Fana: At a Speed of Life!

ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ምስ ሚኒስትር ትምህርቲ ኤምሬትስ ሕቡራት ዓረብ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ፌዴሪኢን ፕሬዚዳንት ኮሚሽን ብሄራዊ ዩኔስኮን ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ምስ ሚኒስትር ትምህርቲ ኤምሬትስ ሕቡራት ዓረብ ኣህመድ ቤልሁ ኣልፋላስ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ ኤምሬትስ ሕቡራት ዓረብ ዝሃበቶ ናፃ ዕድል ትምህርቲ፣ ተግባራዊነት…

ዓቕሚ ደቂ ኣኒስቲዮ ምጉልባት ኣብ ዘኽእል ዛዕባ ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ምስ ተወካሊት ደቂ ኣኒስቲዮ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ሴሲል መኩሩቡጋ ዘቲየን። እቲ ዘተ ኣብ ምርግጋፅ ማዕርነት ሰርዓተ ፆታን ተረባሕነት ደቂ ኣኒስቲዮን  ዝጠመተ…

ባንኪ ዓለም ንምዕባለ ኣተኣኻኽባ እቶት ውሽጢ ዓዲ ዝገብሮ ደገፍ ከምዘጠናኽር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ንምዕባለ ኣተኣኻኽባ እቶት ውሽጢ ዓዲ ዝገብሮ ደገፍ ከምዘጠናኽር ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር እቶትን ጉጅለ ልኡኽ ባንኪ ዓለምን ካብ ውሽጢ ዓዲ ዝእከብ እቶት ንምዕባይ ዘኽእል ዘተ ኣሳሊጦም። ሚኒስትር እቶም ኣይናለም ንጉሴ፥…

ብዘይኣግባብ ዝባኽን ሃፍቲ ህዝቢ ብጠንካራ ኦዲት ምክትታል የድሊ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዝተፈላለዩ ምኽኒያታት ብዘይኣግባብ ዝባኽን ሃፍቲ ህዝቢ ብጠንካራ ኦዲት ምክትታል የድሊ ክብላ ዋና ኦዲተር ፌዴራል ወ/ሮ መሰረት ዳምጤ ተዛሪበን። መበል 22 ጉባኤ ኦዲተራትን መዳርግቲ ኣካላትን ኣብ ከተማ ሃዋሳ ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ…

ኢትዮጵያን ስዑዲዓረብን ብዓውዲ ነዳድን ኢነርጂን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ስዑዲዓረብን ብዓውዲ ነዳድን ኢነርጂን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስተር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ሚኒስትር ኢነርጂ ስዑዲ ዓረብ ኣብዱል ኣዚዝ ቢን ሰልማን ኣል ሳዑድን ክታሞም ኣንቢረሙሎ። ኣብ መንጎ…

ፕሮጀክት ቴክኖ ፓርክ ቴክስታይል ኢትዮ-ኮሪያ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዝኾነ ፕሮጀክት ቴክኖ ፓርክ ቴክስታይል ኢትዮ-ኮሪያ ተመሪቑ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰን ኣምባሳደር ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ካንግ ሴኪዮሄን ተረኺቦም።…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ማእኸል መሐብሐቢ ኣረጋዊያንን ሕሙማት^ ኣእምሮን መቄዶንያ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ማእኸል መሐብሐቢ ኣረጋዊያንን ሕሙማት^ ኣእምሮን መቄዶንያ ዑደት ኣሳሊጦም። ኣይተ ደመቀ፥ ብብርኪ ዓለም ንመበል 33 ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል 32 ግዘ ዝኽበር ዘሎ…

 “መሰረታዊያን ህንፀት ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘላቒ ሰላም ንምምፃዕ ዓሊሙ “መሰረታዊያን ህንፀት ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ ብሚኒስቴር ሰላም ዝተሰናድአ እንትኸውን፥ መምህራን ዩንቨርስቲን ኣካላት ሚዲያን ይሳተፉ ኣለዉ። ኣብ ህንፀት ሃገረ መንግስቲ…

ሃገራዊ ኮንፈረንስ መፅናዕቲን ምርምርን ሳይበር ድሕንነት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮንፈረንስ መፅናዕቲን ምርምርን ሳይበር ድሕንነት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ኮንፈረንስ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል፣ ዋና ዳይሬክተር ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መረብ ድሕንነት ሰለሞን ሶካን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን…

ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኣብ ሶሪያ ዝርከብ መኽዘን ኣፅዋር ኲናት ኢራን መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኣብ ሶሪያ ዝርከብ መኽዘን ኣፅዋር ኲናት ኢራን መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመት ተገሊፁ። እቲ መጥቃዕቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ሚሊሻታት ኢራን ኣብ ዒራቕ ኣብ ዝርከብ ሰፈር ሰራዊት ኣሜሪካ ንዝፈፀምዎ መጥቃዕቲ ምላሽ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኤፍ…