Fana: At a Speed of Life!

ኤሚሬትስ ሕቡራት ዓረብ ንህንፀት ማእኸል ኣረጋዊያን ደገፍ ከምእትገብር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤሚሬትስ ሕቡራት ዓረብ ንህንፀት ማእኸል ኣረጋዊያን ደገፍ ከምእትገብር ገሊፃ። ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮም ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ኤሚሬትስ ሕቡራት ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ሙሐመድ ሳሊም ኣል ራሺዲ ዘቲየን። ኤርጎጌ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 10ይ ቦይንግ ናይ ፅዕነት ኣውሮፕላን ኣእቲዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 10ይ ቦይንግ (Boeing 777-200LR) ናይ ፅዕነት ኣውሮፕላን ከምዘእተወ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ መገዲ ኣየር ዘእተዎ ዘበናዊ ናይ ፅዕነት ኣውሮፕላን በዓል ክልተ ሞተርን ልዕሊ 100 ቶን ፅዕነት ናይ ምሽካም ዓቕሚ ዘለዎ ኢዩ…

ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ብፅሒት ሃገራዊ ኢኮኖሚ ንምድንፋዕ ይስራሕ ኣሎ – ኣይተ መላኩ ኣለበል

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ብፅሒት ሃገራዊ ኢኮኖሚ ንምድንፋዕ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ሰበታ ዝርከብ ውዳ ሜታልስ ዑደት ዝገበሩ እንትኾኑ÷ ምስ ሓለፍቲ ኣፍረይቲ ኢንዱሰትሪታት…

ኣይተ አሕመድ ሺዴ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ፈንድ ልምዓት ስዑድ ዓረብ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፈንድ ልምዓት ስዑድ ዓረብን ሱልጣን ኣል-መርሻድን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ፈንድን ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ብፈንድ ልምዓት ስዑድ ዓረብ ኣብ ዝሕገዙ ኣብታ ሃገር እናተሃነፁ ዝርከቡ…

ብብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ መበል 42 ኮንፈረንስ ዩኔስኮ ይሳተፍ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ትምህርቲ ብብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ መበል 42 ሓፈሻዊ ኮንፈረንስ ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህልሊን (ዩኔስኮ)ይሳተፍ ኣሎ። ኣብቲ ኮንፈረንስ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓመታት ኣብ ዘፈራት ዩኔስኮ…

ውልቀ ሰብ ሃፋቲ ኣብ ኢንቨስትመንት ዝሕደስ ሓይሊ ንኽዋፈሩ ዝፈቅድ ሕጊ ይሰናዳእ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ውልቀ ሰብ ሃፋቲ ኣብ ኢንቨስትመንት ምፍልለፋልን ምክፍፋልን ዝሕደስ ሓይሊ ንኽዋፈሩ ዝፈቅድ ማዕቐፍ ሕጊ እናተሰናደአ ምዃኑ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ዓለም ለኸ ኣሊያንስ ሶላርን ኣብ ኢትዮጵያ ሓይሊ…

ካልኣይ ዙር ድልድል ጋንታታት ፅዋዕ ኢትዮጵያ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታታት ላዕለዋይ ሊግን ፕሪሚየር ሊግን ዝሳተፋሉ ካልኣይ ዙር ድልድል ጋንታታት ፅዋዕ ኢትዮጵያ ዕላዊ ኮይኑ። ኣብዚ ድልድል ኣብ ምድብ ሀ፦ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስ ምስ ሃምበሪቾ ዱራሜ፣ ሃድያ ሆሳእና ምስ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ፣ ወላይታ ድቻ ምስ…

ኣብ ጋዛ ሰብኣዊ ቀረብ ንምቅልጣፍ ኲናት ህድእ ንኽብል ኣባል ሃገራት ጉጅለ 7 ሓቲተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብኣዊ ቀረብ ንምቅልጣፍ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ጋዛ ትፍፅሞ ደብዳብ ቦምቢ ንኽተህድኦ ኣባል ሃገራት ጉጅለ ሸውዓተ ሓቲተን። ላዕለዎት ዲፕሎማሰኛታት እተን ሃገራት ኣብ ወሽመጥ ጋዛ ሓገዝ ንንፁሃን ንምብፃሕ “ሰብኣዊ ተኹሲ ምቁራፅ” ንኽግበር ምሕታቶም…

ሰብ ሃፍቲ ፓኪስታን ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንምግባር ዓብዪ ዕድል ኣሎ – ኣምባሳደር ሚያን ኣቲፍ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ፓኪስታን ሚያን ኣቲፍ ሰብ ሃፍቲ ሃገሮም ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንምግባር ዓብዪ ዕድል ከምዘሎ ገሊፆም፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ÷ ንኣምባሳደር ፓኪስታን ኣብ ኢትዮጵያ ሚያን ኣቲፍ ሸሪፍ ሎሚ ኣብ…

ምዕባለ ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር ዝተግህ ጥንኩር ኣመራርሓ ኣብ ምፍጣር ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመለኻኽታን ተግባራዊ ሓድነትን ብምሕላው ንኩለመዳይ ምዕባለ ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር ዝተግህ ጥንኩር ኣመራርሓ ኣብ ምፍጣር ብትኹረት እናተሰርሐ ምዃኑ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣብ ኩሉ ብርኪ ሓላፍነት ንዝርከቡ…