Fana: At a Speed of Life!

ጉባኤ ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ኢኮኖሚ ኣፍሪካ 2023 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴን ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበልን ሓዊሱ ካልኦት ሰብ ሞያን ተወከልቲ ዓውዲ ውልቀን ይሳተፉ ከምዘለዉ ተሓቢሩ። እቲ መድረኽ፥ ምሁራንን…

ዓለማዊ ማእኸል ፀለምቲ ህዝብታት መቐመጢኡ ኣብ ኢትዮጵያ ብምግባር ክጣየሽ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለማዊ ማእኸል ፀለምቲ ህዝብታት መቐመጢኡ ኣብ ኢትዮጵያ ብምግባር ክጣየሽ ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። እቲ ማእኸል 28 ሕዳር 2016 ዓ.ም ንምጥያሽ ዘኽእል ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ከምዝተፈፀመ ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር  ኣምባሳደር መለስ…

ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ ምስ ነበር ኣባላት ኮንግረስ ኣሜሪካ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሺ በቀለ ምስ ነበር ኣባላት ኮንግረስ ኣሜሪካ ኤዶልፈስ ታውንን  ግሪጎሪ ሚክስን  ዘቲዮም። እቶም ኣምባሳደር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ኤክስ ከምዝበልዎ፥ እቲ ዘተ ኣብ መንጎ ኢትዮ-ኣሜሪካን ኣሜሪካ ኣፍሪካን ዝጠመተ…

ኣይተ ጌታቸው ረዳ ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ምስ ዝተውፃእፅኡ መናእሰይ፣ ደቂ ኣንስትዮን ዓበይቲ ዓድን ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ጌታቸው ረዳ ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ምስ ዝተውፃእፅኡ መናእሰይ፣ ደቂ ኣንስትዮን ዓበይቲ ዓድን ይዛተዩ ኣለዉ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣብ ክሊ ምጥያሽ ኣማኻሪ ካውንስል ግዝያዊ ምምሕዳር ጠመተ…

ሰዋሰው መልቲሚዲያ ምስ ዩኒቨርሳል ሚዩዚክ ግሩፕ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰዋሰው መልቲሚዲያ ምስ ዓለም ለኸ ኩባኒያ ሙዚቃ ዩኒቨርሳል ሚዩዚክ ግሩፕ(UMG)  ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ። እቲ ስምምዕነት ኢትዮጵያውያን ድምፃውያን ኣብ ዓለም ለኸ ዕዳጋ ሙዚቃ ነምንባር ከምዝሕግዝ ሰዋሰው መልቲሚዲያ ንፋና…

ኣብ ኣርባዕቲአን ዞባታት ጎጃም ዘሎ ኩነታት ሰላም ልዑል ምምሕያሽ የርኢ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባታትን ወረዳታትን ጎጃም ዘሎ ኩነታት ሰላም ልዑል ምምሕያሽ የርኢ ከምዘሎ ኮማንድ ፖስት ኣረጋጊፁ። ብኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝተጣየሸ ኮማንድ ፖስት ኣፈፃፅማ ትልሙ ኣብ ከተማ ደብረማርቆስ ገምጊሙ። ኣብቲ ገምጋም፥ ኣብ ኣርባዕቲአን…

ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ዝሰርሑ ክልተ ዓለም ለኸ ማሕበራት ሞያ ተፀምቢራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ‘ውመን ኢን ኒውክሌር ግሎባልን ውመን ኢን ኒውክሌር ኣፍሪካን’ ናብ ዝተብሃሉ ክልተ ዓለም ለኸ ማሕበራት ሞያ ተፀምቢራ፡፡ ኣብ ግብፂ ኣስዋን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ‘ዊን ግሎባል ኮንፈረንስ’÷ ኢትዮጵያ ኣባል እቶም ማሕበራት ንምዃን ብመሰረት…

ዋና ፀሓፊት ፊፋ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ድሬዳዋ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊት ማሕበር ኩዕሾ እግሪ (ፊፋ) ፋጡማ ሳሞራይ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኣማሲየን ናብ ድሬዳዋ ኣቲየን። እተን ዋና ፀሓፊት ኣማሲየን ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ድሬዳዋ እንትበፅሓ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ከድር ጁሃርን ኣባላት ካቢኔ…

ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ሕጊ ንዝነበሩ ኣካላት እናተውሃበ ዝፀንሐ ስልጠና ተሃድሶ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣጋጢሙ ብዝነበረ ፀገም ፀፅታ ብቐጥታ ይኹን ብተዘዋዋሪ መገዲ ብናዕቢን ግርግር ተጠርጢሮም ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ሕጊ ንዝነበሩ ኣካላት እናተውሃበ ዝፀንሐ ስልጠና ተሃድሶ ተዛዚሙ። ሰላም እቲ ክልል ናብ ዝነበሮ ንምምላስን ድሕንነት ህዝቢ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ሪታ ላራንጂንሃ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ሕብርት ኣውሮፓ ዘለፖ ርክብ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ…