Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብፍልይቲ ልኡኽ ምብራቕ ኣፍሪካ ሳኒ ሎን ሃርት ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኔዘርላድስ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብፍልይቲ ልኡኽ ኔዘርላድስ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ሳኒ ሎን ሃርት ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲዮም። ኣይተ ጌታቸው ረዳ÷ ድሕሪ ኲናት ዘሎ ህሉው ኩነታት ፀጥታ፣ ምኽባር ሉኣላዊነት፣…

ኣብ ጋዛ ሙሉእ ብሙሉእ ብምቁራፁ ምግቢን ካልኦት ሓገዛትን ምብፃሕ ከምዘይተኸኣለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ኲናት እስራኤልን ሃማስን ዝተልዓለ ኣብ ጋዛ ሙሉእ ብሙሉእ ብምቁራፁ ምግቢን ካልኦት ሓገዛትን ምብፃሕ ከምዘይተኸኣለ ዓለም ለኸ ትካላት ሓገዝ ገሊፆም። እቶም ትካት ዝህቡዎ ግልጋሎት ሎሚ መዓልቲ ሙሉእ ብሙሉእ ምቁራፀን ስዒቡ ንፁሃን ክጠምዩ…

መሰረተ ልምዓት መስኖ ንምድጋፍ ዘኽእል ልዝምብ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ባንኪ ኤግዚም ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኢ/ር ኣይሻ መሓመድ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ባንኪ ኤግዚም ሪፐብሊክ ደቡብ ኮሪያ በቲ ሚኒስቴር ንምውጋን ዝተሓሰቡ ፕሮጀክታት ክድግፉ ኣብ ዝኽእሉሉ ኩነታት ተዛቲዩ፡፡ ኣብቲ እዋን ዘተ ሚኒስትር ኢ/ር ኣይሻ…

ኤቨርተን ሕጊ ፋይናንስ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝን ጥሒሳ ስለዝተረኸበት 10 ነጥቢ ተቐኒሱዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ መርሲሳይድ ኤቨርተን ሕጊ ፋይናንስ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝን ጥሒሳ ስለዝተረኸበት 10 ነጥቢ ተቐኒሱዋ። እታ ጋንታ ኣብ ዘበነ ውድድር 2021-22 ምስ ጥሕሰት ፋይናንስ ተተሓሒዙ ብዘይሻራዊ መፃረዪ ኮሚቴ ምርምራ እናተገበረላ ምፅንሑ ተገሊፁ፡፡…

ካልኣይ ምዕራፍ ፕሮግራም ኢንቨስትመንት ልምዓት ደኒ ሬድ ፕላስ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)‘ሬድ ፕላስ’ ዝተባህለ ፕሮግራም ኢንቨስትመንት ልምዓት ደኒ ካልኣይ ምዕራፍ ከምዝተጀመረ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትሩ ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ ኣብቲ መርሃ ግብሪ መጀመሪ÷ ደኒ ምግቢ፣ ዕንጨይቲ፣ መኖ እንስሳትን መድሓኒትን ክኾኑ ዝኽእሉ እጽዋት…

ደቡብ ኮሪያ ኣብ ዘፈር ልምዓት ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ከምተጠናኽር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ዓለም ኤጀንሲ ለኸ ምትሕብባር ደቡብ ኮሪያ ቻንግ ዋንሳምን ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ብዛዕባ ዘሎ ታሪኻዊ ክልተኣዊ ርክብ…

ተጠቃምነት በሪ ባሕሪ ንምርግጋፅ ዓለም ለኸ ተሞክሮታት ምዕዛብ ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ተጠቃምነት በሪ ባሕሪን ወደብን ንምርግጋፅ ዓለም ለኸ ተሞክሮታት ምዕዛብ ከምዝግባእ ኣማኻሪ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ኢብራሂም ኢድሪስ ኣመልኪቶም። ብኣሰናዳእነት ዩኒቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ "ፍትሓዊ ኣጠቓቕማ ወደብ ንዘላቒ ሰላምን…

ኣብ ከተማ ላሊበላ ዘተ ሰላም ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ላሊበላ ተፈጢሩ ዝነበረ ፀገም ፀፅታ ብዘላቕነት ንምፍታሕ ሰላም ንምዕሳል ዝዓለመ ዘተ ሰላም ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ እዋን ዘተ ሊቀ ጳጳስ ሃገረ ስብከት ሰሜን ወሎን ላዕለዋይ ሓላዊ ደብረ ሮሃ ቅዱስ ላሊበላ ብፁእ እቡነ ኤርሚያስ፣…

ስምምዕነት ሰላም ደቡብ ሱዳን ተግባራዊ ንኽኸውን ኢትዮጵያ ሃናፂ ግደ ክትፃወት ኢያ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ፍሉይ ተወካሊን ደቡብ ሱዳን ሓላፊ ልኡኽቶ ደቡብ ሱዳን ኣብ ውሕመን ኒኮላስ ሮላንድ ሌይቦርን ሃይሶም ተዛቲዮም፡፡ ኣይተ ደመቀ÷ ኢትዮጵያ…

ኣብ ዝሓለፉ 3 ኣዋርሕ ልዕሊ ፍርቂ ሚሊየን ፓስፖርት ተሓቲሙ ናብ ውሽጢ ሃገር ከምዝኣተወ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ልዕሊ ፍርቂ ሚሊየን ፓስፖርት ተሓቲሙ ናብ ውሽጢ ሃገር ከምዝኣተወ ግልጋሎት ኢምግሬሽንን ዜግነትን ገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ግልጋሎት ሰላማዊት ዳዊት ዝተሰርሑ ስራሕቲ ኣመልኪተን ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ ከምዝበለኦ÷ ኣብ…