Fana: At a Speed of Life!

ሰብ ሃፍቲ ህንዲ ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቂሊንጦ መዋእለ ንዋዮም ናይ ምፍሰሳስ ድሌት ከምዘለዎም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፋርማሲዩቲካል ማኑፋክቸሪንግ ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ህንዲ ኣብ 279 ሄክታር መሬት ኣብ ዝዓረፈ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቂሊንጦ ብምውፋር መዋእለ ንዋዮም ናይ ምፍሰሳስ ድሌት ከምዘለዎም ገሊፆም። እቶም ሰብ ሃፍቲ ድሌቶም ዝገለፁ÷ መሰረተ ልምዓት፣…

እስራኤልን ሃማስን ንኣርባዕተ መዓልቲታት ተኹሲ ንምቁራፅ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኲናት ዝርከቡ እስራኤልን ሃማስን ንኣርባዕተ መዓልቲታት ዝፀንሕ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ከምዝገበሩ ተገሊፁ፡፡ እቲ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ብኳታር ሸምጋላይነት ኣብ ዶሃ ኣብ ዝተኻየደ ምስጢራዊ ድርድር ዝተገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ጀርመን ዝነበሮም ፃንሒት ውፅኢታዊ ነይሩ- ቢልለኔ ስዩም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ጀርመን ዝነበሮም ፃንሒት ውፅኢታዊ ነይሩ ክብላ ሓላፊት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢልለኔ ስዩም ገሊፀን። ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ጀርመን ኣብ…

ኣብ ትግራይ ሓንቲ ኣደ ሰለስተ ህፃናት ብሰላም ተገላጊላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ውቕሮ ሓንቲ ኣደ ሰለስተ ህፃናት ሎሚ መዓልቲ ብሰላም ተገላጊላ። እታ ጓል 30 ዓመት ዝኾነት ወ/ሮ ኣፀደ ገብረመስቀል፥ ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ከተማ ውቕሮ ኢያ ሓሪሳ። እቶም ህፃናት ኣብ ደሓን ኩነታት ዘለዉ እንትኾኑ፥…

ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ “ኮምፓክት ዊዝ ኣፍሪካ” ተደማፅነታ እናሓየለ ምምፅኡ ዝተረጋገፀሉ መድረኽ ነይሩ-ኣይተ ማሞ ምህረቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ "ኮምፓክት ዊዝ ኣፍሪካ" ተደማፅነታ እናሓየለ ምምፅኡ ዝተረጋገፀሉ መድረኽ ነይሩ ክብሉ ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ገሊፆም። እቲ ጉባኤ ጀርመን ብሓፈሻ ሃገራት ኣውሮፓ ምስ ኣፍሪካ ዘለወን ርክብ ንምጥንኻር ድልድል…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ 12 ክፍሊ ፈተና ልዑል ውፅኢት ንዘመዝገቡ ተምሃሮ ኣፍልጦ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2015 ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ ልዑል ውፅኢት ንዘመዝገቡ ተምሃሮ መርሃ ግብሪ ምሃብ ኣፍልጦ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ልዑል ውፅኢት ካብ ሞንጎ ዘመዝገቡ ተምሃሮ ብተወሳኺ ልዑል ውፅኢት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት የሳልጡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት የሳልጡ ኣለዉ እቲ ገምጋም ኣብ ኣፈፃፅማ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት 2016 ዓ.ም ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ…

ዓለም ለኸ ጉባኤ ጥራምረን ቅመማ ቅመምን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 12 ዓለም ለኸ ጉባኤ ጥራምረን ቅመማ ቅመምን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ “ኢትዮጵያ ኣተኣማማኒት ፍልፍል ንድልየት ፍሪያት ግብርና” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቲ ዓለም ለኻዊ ጉባኤ ናይ ኢትዮጵያ…

ጫፍ ዝሓዙ ተረኻት ንኹሉ ብዘረዳድኡ ተረኻት ክትክኡ ይግባእ – ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጫፍ ዝሓዙ ተረኻት ንኹሉ ብዘረዳድኡ ተረኻት ክትክኡ ከምዝግባእ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም። ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምስ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ከምኡ እውነ ምስ ኣፈ ጉባኤታት ክልላት…

ኣብ ክልል ማዕከላዊ ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ከተማታት ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ማዕከላዊ ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ከተማታት ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ እንደሻው ጣሰውን ምክትል ርእሰ ምምሕዳር  ኣይተ ኣንተነህ ፍቃዱን ሓዊሱ ኣመራርሓ ዞባታትን እቲ ክልልን ተረኺቦም።…