Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ሕጊ ንዝነበሩ ኣካላት እናተውሃበ ዝፀንሐ ስልጠና ተሃድሶ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣጋጢሙ ብዝነበረ ፀገም ፀፅታ ብቐጥታ ይኹን ብተዘዋዋሪ መገዲ ብናዕቢን ግርግር ተጠርጢሮም ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ሕጊ ንዝነበሩ ኣካላት እናተውሃበ ዝፀንሐ ስልጠና ተሃድሶ ተዛዚሙ። ሰላም እቲ ክልል ናብ ዝነበሮ ንምምላስን ድሕንነት ህዝቢ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ሪታ ላራንጂንሃ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ሕብርት ኣውሮፓ ዘለፖ ርክብ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ…

ምሁራን ታሪኽ ኣብ ሙዝየም ዜሮ ኪሎ ሜትሮ ዓድዋ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሁራን ታሪኽ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባን ኣመራርሓታትን ሰብ ሞያን በዓል መዚ ሓለዋ ሓድጊ ኢትዮጵያን ኣብ ሙዝየም ዜሮ ኪሎ ሜትሮ ዓድዋ ዑደት ገይሮም። ጎድና ጎድኒ እቲ ዑደት ድማ እቶም ምሁራን ኩርዓት መላእ ኣፍሪካውያን ዝኾነ ህንፀት ዓድዋ ሙዝየም…

ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ዛዕባ ምሕላው ፅሬት ንምቅልጣፍ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለም ዛዕባ ሓለዋ ፅሬት ማይ፣ ከባቢን ውልቀ ፅሬትን (ዋሽ) ንምቅልጣፍ ብሓባር ንምስራሕ ከምዝተስማዕምዑ ተገሊፁ፡፡ ሚኒስቴር ገንዘብ ምስ ባንኪ ዓለም ብምትሕብባር ጎድና ጎድኒ ጉባኤ መራሕቲ ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ (ዋሽ)…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 11 ኤ350-900 ኣውሮፕላናት ንምእዛዝ ምስ ኤር ባስ ስምምዕነት ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 11 ኤ350-900 ኣውሮፕላናት ንምእዛዝ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ምስ ኣፍራዪ ኣውሮፕላናት ኤር ባስ ተፈራሪሙ። እቲ ምምዕነት ተወሰኽቲ ሽዱሽተ ኣውሮፕላላንት ናይ ምግዛእ ኣማራፂ ኣብ ውሽጡ ዘካተተ ከምዝኾነ ካብቲ መገዲ ኣየር…

መንግስቲ ስዑድ ዓረብ ንመጣየሺ ካብ ስደት ተመለስቲ ዝውዕል ፕሮጀክት ሓገዝ 1 ሚሊየን ዶላር ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ስዑድ ዓረብ ንመጣየሺ ካብ ስደት ተመለስቲ ዝውዕል ፕሮጀክት ሓገዝ 1 ሚሊየን ዶላር ዕላዊ ምግባሩ ኣፍሊጡ። እቲ ሓገዝ ካብ ስዑድ ዓረብ ዝምለሱ ልዕሊ 18 ሺሕ ዜጋታት ንምቕባልን ኣብ መዕቖቢ ብዝዓርፉ ተመለስቲ ሰብኣዊ ሓገዛት ንመሃብ ከምኡ…

ኢትዮጵያ ኣብ መበል 13 ፎረም መናእሰይ ዩኔስኮ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር  ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ኣብ 13 ፎረም መናእሰይ ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን (ዩኔስኮ) ውሕመ ይሳተፋ ኣለዋ። እቲ ፎረም ክሌማዊ ለውጢ እናስዐቦ ዝርከብ ፅዕንቶ ንምፅዋር ኣብ ግደ መናእሰይ ትኹረት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሪፐብሊክ ሱዳን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሪፐብሊክ ሱዳን ጀነራል ኣብዱልፈታህ ኣልቡርሃን ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ሓበራዊ ኣብ ዝኾኑ እዋናዊ ጉዳያት ትኹረት ከምዝገበረ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ…

2ይ ዝተዋደደ ምላሽ ማዕቐፍ ሕጊ ጉዳይ ፍልሰተኛታት ኢጋድ ዝተመልከተ ዓውደ መፅናዕቲ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)2ይ ዝተዋደደ ምላሽ ጉዳይ ፍልሰተኛታት በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ማዕቐፍ ሕጊ ዝተመልከተ ዓውደ መፅናዕቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኢጋድ ቀዳማይ ጉዳይ ምላሽ ማዕቐፍ ሕጊ ፍልሰተኛታት ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ…

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባን ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባን ስራሕቲ ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን ብሓባር ንምስራሕ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣድማሱ ዳምጠው ከምዝገለፁዎ÷ እቲ ሰነድ ስምምዕት ብወገን እቲ ዩኒቨርሲቲ…