Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ቤተ መፅሐፍቲ ኣብርሆት ልዕሊ 100 ሺሕ መፃሕፍቲ ዲጂታላይዝ ምግባር ከምዝተክኣለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤተ መፅሓፍቲ ኣብርሆት ልዕሊ 100 ዲሕ መፅሓፍቲ ዲጂታላይዝ ብምግባር ሰባት ኣብ ዘለዉሉ ኮይኖም ንኽጥቀሙ ምግባር ከምዝተክኣለ ዋና ዳይሬክተር እቲ ቤተ መፅሓፍቲ ኢንጂነር ውባየሁ ማሞ ገሊፆም፡፡ ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ ኣዋርሕ ጥራሕ ኣብቲ ቤተ…

ቱርኪ ኣብ ጉዳይ ፀሊም ባሕሪ ኢድ ኣእታውነት ኣሜሪካ ይኹን “ኔቶ” ከምዘይትደሊ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱርኪ ኣብ ጉዳይ ፀሊም ባሕሪ ኢድ ኣእታውነት ኣሜሪካ ይኹን ትካል ቃል ኪዳን ጦር ሰሜን ኣትላንቲክ “ኔቶ” ከምዘይትደሊ ኣፍሊጣ። ኣብ ጉዳይ ድሕንነት እቲ ዞባ ቱርኪ ባዕላ ከምትኣክል እውም ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ እታ ሃገር ኤጁመንት ታትሎውሎ ተዛሪቦም፡፡…

ኣኼባ ሓበራዊ ኮሚቴ ቴክኒክ ሚኒስቴር ምክልኻል ኢትዮ-ጂቡቲ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)10ይ ዙር ኣኼባ ሓበራዊ ኮሚቴ ቴክኒክ ሚኒስቴር ምክልኻል ኢትዮ-ጂቡቲ ተጀሚሩ፡፡ ኣብ ጂቡቲ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ኣኼባ ብወገን ኢትዮጵያ ብብርጋዲየር ጄኔራል ተሾመ ኣናጋው ዝተመርሐ ልኡኽ እናተሳተፈ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ብርጋዲየር ጄኔራል…

መበል 23 ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) መበል 23 ውድድር ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ተኻይዱ፡፡ ኣብ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ውድድር፥ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤን ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓታት ተረኺቦም፡፡ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤን ኣብቲ እዋን ከም ዝበለኦ÷…

ብኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ከተማ ሻንጋይ ሙዚዬም ኮሙኒስት ፓርቲ ዑደት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ብኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ኣብ ከተማ ሻንጋይ ሙዚዬም ኮሙኒስት ፓርቲ ዑደት ገይሩ። ኣባላት እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዑደቶም፥ ኣብ ቻይና ቅልጡፍ ኢኮኖሚያዊ ዕቤት ዘመዝገበ ኮሙኒስት ፓርቲ፤ ታሪኻዊ…

ውድድር ዓብዪ ጉያ ብሰላም ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንመበል 23 ግዘ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ውድድር ዓብዪ ጉያ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ኣብቲ ውድድር ጉያ ናይ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ሃገራት ተሳተፍቲ፣ ኣምባሳደራት፣ ዕዱማት ኣትሌታት ከምኡ እውን 45…

ኢትዮጵያ ን122 ሃገራት ኣገልግሎት “Visa on arrival” ትህብ ከምዘላ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ን122 ሃገራት ኣገልግሎት “Visa on arrival” ትህብ ከምዘላ ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ገሊፁ። እዚ ዓይነት ቪዛ፥ ሓደ ዜጋ ኣብ ዝኸደላ/ዝኣትዋ ሃገር ንዝህልዎ ሓፂር ፃንሒት ዝወሃቦ እንትኸውን፥ እቲ ቪዛ ንምርካብ ዘድልይዎ…

ኣይተ ኢያሱ ወሰን ፕሬዚዳንት ኮንፌዴሬሽን ጉስጢት ኣፍሪካ ብምዃን ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ጉስጢት ኢትዮጵያ  ኣይተ ኢያሱ ወሰን ፕሬዚዳንት ኮንፌዴሬሽን ጉስጢት ኣፍሪካ ብምዃን ተሸይሞም። መበል 47 ስሩዕ ጉባኤ ኮንፌዴሬሽን ጉስጢት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዳራሽ ሕብረት ኣፍሪካ ተሳሊጡ። ኣብቲ ጉባኤ ኣይተ ኢያሱ…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ምስ ዓማዊል ሲቢኢ ኑር ዘቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ምስ ዓማዊል ሲቢኢ ኑር ዘቲዩ። መበል ዓስራይ ዓመት ሲቢኢ ኑር “ዕዉት ምዕራፍ፤ ብሩህ ተስፋ” ብዘብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። ፕሬዚዳንት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣቤ ሳኖ፥ ካብ ወለድ ነፃ ኣገልግሎት ባንኪ ኣብ…

ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ቻይናን ዘሎ ርክብ ንምጥንኻር ቆላሕታ ተዋሂቡ ከምዝስራሕ ተዛሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ቻይናን ዘሎ ኩለ መዳያዊ ርክብ ንምጥንኻር ቆላሕታ ተዋሂቡ ከምዝስራሕ ተዛሪቦም። እቶም ኣፈጉባኤ ንምክትል ኣቦ መንበር ቀዋሚ ኮሚቴ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ህዝቢ ቻይና ሎሳንግ ጊልትሰንን…