Fana: At a Speed of Life!

ዩጋንዳ ሓለዋ ዘድልዮም ማያዊ ከባቢታት ብምፍላይ ብጋዜጣ አሐቲማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ዩጋንዳ ሓለዋ ከባቢ ብምድጋፍ ሓለዋ ዘድልዮም ማያዊ ከባቢታት ፈሊያ ብጋዜጣ አሐቲማ። እቲ ሕትመት ኣብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ዘጋጠም ክሌማዊ ለውጢ ንምቕናስ ከምዝሕግዝ ተገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ  ሓለዋ ከባቢ እታ ሃገር ባሪሬጋ…

ብኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ግድብ ሲየንግ ኣፕ ዑደት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ግዝኣት ጄጁ ዋና ቤት ዕዮ ሪጂን ኮርፖሬሽን ገፀር ማሕበረሰብ ዑደት ገይሩ። ዳይሬክተር ጄኔራል ዋና ቤት ዕዮ ሪጂን ኮርፖሬሽን ገፀር ማሕበረሰብ ዶንግ ቺኦልን…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኢትዮጵያ ምስ ጀርመን ዘለዋ ርክብ ንምጥንኻር ዘኽእል ልዝብ ኣካይዶም ኢዮም – ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን መራሄ መንግስቲ ጀርመን ኦላፍ ሾልዝ ርክብ ክልቲአን ብሓዱሽ ዓውዲ ምትሕብባር ንምጥንኻር ዘኽእል ልዝብ ከምዘካየዱ ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ቀ/ሚ…

ኣኼባ ማዕቐፍ ምትሕብባር ኢጋድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ማዕቐፍ ምትሕብባር በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ ኣባል ሃገራ ኢጋድ፣ ምሁራን፣ ሰብ ሞያ፣ ሓገዝቲ ሃገራትን ትካላትን ተሳተፍቲ ኢየን። ንፍልሰተኛታት፣ ተመለስቲ ስደትን…

ኢትየጵያን ጅቡቲን ኣብ ጉዳያት ፀፅታ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትየጵያን ጅቡቲን ኣብ ጉዳያት ፀፅታ ብሓባር ንምስራሕ ስምምዕነት ተፈራሪመን። እቲ ስምምዕነት÷ ካልኣይ መዓልቱ ኣብ ዝሓዘ 10ይ ሓበራዊ ኣኼባ ቴክኒካል ኮሚቴ ሚኒስቴር ምክልኻል ኢትዮ-ጅቡቲ ኢዩ ተፈሪሙ፡፡ ብብ/ጄ ተሾመ ኣናጋው ዝተመርሐ ልኡኽ…

ጉባኤ ጉጅለ 20 ሲደብሊውኤ ኣብ ኣፍሪካ ኢንቨስትመንት ንምስፋሕ ዕላማ ከምዝተሓንገጠ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመን ብፕሬዚዳንትነት ዝምራሕ ጉባኤ ጉጅለ 20 ‘ኮምፓክት ዊዝ ኣፍሪካ (ሲደብሊውኤ)’ ኣብ ኣፍሪካ ኢንቨስትመንት ንምስፋሕ ዕላማ ከምዝተሓንገጠ ተገሊፁ፡፡ ሲደብሊውኤ ጉባኤ በጀርመን በርሊን በመካሄድ ላይ ነው፡፡ ጉጅለ 20 ኣብ ሲደብሊውኤ÷…

ኣብ ትግራይ ብልዕሊ 400 ሚልየን ብር ዝተሃነፀ ዘበናዊ ፋብሪካ መፃረይን መዐሸግን ማይ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ምብራቕ ወረዳ ኣፅቢ ጣብያ ፈለገወይኒ ብልዕሊ 400 ሚልየን ብር ዝተሃነፀ ዘበናዊ ፋብሪካ መፃረይን መዐሸግን መኣድን ማይ ረዊና ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ። እቲ ፋብሪካ ብበዓል ሃፍቲ ቦክረ ትጉሃን ክፍለማርያም ዝተሃነፀ እንትኸውን፥…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ መራሄ መንግስቲ ጀርመን ኦላፍ ሾልዝ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ መራሄ መንግስቲ ጀርመን ኦላፍ ሾልዝ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ቅድሚ ጉባኤ "G20 Compact with Africa (CwA)” ዝተሳለጠ እንትኸውን፥ ኣብ ክልቲኣዊ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።…

ርክብ ኢትዮጵያን ኩባን ብደም ዝተኣሳሰረ ኢዩ – ምክትል ፕሬዚዳንት ኩባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ እናገበሩ ዝርከቡ ምክትል ፕሬዚዳንት ኩባ ሳልቫዶር ኣንቶኒዮ ቫልዴዝ ሎሚ ኣብ ኣደባባይ ምሕዝነት ኢትዮ-ኩባ ሕቑፊ ዕምበባ ኣንቢሮም። ሕቑፊ ዕምበባ ኣብ ዘቐመጡሉ እዋን ኣብ ዘስምዑዎ መደረ ድማ÷ ርክብ ኢትዮጵያን ኩባን…

ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣነስትዮ ኢትዮጵያ ንማሊ ብበፂሕኻ መልሲ 6 ን 0 ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ትሕቲ 20 ዓመት ደቂ ኣነስትዮ ኢትዮጵያ ንማሊ መዘነኣ ብበፂሕኻ መልሲ 6 ን 0 ስዒራ። ሃገራዊት ጋንታ ትሕቲ 20 ዓመት ደቂ ኣነስትዮ ኢትዮጵያ ኣብ 3ይ ዙር መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ናይ መልሲ ፀወታኣ ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…