Fana: At a Speed of Life!

ከንቲባ ኣዳነች ህንፀት ኢንተርናሽናል ስታዲየም ኣቃቂ ዑደት ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ከንቲባ ኣዳነች ኣበቤ ህንፀት ኢንተርናሽናል ስታዲየም ኣቃቂ ዑደት ገይረን። ከይዲ ህንፀት እቲ ስታዲየም፣ ሃድሶ ደቂ ኣኒስቲዮን ካልኦት ፕሮጀክታትን ተዘዋዊረን ርእየን። እቶም ፕሮጀክትታት ኣብ ከይዲ ህንፀት ንብዙሓት…

ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ዓውዲ ማክሮ ኢኮኖሚ ሓገዝ ከምእትገብር ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገነዘብ ፌዴሪኢ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሳለጥ  ሪፎርም ዓውዲ ማክሮ ኢኮኖሚ ንምሕጋዝ ድልውቲ ከምዝኾነት ገሊፆም። ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣብ ኣብታ ሃገር ኣብ ዝተሳለጠ ጉባኤ ስዑዲ ኣፍሪካ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…

ኤክስፖ ውድድር ተምሃሮ ኣርተፊሻል ኢንተሊጀንስ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ፈላማይ ኤክስፖ ውድድር ተምሃሮ ኣርተፊሻል ኢንተሊጀንስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ይካየድ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዳይሬክተር ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ውባየሁ ማሞ(ኢ/ር)፣ ሓላፊ ቢሮ ቱሪዝምን ኪነ ጥበብን ኣዲስ ኣበባ ሂሩት…

መራሕቲ ንኢንቨስትመንት ሞተር ምዕባላ ኢኮኖሚ ብምግባር ክጥቀምሉ ይግባእ-ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ንኢንቨስትመንት ሞተር ምዕባላ ኢኮኖሚ ብምግባር ክጥቀምሉ ይግባእ ክብል ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ገሊፁ። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ሞሮኮ ማራካሽ ምስ ዝተሳለጠ ፎረም ኢንቨስትመንት ጎኒ ንጎኒ ቢግ ዊን ፊላንትሮፒን ባንኪ…

ብ‘’ኣርተፊሻል ኢንተሊጀንስ’’ ዝሰልጠኑ ተምሃሮ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክረምታዊ መርሃ ግብሪ ብ‘’ኣርተፊሻል ኢንተሊጀንስ’’ ዝሰልጠኑ ተምሃሮ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ይምረቑ ኣለዉ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ቀፀልቲ ተስፋታት…

3ይ ዙር ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ ኣመራርሓ መንግስቲ ምሃብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)"ካብ ዕዳ ናብ ምንዳ" ብዝብል ርእሲ ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ ኣመራርሓ መንግስቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለያ ማእኸላት ምሃብ ተጀሚሩ። ኣብ መኽፈቲ ስነ ስርዓት ማእኸል ስልጠና ጅማ እናተኃየደ እንትኸውን፥ ኣብቲ ስልጠና ካብ ኩሎም ክልላትን…

ኣብ ኣፍሪካ ፈላሚ ዝኮነ ኤክስፖ ውድድር ተምሃሮ ሰብ ስራሕ ምስትውዓል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ፈላሚ ዝኮነ ኤክስፖ ውድድር ተምሃሮ ሰብ ስራሕ ምስትውዓል (ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ። እቲ ውድድር ፅባሕ ቀዳም 1 ሕዳር 2016/ዓ.ም ኣብ ቤተ ምፅሓፍቲ ኣብርሆት ከምዝካየድ ተገሊፁ። ኣብቲ ውድድር…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ፕሬዚዳንት ግሩፕ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ፕሬዚዳንት ግሩፕ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣኪንዉሚ አዴሲና ተዛቲየን። ኣብ ሞሮኮ ማራካሽ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉበኤ ፎረም ኢንቨስትመንት ኣፍሪካ እናተሳተፋ ዝርከባ ከንቲባ ኣዳነች ኣብ…

ብሓገዝ መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከባ ትካላት ጥዕና ግልጋሎት ናይ ምምሕያሽ ስራሕ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕሪ ስምምዕ ሰላም ፕሪቶርያ ብሓገዝ መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ትካላት ጥዕና ግልጋሎት ናይ ምምሕያሽ ስራሕ እናተሳለጠ ምዃኑ ቢሮ ጥዕና ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ገሊፁ። ድሕሪ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶርያ÷ ግልጋሎታት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንታት ጂቡቲን ሶማሊያን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ጎድና ጎድኒ ጉባኤ ስዑዲ - ኣፍሪካ ምስ ኣሕዋተይ ፕሬዝዳንት ጂቡቲ ኢስማኤል ኦመር ጊሌህን ፕሬዝዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼህ ሞሓመድን ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ትኹረት…