Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ስዑድ ዓረብ ኣብ ተርሚናል ወደብ ሞጆ ዑደት ይገብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ግልጋሎት ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ስዑድ ዓረብ ሳላሕ ቢን ናስር ኣል ጃስር ምስ ጉጅለ ልኡኾም ብምዃን ኣብ ተርሚናል ወደብ ሞጆ ዑደት ይገብሩ ኣለዉ። ኣብቲ እዋን ዑደት÷ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ፌዴሪኢ ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠመ ሓደጋ መኪና ክልተ ሰባት  ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከፍለ ከተማ ቦሌ ብዘጋጠመ ሓደጋ መኪና ክልተ ሰባት  ህይወቶም ስኢኖም። እቲ ሓደጋ ትማሊ 10 ሕዳር 2016 ዓ.ም ኣማሲዩ ሰዓት 2:19 ሲኖትራክ ብዝበሃል ተሽከርካሪ ዘጋጠመ እንትኸውን፥ በቲ ሓደጋ ኣስታት 30 ዓመት ዘለዎም ክልተ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንኣዋጅ መመሓየሺ ትካል ሓባሲ ንብዓት ህዝቢ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንኣዋጅ መመሓየሺ ትካል ሓባሲ ንብዓት ህዝቢ ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 3ይ ዓመት 6ይ ስሩዕ ጉባኤ÷ ክልተ ኣዋጃት መርሚሩ ኣፅዲቑ፡፡ ንኣዋጅ ትካል ሓባሲ ንብዓት ህዝቢ ንምምሕያሽ ዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ…

ኣብ ምስፍሕፋሕ መሰረተ ልምዓት ከተማታት ትግራይ ዘድሃበ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምስፍሕፋሕ መሰረተ ልምዓት ከተማታት ክልል ትግራይ ዘድሃበ ዘተ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ከምዘሎ ተገሊፁ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ…

ኣሜሪካ 100 ሚሊየን ዶላር ወታደራዊ ሓገዝ ንዩክሬን ከምትህብ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ 100 ሚሊየን ዶላር ዘውፅእ ወታደራዊ ሓገዝ ንዩክሬን ከምትህብ ኣፍሊጣ። ሚኒስትር ምክልኻል ኣሜሪካ ሎይድ ኦስቲን ሃገሮም ንዩክሬን ትገብሮ ሓገዝ ቃል ብዝተኣተወ መሰረት ከምዝፍፀም መርግጋፆም ተሓቢሩ፡፡ ኣብ ውሽጢ እዚ ሓገዝ ጦር…

ልዕሊ 284 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 284 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። 224 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ኣታዊ ናውቲታት ኮንትሮባንድን 59 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ወፃኢን ብድምሩ 284 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር…

ካቢኔ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘሳለጦ ስሩዕ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ። ናይቲ ምምሕዳር ኣፈፃሚ ኣካል ኣብ 2015 ዓ.ም ዓመታዊ ገምጋም ስራሕ ዝሓሸ ኣገልግሎት ንምሃብ ሪፎርም ምግባር ዘድሊዮም ትካላትን ኣወዳድባታትን ብምፍላይ ናይ…

ብሞባይል ባንኪንግ ዝፍፀሙ ምጭብርባራትን መገዲታት ጥንቃቐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምህዳር ሳይበር ሒዙዎም ካብ ሞንጎ ዝመፅኡ ፅቡቓት ኣጋጣሚታት ሓደ በቢመዓልቱ ንገብሮም ዕድጊታት ክፍሊት ንምፍፃም ጥረ ገንዘብ ካብ ምጥቃም ብዲጂታል ስርዓት ክፍሊት ስርዓት ምፍፃም ምኽኣል ኢዩ፡፡ ይኹን እምበር ዲጂታል ኣማራፂታት ክፍሊት ቀለልቲን…

ኣብ 25 ከተማታት ገፀር ዝተጀመረ ፕሮጀክት ፍልፍል ሓይሊ ፀሓይ ኣብዚ ዓመት ክዛዘም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 25 ከተማታት ገፀር ዝተጀመረ ፕሮጀክት ፍልፍል ሓይሊ ፀሓይ ኣብዚ ዓመት ክዛዘም ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ነተን ከተማታት ተረባሕቲ ንምግባር “ፕሮጀክት ሚኒ ግሪድ ሶላር” ብምቕራፅ ናብ ስራሕ…

ኢትዮጵያ ፀገማት ኣፍሪካ ብኣፍሪካዊያን መፍትሒ ንክረኽቡ ልዑል ፃዕሪ ገይራ ኢያ-ኣይተ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ፀገማት ኣፍሪካ ብኣፍሪካዊያን መፍትሒ ንክረኽቡ ልዑል ፃዕሪ ገይራ ኢያ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። ኣባላት ፓርላማ ፓን ኣፍሪካን ቀወምቲ ኮሚቴታትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሓበራዊ ኣኼባ ኣሳሊጦም።…