Fana: At a Speed of Life!

ባንኪ ኣውቶን ካርበንን ሰን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ፍሉይ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ንምውፋር ድሌት ከምዘለዎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ኣውቶን ካርበንን ሰን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ፍሉይ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ንምውፋር ድሌት ከምዘለዎ ገሊፁ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብ ዑመር ሑሴን ምስ ማናጀር ባንኪ ኣውቶን ካርበንን ሰን ኣብዱል ጋሃኒ (ዶ/ር) ኣብ ጉዳይ…

ንመፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ዝሳተፉ ዝርዝር ሽም ተፃወትቲ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንመፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ዝሳተፉ ዝርዝር ሽም ተፃወትቲ ዕላዊ ገይራ። ኣሰልጣኒ ገብረመድህን ሃይሌ ምስ ሴራሊዮንን ቡርኪና ፋሶን ነዝግበር ፀወታ ዘሰልፍዎም 23 ተፃወትቲ ምፍላዮም ተገሊፁ። እታ ሃገራዊት ጋንታ ኣብ ወርሒ…

ወታደራዊ ኣታሼታት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ ወታደራዊ ኣታሼታት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ጉባ ዝርከብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም። ኣብ ዑደቶም ድማ ብዛዕባ እቲ ፕሮጀክት ካብ መካየዲ ስራሕ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኢንጂነር ክፍሌ ሆሮ…

ኮሚቴ መልማሊ ሕፁይ ኣካቢ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ብዕሊ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ መልማሊ ሕፁይ ኣካቢ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ብዕሊ ስራሕ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። ኣካቢ እቲ ኮሚቴ ቀሲስ ታጋይ ታደለን ኣባላቶምን ሎሚ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ እቲ ኮሚቴ ብዕሊ ስራሕ ከምዝጀመረ ተዛሪቦም፡፡ ግልፂን መወዳደረ ብዝኾነ ኣካይዳ…

ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ፅባሕ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ምዕራፍ 15 ፅባሕ ክካየድ ኢዩ። ንዝሓለፉ 8 ሰሙናት ብዳያኑን ብናይ ባዕሎም መረፃን እናተወዳደሩ ዝነበሩ መቅደስ ዘውዱ፣ ሃይለየሱስ እሸቱ፣ ሄኖክ ብርሃኑን ኪሩቤል ጌታቸውን ፅባሕ ምስ ኮከብ ባንድ ብ3 ዙር ኣብ ዝገብሩዎ…

ኣምባሳደር ስለሺ (ኢ/ር)  ምስ ሴናተር ኣሜሪካ  ማይክ ሮንድስ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሺ በቀለ(ኢ/ር) ምስ ሴናተር ኣሜሪካ  ማይክ ሮንድስ ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ከልቲኣዊን ኩለ መዳይ ርክብን ብዝምልከት ዝጠመተ ኢዩ ነይሩ። ኣብ ኢትዮጵያ ድንጋገ ምዕባለን ዕድልን…

ጀርመንን ኢትዮጵያን ድርድር ምትሕብባር ልምዓት ክገብራ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመንን መንግስቲ ኢትዮጵያን ንዝገብርዎ ትሕብብር ልምዓት ደርድር ቅድመ ምድላው ምዕራፍ ኣኼባ ተሳሊጡ። ብሚኒስቴር ገንዘብ ፌዴሪኢ ዝተሳለጠ እቲ ኣኼባ ዕላምኡ 27ን 28ን ሕዳር ዓ.ም.ፈ ንዝካየድ ድርድር ብዕምቆት ብምዝታይ ግልፅነት ብምፍጣር…

እስራኤል ኣብ ጋዛ ዕለታዊ ናይ ኣርባዕተ ሰዓታት ደው ምባል ተዂሲ ክትገብር ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ጋዛ ዕለታዊ ናይ ኣርባዕተ ሰዓታት ደው ምባል ተዂሲ ንምግባር ምስምዕማዓ ኣሜሪካ ኣፍሊጣ። ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን እቲ ውሳነ ቅኑዕን ኣብቲ ቀጣና ዝድለ ምምሕያሽ ንምምፃእ ዘለዎ0 ግደ ልዑል ከምዝኾነ ንኢዶም። እቲ ደው…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ናብ ሪያድ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ስዑዲ ዓረብ ኣቲዩ። ኣብ ፈላማይ ጉባኤ ስዑዲን ኣፍሪካን ንምስታፍ ዓሊሙ እቲ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ሪያድ ምምርሑ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።…

ኣዲስ ኣበባ ተወዳዳሪትን ተመራፂትን ከተማ ናይ ምግባር ራኢና ክነዕውት ኢና – ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ተወዳዳሪትን ተመራፂትን ከተማ ናይ ምግባር ራኢና ክነዕውት ኢና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ሞሮኮ ከተማ ማራካሽ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፎረም ኢንቨስትመንት ኣፍሪካ መድረኽ…