Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ባጫ ኣብ ብሄራዊ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኬንያ ተሳቲፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ ባጫ ደበሌ ኣብ ብሄራዊ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ እታ ሃገር ብምስታፍ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም፡፡ ብሄራዊ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኬንያ ብተበግሶ ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊሊያም ሩቶ ዝተጀመረ እንትኸውን÷ ብሚኒስቴር ጉዳያት…

ኣብ ምህዳር ሳይበር ዓቕሚ ዘይሃነፀት ሃገር ድሕንነት ሳይበር ክትሕሉ ከምዘይትኽእል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ነባራዊ ኩነታ እንርከበሉ ዓለም ኣብ ምህዳር ሳይበር ዓቕሚ ዘይሃነፀት ሃገር ድሕንነት ሳይበርን ሉኣላዋነታን ክትሕሉ ከምዘይትኽእል ምምሕዳር ድሕንነት መርበብ ሓበሬታ (ኢመደኣ) ገሊፁ። ኢመደኣ ምስ ኤምባሲ ማልታ ኣብ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ኣብ…

ዴቪድ ካሜሩን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እንግሊዝ ብምዃን ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር እንግሊዝ ዴቪድ ካሜሩን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ብምዃን ተሸይሞም። ቀዳማይ ሚኒስትር ሪሺ ሱናክ ሽግሽግ ካቢኔ ኣካይዶም። ብመሰረት እዚ ሱዌላ ሚኒስትር ውሽጢ ዓዲ ብሬቨርማን ካብ ስልጣኖም ከምዘልዓልዎም ቢቢሲ…

ንኢትዮጵያውያን ብሓባር ዘዛምድ ልዑል ተረኽ ንምህናፅ ፓርቲ ብልፅግና ብኣርኣያነት ክሰርሕ ኢዩ-ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያውያን ብሓባር ዘዛምድ ልዑል ተረኽ ንምህናፅ ፓርቲ ብልፅግና ብኣርኣያነት ክሰርሕ ኢዩ ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣይተ ኣደም፥ ኢትዮጵያውያን ብዝተሓባበረ ቅልፅም ንዘበናት ክብሪን ሉእላውነትን ሃገሮም…

ኣብ ክልል ጋምቤላ ናብራ ሓረስቶት  ንምልዋጥ ጠመተ ሂብካ ከምዝስራሕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ናብራ ሓረስቶት  ንምልዋጥ ጠመተ ሂብካ ከምዝስራሕ ሚኒስትር ግብርና ገሊፁ። ሕርሻ እቲ ክልል ንምዝማን ዝተዳለወ ፍኖተ ካርታ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ኣብ ከተማ ጋምቤላ ተሳሊጡ። ሚኒስትር ግብርና ግርማ አመንቴ (ዶ/ር)፥ ኣብቲ…

ዝምዕብል ዘሎ ኣንፃራዊ ሰላም ናብ ዘይዕፀፈሉ ብርኪ ንምብፃሕ ብዕቱብ ምስራሕ የድሊ – ሌ/ጄ ብርሃኑ በቀለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተረኸበ ኣንፃራዊ ሰላም ናብ ዘይዕፀፈሉ ብርኪ ንምስግጋር ምምሕዳር ኣካላት ክልልን ዞባን ምስ ሓይሊ ፀፅታ ብቖራፅት ክሰርሑ ከምዝግባእ ዋና ኣዛዚ እዚ ሰሜን ምዕራብን ኣካቢ እቲ ኮማንድ ፖስትን ሌተናል ጄኔራል ብርሃኑ በቀለ ገሊፆም።…

ወ/ሮ ሰመሪታ ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኢንስቲትዩት ሓምለዋይ ልምዓት ኢትዮጵያ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ወ/ሮ ሰመሪታ ሰዋስው ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኢንስቲትዩት ሓምለዋይ ልምዓት ኢትዮጵያ ዳንኤል ጎቦናያ ዘቲየን። እቲ ዘተ ኣብ ክሊ ክሌማዊ ለውጢ ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ብተወሳኺ ንስራሕቲ ክሌማዊ ለውጢ ዝውዕል ገንዘብ…

ኣብ ህንዲ ኣብ ህንፀት ዝርከብ መተሓላለፊ በዓልቲ ተጋህሚሱ ልዕሊ 30 ሰራሕተኛታት ኣብ ሓደጋ ምውዳቖም ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንዲ ግዝኣት ሂማሊያ ብዘጋጠመ ምግህማስ መሬት ኣብ ከይዲ ህንፀት ዝነበረ መተሓላለፊ መገዲ በዓልቲ ብምግህማሱ ልዕሊ 30 ዝኾኑ ኣብ ህንፀት ዝነበሩ ሰራሕተኛታት ኣብ ሓደጋ ከምዝወደቑ ተሓቢሩ፡፡ ክፋል እቲ ዝተጋህመሰ በዓልቲ÷ ካብ መእተዊ እቲ…

ባይቶ ወከልቲ  ህዝቢ ስሩዕ ኣኼብኡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ከሳልጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ  ህዝቢ ፌዴሪኢ ስሩዕ ኣኼብኡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ከሳልጥ ኢዩ። እቲ ባይቶ መበል ሳልሳይ ዓመት ራብዓይ ዘበን ስርሑ ኣኼብኡ ፅባሕ ኢዩ ከካየድ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ዓለም ለኸ ሲምፖዚየም ሕብረት ኣስትሮኖሚካል ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 386 ዓለም ለኸ ሲምፖዚየም ሕብረት ኣስትሮኖሚካል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ሲምፖዚየም÷ "ፀሊም ሰማይን ሓድጊታት ስነ-ፈለክን ኣስትሮ ቱሪዝም ንምድንፋዕ ዘለዎም ግደ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ። ካብ ኣፍሪካ፣…