ዓቕሞም ንምህናፅ ዘኽእል ስምዕምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት÷ ርእሰ ኣካዳሚ ኣካዳሚ ልህቀት ኣመራርሓ ኣፍሪካ ዛዲግ ኣብርሃን ምክትል…

ትልሚ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ንምዕዋት ማእኸላት ዳታ ንምጥንኻር ይስራሕ ኣሎ – በለጠ ሞላ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ትገብሮ ትልሚ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ንምዕዋት ማእኸላት ዳታ ንምጥንኻር እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን  በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ገሊፆም። ማእኸላት ዳታ ብምጥንኻር ኣብ ዕቤት ፋይናንስ ሴክተርን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ንምውዓል…

ትካላት ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ዓለም ለኸኤክስፖ ኢምፖርት ኤክስፖርት ይሳተፉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ፍርያታት ናብ ወፃኢ ዝልእኹ ትካላት ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ዓለም ለኸኤክስፖ ኢምፖርት ኤክስፖርት ይሳተፉ ኣለዉ። ኣብ ከተማ ሻንጋይ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ኤክስፓ÷ ዝተፈላለዩ ፍርያታት ናብ ወፃኢ ዝልእኹ ትካላት ኢትዮጵያ ፍርያቶም…

ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ኣዲስ ኣበባ 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ንዳግመ ህንፀት ሰሊዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ኣዲስ ኣበባ ምቁርራፅ ሓይሊ ንምፍታሕ 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ንዳግመ ህንፀት ከምዝሰለዐ ኣፍሊጡ። መካየዲ ስራሕ ኮሙኒኬሽን እቲ ግልጋሎት ዮሃንስ ገብሬ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒ÷ ኣብታ ከተማ ፀገም ምቁርራፅ…

ብምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ሕፅረት ሸርፊ ወፃኢ ንምንካይ ይስራሕ ኣሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ሕፅረት ሸርፊ ወፃኢ ንምንካይ ብዕቱብ እናተሰርሐ ምዃኑ ቤት ፅሕፈት ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣፍሊጡ። መተሓባበሪ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ኣያና ዘውዴ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ÷ ሕፅረት ሸርፊ ወፃኢ ንኣፍረይቲ…

መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ካብ 28 ጥቅምቲ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ናይ ኩሎም ፍሪያታት ነዳዲ መሸጢ ዋጋ ብዝነበሮ ንክቕፅል ዝተወሰነ ከምዝኾነ እቲ ሚኒስቴር ገሊፁ። እዋናዊ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ፎረም እታዎታት ፍሪያት መድሓኒትን ሕክምናን ውሽጢ ዓዲ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ጥዕና  ዶ/ር ሊያ ታደሰ ዝተመርሐ ጉጅለ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ሰብ ሞያን ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ፎረም እታዎታት ፍሪያት መድሓኒትን ሕክምናን ውሽጢ ዓዲ ይሳተፍ ኣሎ። “ድልየት ፍሪያት ውሽጢ ዓዲን ዝተቐመጡ ስትራቴጂክ…

ስብእና መንእሰይ ንምቕራፅን ሃገር ንምስጋር ዝዓለመ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)"ናይ ለውጢ ትውልዲ" ዝተብሃለ ስብእና መንእሰይ ንምቕራፅን ሃገር ንምስጋር ዝዓለመ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ። ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)÷ እቲ ፕሮጀክት ቅን ቢዝነስ ግሩፕ ምስ ዝተብሃለ መንግስታዊ ዘይኮነ…

ንቢሮ ጥዕና ክልል ዓፋር 15 ተሽከርከርቲ ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል መድሕን ህፃናት ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኒሴፍ) ንቢሮ ጥዕና ክልል ዓፋር ሓሙሽተ ኣምቡላንሳት ሓዊሱ 15 ተሽከርከርቲ ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ብተወካሊ ዩኒሴፍ ኣብ ኢትዮጵያ ዶክተር ኣቡበከር ካምፖ ንርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣወል…